No video

#Jstudio

  Рет қаралды 185,481

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

#Jstudio #Eritrea #Eritrean #teweldeeyob #Ala #new ኣቶ ኢዮብ`ውን ብዙሕ ግዜ ተታሒዞም ኣካላቶም ክሳብ ዝረማመስ ብበትርን ኩርማጅን
ወድካ ኣምጻኣዮ ዝብል መከራ በጺሕዎም ክሳቀዩ ተገይሩ እዩ። ትርሓስ ኢዮብ ሓደ ግዜ
ትብል፣ ኣቦይን ክልተ ተጋሩ ሰራሕተኛታት ጀርዲንን ናብ ሰፊሕ ጀርዲና ምስ ወፈሩ ወታሃደራት
ገዛና ፣መጽዮም ስለዝሳኣንዎም ናብ ጀርዲን ብምዃድ ክሕዝዎም ፈቲኖም እዮም።
ኣጋጥሚ ግን ኣቦይ ኩሉ ግዜ ብጉዳይ ተወልደ ሓወይ ስቃይን መከራን ይመጾን ነፍሲ ወከፍ
መዓልቲ ንስቃይን መከራን ዝዳሎ ብምንባሩ ካብ ማዕዶ ክመጹ ምስ ረኣዮም ካብቲ
ጀርዲን ሃዱሙ ተሰዊርዎም እዩ። ግን ንኣቦይ ክረኽብዎን ክሕዝዎን ዘይካኣሉ ሰራዊት
ኢትዮጵያ ነቶም ኣብቲ ግራት ዝጸንሕዎም ክልተ ሰራሕተኛታት ኣቦይ ኣበይ ከም ዝተሓብአ
ሓቲቶም መልሲ ምስ ከልኦዎም ቀቲሎም ኣብቲ ጀርዲን ደርብዮሞም ከይዶም ትብል፣
ተዘክሮታት ክትገልጽ ከላ።

Пікірлер: 1 200
@nzmfamily
@nzmfamily 4 жыл бұрын
welcome josi hawuna, እቲ ዘገርም ከኣ ክሳብ ሕጂ እቲ ዝነበረ ስልቲ ምህላዉ ዩ ነታ ንደልያ ሓርነት ሽታ ማይ ኮይና ኣብ ባርነት ክነብር ርዲኢትና ፈሪዱናስ ብ ኣውራጃን ፡ ዞባን ተካፋፊልና ፡ከም ድልየት ኣረመናት ኮይና ኣለና ሞ ኣምላክ ርእስና ኣንቂሑ ሰናይ የውርደልና ኣሜን(3)
@sofimed7056
@sofimed7056 4 жыл бұрын
Amen zhawey nhna ka bakmna knsehlu alna Ab Amlak tray mumurkas aykonen nabnet ab tadimna nkodo geza wey wray bzaba ezi mfllay kem Aresti balna alilna kab suru kmoho kemzelowo kenell alona nabnet nbl nhna bkanka bemnet bkulu srate Aebabra hade ena Iseyas n mefalaley elu eyu Abza hagerna yetwo elna kenell alona
@nzmfamily
@nzmfamily 4 жыл бұрын
@@sofimed7056 nay behaqi kbirti haftey nehade ztefelte neger habirka mflat xbuq lewti hdhd ymexi u tesemamiae aleku abza des tbil melektki 10q so much 🙏😍
@nzmfamily
@nzmfamily 4 жыл бұрын
@ደላይ ፍትሒ። kulu nab dehar gexu u zmesil degim kbur haw ayzo tray🙏😍
@nzmfamily
@nzmfamily 4 жыл бұрын
@@danielhadgu እንታይ ትብል ወደይ ካልእ ከ
@wedibelih7205
@wedibelih7205 4 жыл бұрын
GebreYesus,ብርእሱ ዘይ ጉዓዝ ሰብ ኣሎ ክብል ኣይ ክእልን ህግደፍ ግን ካሮሳ ክብሎም ይደፍር; እዳ ሑቢ ኣጃካ ክብረተይ ድሕሪ ጸልማት ብርሃን ከም ዘሎ ጥራይ እመን: እቲ እዋን ሓጺር እዩ::
@user-mh4ok8jd6i
@user-mh4ok8jd6i 4 жыл бұрын
ኣይትንብዓ ጸላኢኺን ይንባዕ ስድራ ጂግና ተወልደ ኢዮብ፡ ተወልደ ኢዮብ ማለት ንጉስ ኢዩ ኣብ ልቢ ኩልና ዝተወቀጠ ተባዕ ጅግና ኢዩ በዓል ሓቅን በዓል መትከልን።
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 4 жыл бұрын
stand up for the truth Josi ezgiher yhabo eno aflitina ember weridina nay lomi Eritrean wala hade aynfelton ena nerna. Gn kea hazine ezi z'akil Tarik teabitu kiterf b mgbarom HGDF
@lemlemberhe6316
@lemlemberhe6316 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ናይ ጀጋኑ እምበር ::
@user-mh4ok8jd6i
@user-mh4ok8jd6i 4 жыл бұрын
@@tedibrhane3881 ዘርእኻ ኣይሰስን
@user-mh4ok8jd6i
@user-mh4ok8jd6i 4 жыл бұрын
@@tedibrhane3881 kkkkkk ሰነፍ ድኹም ኣከለጉዛይ ጥራይ ዲዩ ዝጸንት ዘሎ? ኩሉ ኤርትራዊ ኢዩ ድጸንት ደሎ ሓማሴን ኣይኮነን ዲዩ ጰጥሮስ ሶሎሞን፡ ዶክተር ኢዮብ ገብረንጉስ፡ ኣፈወርቂ ኣምሓራይ፡ ጸጋይ ቀሺ፡ ክንደይ ክንብሎም ቢኢድ ኢሳያስ ዝተረሸኑ ደቂ ሓማሴን ደሓር ከኣ ንስኻ ትውክሎ ወዲ ሓማሴን የለን ሓማሴን ክትከዉን ውን ኣይትኽእልን፡ ሱቕ ኢልካ ሓደ መሃዪም ኢኻ ንስኻ።
@user-mh4ok8jd6i
@user-mh4ok8jd6i 4 жыл бұрын
ደቂ ሓማሴን ኣካርጆሞ ? ኣሃ ደቂ ሓማሴን ዲዮም ቀተልቱ ንተወልደ ኢዮብ? ባዕልኻ ትብል ኣለኻ እምበር ንሕናስ ሓማሴን ኣይበልናን ቀታሊኡ ኢሳያስ መሲሉኒ ጸኒሑ። ሕጂ ትብል ዘለኻ ሓማሴን ቀተልቲ ኢዮም ሓቀይ????????
@brhanebereke6268
@brhanebereke6268 4 жыл бұрын
ኣይከኣልኩን 😢ብፍላይ እዛ ንእሽቶ ሓፍትና ክትገልጾ ከላስ ኦ ፈጣሪ ወጽዓና ሪኢኻ ተዓረቀና ። መወዳእታና የጸብቀልና ።🙏
@natialmeysari9699
@natialmeysari9699 4 жыл бұрын
😭😭😭
@brhanebereke6268
@brhanebereke6268 4 жыл бұрын
@Lari Fari Thanks ክቡር ሓው ኣጆና ወ በብዘለናዮ ኣይንሕመቅ።🙏
@ezgabheryemasegen6009
@ezgabheryemasegen6009 4 жыл бұрын
Yeah. ክንደይ የሕዋትና ድዬም ጠፊኦምን እዋይ
@wediakriaasefaw3412
@wediakriaasefaw3412 4 жыл бұрын
ዉጩ ጸማም ዳኣ ምስኪናይ ካቡኡ የድሕነና ገልዳም ኣጆኪ ጽብቅቲ ሓፍተይ ሓንቲ ማዓልቲ ኣላ እዚ ብኪያት ናብ ሳሓቅ ዝቅየረሉ፡ ፡
@biniamftsum2610
@biniamftsum2610 4 жыл бұрын
ን ህግደፍ ዘይፈልጥ ብሂትለር ይግረም ።
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 4 жыл бұрын
Tsinat, You’re beautiful and super smart. You’re uncle Tewelde is very proud of you and he’s smiling at you from his grave yard. By the way you look like just like your uncle Tewede. Keep fitting better day is coming.
@hagerdawit8707
@hagerdawit8707 4 жыл бұрын
I said the same she looks exactly copy of Tewelde, she is beatiful and smart. God bless the family
@salihibrahim562
@salihibrahim562 4 жыл бұрын
Tesfalidet: did you knew Tewelde Eyob in person? It’s heartbreaking the family has to through this agony. I also want to share my disappointment the late Ali Sayid Abdella for doing nothing: lastly, I just want to assure the family of martyred Faris Tewolde Eyob will always be remembered .
@nevergiveupchange3466
@nevergiveupchange3466 4 жыл бұрын
ትም በሊ መንደቅ እዝኒ ኣለዎ ኣጆኪ ሐፍተይ ብእዝንኦም ተወቲቶም አብ ሕጊ ዝቀርብሉ ግዜ ክመጽእ እዩ ኣሹንካይ ዶ ንስኪ ንሕና ከማን ተወልደ ኢዮብ ኤርትረዊ ምኻኑ ኩርዓት ኢና
@Hewat
@Hewat 4 жыл бұрын
ኣድነቅቲ ጆስ ኩለኩም ኤርትራውያን ሓደ ኮና ነተባብዓዮ
@aleksanderberhane2972
@aleksanderberhane2972 4 жыл бұрын
Simon abraham naybhaki josie btaami kenebaratao alena.
@mgm4286
@mgm4286 4 жыл бұрын
Simon Abraham Xbuk aleka gin ምትብባዕ ጥራሕ ድዩ ዘድልየና ፍታሕ ኣብ ምንዳይ ከ ምውሳእ ካን ተበቲኹና ድዩ? እዋይ ኤርትራዊ 😱
@teklehabte6705
@teklehabte6705 4 жыл бұрын
Waw ah ah wedi haram seb aba atfia amlka bitte wechfka zergh
@tsgabmedia
@tsgabmedia 4 жыл бұрын
@@mgm4286 ጽቡቅ ኣለካ ! ግን ከም በዓል ጆሲ ሓውና ከምዚ ጌሮም ሓቀኛ ምስሊ ቃልሲ ህዝብና እንድሕሪ ነጊረምና ! ብድሕሪኡ ናይ መንፈስ ቃልሲ ይሓድረካ ማለት'ዩ ። ሓሳብካ ግን ኣይጸላእክዎን ምክንያቱ ካብ ክውንነት ማራ ርሒቅና ስለ ዘለና ።
@tsgabmedia
@tsgabmedia 4 жыл бұрын
@The Best ከመይ ጌርካ ንስካ በሕዋትካ ዝስመዓካ ፡ ተወልደ እኮ እቲ ንስካ ኤርትራዊ ክትከውንን ክትውለድን ኣብ ሃገርካ ከቢርካ ክትነብርን ክብርቲ ሂወቱ ዝሃበ እዩ ። ወላ ቃልሱ ኣንጻር ኢሰያስ ኣይተዓወት እንበር ነዚ ሰራቂ ዲክታተር ቅድሚ ኩሉ ፈሊጡ ነዓካ ያኢ ክሕሸካ ክብርቲ ሂወቱ ኣሕሊፉ ። ክትፈልጥ ብተወልደ እንድሕሪ ዘይተሰሚዕካ ብስም ኣሕዋተይ ኣይትሽቅጥ ፡ ከመይ ጌርካ ኢካ በቦታትና ዘይተሰማዓካ ብሕዋትካ ዝስመዓካ ዘይመስል ። ግን ካብዞም እሕሕ እንተኮንካ ሽግር የብሉን፡ ኩሉ ዓይነት ሕብርታት ሓደ ስለ ዝኮነ ነዓኩም !
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 4 жыл бұрын
ኣይካኣልኩን ኣይካኣልኩን ሓትነታተይን ደቂ ሓትነይ ዝወለዶም ኣብዚ ታኣኪብና ክርኢ ክትርኢ ከለኻ ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን። ንበይነይ ኣብዛ ገዛይ ይነብዕ ኣለኹ ኣይካልኩን በቃ ኡይይይይይይይይይይይይይይይ
@tsinattewelde19
@tsinattewelde19 4 жыл бұрын
@danielhasho5331
@danielhasho5331 4 жыл бұрын
Tewelde Eyob will never forget his contribution on the revolution of Eritrea, the others heroes aswell.Good job as usual Jossy.
@rgeat7685
@rgeat7685 4 жыл бұрын
ክንርቲ ጽንዓት በኺኺ ኣብኪኽኒ ኣጆኺ ኣኮታትኪ ሓትነኺ ንዓኹም ጥራይ ኣይኮኑን ተሰውኦምኹም።ንሕናዉ ከማኺ እና ንነብዕን ንሓዝን።ክብርቲ ጽንዓት ዕድመን ጥዕናን እሃብኪ ፈጣሪ።
@Lovt143
@Lovt143 4 жыл бұрын
ሰብ ክሕሱ ይኽእል ኢዩ ታሪኽ ግን ኣይሕሱን ኢዩ ሓቅኺ ጽንዓት ሓፍተይ
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 4 жыл бұрын
ሕጅስ ብዓል ውጩ ጅግና ድዮም ክብሃሉ እዛ ጅግና ትብል ንኩሉ ሰብ ኢያ ትብሃል ኣብ ኤርትራ።ኣሕሕሕ ጅግና ኣጥፊእካ ንዘይ ጠቅሙ ትውሃብ ኣላ።
@sebtelam2826
@sebtelam2826 4 жыл бұрын
ዉጩ ደኣ ሰክራም አምበር ታይ ጅግና።ሰኪሩ ምስ ናይ መኣስከር ገት ፡ይጋጮ፡ሰኪሩ ሽጉጥ ይትኩስ፡ቁማር ይጻወት ነይሩ ።ኣያይ ኮሎ ኣለኩ ይብል ነይሩ አዚ ሰክራም፡ቀዲሙ ከኣ ብስክራን ጋሕ ኢሉ።
@hanitekle4068
@hanitekle4068 4 жыл бұрын
ንገበነኛታት ጅግና ምባል እኮ እዩ ዘባስአና ዘሎ፡ ንገበነኛታት ጅግና ዝብሉ ሰባት እንተሃልዮም ኣነ ክሳብ ብደብ ክበኣስ እየ
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 4 жыл бұрын
ጅግና ናይ ጀጋኑ ዩ ውጩ ክሳብ ሓለፍቲ ደርግ ፈጥፈጥ ዘበለ ዩ። ወፍሪ ደንከል ውጩ ዩ ክበሃል ከሎ ራዕራዕ ዘኣተዎም ኣምሓሩን መራሕቶምን።
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 4 жыл бұрын
@@nevergiveup5690 ክክክክ ውጩ ጅግና እንተ ኮይኑ ብዓል ወዲ ፍላንሳ ደኣ እንታይ ዝብል ስም ክውሃቡ ኢዮም።ድሓር ከኣ ጅግና ንጅግና ከምኡ ኣየቃሽሽን ኢዩ።
@sebtelam2826
@sebtelam2826 4 жыл бұрын
@@nevergiveup5690 ፡ኣነ ዝገርመኒ ናትና ነገር ኣሻሓት ዝተሰውኡሉ፡ዝሰንኮሉሉ ንሓደ ጅግና ትብሉ።ሐራይ አዚ ትብሎ ዘለካ ይኩኖልካ አስካ። ድሕሪ ናጽነት ዉጩ ኣብ ስክራን፡ቁማር ምጽዋት፡ምምንዛር ትራይ ከምዘሕለፎ ከ ትፈልጥ ዶ።ኣብ በትጽሕፈቱ ኣትዩ አኮ አዩ ስርሑ፡ጸብጻቡ ክርእይ፡ጸገም ሰራዊት ክሰምዕ ዘይረኣይ ነይሩ ።በቃ ጭርሞ ፡ቁማር ትራይ ኣይጉዶሎ ኣማሲኡ ከኣ ብጭርሞ፡ሓዘካ ሰፊፍዋ ጋሕ ኢሉ ።
@user-mb5lg4hs8b
@user-mb5lg4hs8b 4 жыл бұрын
ኣጆካ ጆሲ ዓይኒ ህዝቢ ስድራ ተወልደ ኢዮብ ድማ ስድራ ጅግና ኣቦና ተሰዊሩ ኣተሰወረን በትሪ ሓቂ ትቀጥን እበር ኣትስበርን ኢኢኢኢኢኢኢያ
@kidanemeng5800
@kidanemeng5800 4 жыл бұрын
*One of the first & best of best channel 2019፥ thank you jstudio with yours lovely comrade*
@yohannesabraha
@yohannesabraha 4 жыл бұрын
ኣሕ እዋይ ኣህዋተይ ወለደይ፡ እዚ ኩሉ መከራስ ፡ ክሳብ ሎሚ ምውዳእ ኣቢና፡ ኣጆኹም ጀይስቱድዮ የቐንየልና ስለ ቲ ኩሉ ታሪኽ።
@Aman-dk1ko
@Aman-dk1ko 4 жыл бұрын
O.m.g ብጣዕሚ ዘሕዝን ተግባር ክሳብ ክንድዚ እዩ ፈጺሙ እዚ ውልቀ መላኺ ኣጆኪን ፡ ናይ ተወልደ ታሪኽ ከኣ ዳግማይ ኣብ ኤርትራ ኣብ መድረኽ ክትደግማልና በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ።
@MMMM-zc1dq
@MMMM-zc1dq 4 жыл бұрын
Jose, pls keep up the hard work. This investigative work is breaking the back bone of HEGDEF. pls know that you are Tewelde Eyobe!!!!!!!!!!! He is gone with out surrendering his belief. The millions of Deleyetie Fethie are the sons and daughters of Towelde Eyobe, Through you guys, his ideas of a free and democratic Eritrea will be achieved. It is then that we will celebrate the lives of Tewelde Eyobe and those who had paid the ultimate price for us. Their dream will be alive and well one day while the sons and daughters of HEGEDEF will be searching for a place to hide. The future belongs to us not to them. Thank you
@user-hp5bi4ef1x
@user-hp5bi4ef1x 4 жыл бұрын
ነቢዔ ዘይፈልጥ ነቢዔ ወታደራት መጺእምኒ ተወልደ ኣበይ ኣሎ ክብሉኒ እዮም ንብዓተይ ክበጽሕ ናብ ሰማይ ነጺገ ኣለኹ ኣምላኽ ነታ ሓላል ስድራ አብመሬት ተቐጺዓ እያ እሞ ኣብ ገነትካ አምብራ ንህልዋት ቤተሰብ ጽንዓት ይሀብኩም ንህዝብናን ሀገርናን ከኣ ባርኽ ።
@raheltewelde847
@raheltewelde847 4 жыл бұрын
አይትንበዓ የሐዋት ❤️❤️🙏 ውልቀመላኺ ምስዃራኹሩ ኢዶም ኽረኽቡ እዬም❤️🙏 አጆኹም አጆና 👍❤️💪
@shishaiteklit2692
@shishaiteklit2692 4 жыл бұрын
ጽንዓን ይሃብኩም ወለዲ ተወልደ ኢዮብ።
@robeltesefamaryam2646
@robeltesefamaryam2646 4 жыл бұрын
እዞም ተጋደልቲ ህ.ግ ኢና ትብሉስ እዚ ክሰሙዑ ከለኩም ትሓፍሩዶ? ነዚ ኢኩም ትቓለሱ ዝነበርኩም፡እዋይ ኣብዛ ሃገር ዘይተፈጸመ ግፍዒ የለን።ጆሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ሰንደልና እዚ ታሪክ እዚ
@salvato7665
@salvato7665 4 жыл бұрын
ስለምንታይ ይሓፍሩ ደይ መደይ ኢሎም ደይኮኑን ዝቀትሉ ነሮም ምናልባት አብዚ ግዜዚ ሓለፍቲ እቲ ዘይፍለጥ መሲሉዎም ተመኩሮታት ኢሎም ዘዘንትው እቲ ክፋእ ናቶም ግን ሰብ ይፈልጦም ዩ ነብሰገዳ ሕፍረት ግን አይፈልጥን ዩ
@liverpoolever2850
@liverpoolever2850 4 жыл бұрын
Ayhafrun eiom ab hiwet hade nger temahire ati hiwet shetet debleto zegbro ayhfronyu dem setiom keytrdeom etom buzuhat gerhtat bsenki etom dem seb delmdu.
@tiblestgere2790
@tiblestgere2790 4 жыл бұрын
Yhbenu amber ay dem Seb mstay zlemedu Seb zmeslu gn arawit adyom
@amantesfama6702
@amantesfama6702 4 жыл бұрын
ነዚ ቃንዛ ናይዛ ንእሸቶይ ሓፍትና ዘይ ስምዖ ፍጥረት ናይ ዘብ ዘይ ብሉ ኣሬሜን ኢዩ ኣምላኽ ይኣክለኩም ይበለና ክቡራት የሕዋት
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
ኣብ ኩሉ ዓለም ሰውራ ሕማቅን ዝቡቅን ተፈጺሙ እዪ ግና ኣብ መወዳእታ ህዝቢ ፍትሕን ዲሞክራስን ረኪቡ ዶ እዪ ክብሃል ዘለዎ ፍትሒ ዘይምርካብና እዪ እቲ ዕላማ ብላሽ እዪ ዘብለካ
@sunvectorious5684
@sunvectorious5684 4 жыл бұрын
J ' STUDEO KEMEY .THANKS AN IRON MAN MAN OF TRUTH.AWSAYO NAZOM ZEYNGER TESHEFENU ZHALF MESELWO.M.! ANEHO HERO J.GOD BLESS YUO. WITH YUOR BATCH.
@woldemichaelgebremichael3126
@woldemichaelgebremichael3126 Жыл бұрын
ጽንዓት ንስድራ! መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንጀጋኑና!!
@hiwetfitiwi3046
@hiwetfitiwi3046 4 жыл бұрын
I was tearful when I listened the story. Tsinat you’re amazing girl keep fighting to reveal the truth and one day we will win.
@letinak4559
@letinak4559 4 жыл бұрын
እዋይ እዚ ህዝቢ ዝረኸቦ :እግዛብሄር ጽንዓት ይሃብኩም ስድራ ተወልደ 🙏🙏
@nahommussie1311
@nahommussie1311 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሕማቅ ተሰሚዑኒ። to see this little girl crying
@user-sd8bm4fc7i
@user-sd8bm4fc7i 4 жыл бұрын
Thanks J-studio btami xubuk srah tiserih aleka and eza hafti tewelde jigna ka btami smart zkonet gal aleta bezi agatami ka enkoe baAl wuchu kedemti nay eseyas kem zneberu negerkana
@antihgdef
@antihgdef 4 жыл бұрын
Thanks I studio, heroic Eritreans never give up.
@user-xo6vg1qk9m
@user-xo6vg1qk9m 4 жыл бұрын
ጽንዓት ሓፍተይ am proud of you super smar ንብዓተይ ክኮጻጸሮ ኣይከኣልኩን
@aron668
@aron668 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ኣባይኪ ይንባዕ ኣጆኺ ሓደ መዓልቲ ትሕጎስሉን ትስሕቅሉን እዋን ክመጽእ እዩ። እንተ ህግደፍን ሰዓብቱን ግና መዓልትኹም ተጸበዩ። ሰብ ክሕሱ ይኽእል እዩ ታሪኽ ግን ኣይሕሱን እዩ ረዚ ቃል ናይ ብሓቂ። Thanks Josi bro .
@OLiJi_-mechant732
@OLiJi_-mechant732 4 жыл бұрын
ዓኽኽኽኽ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ኣታ ወሎዶይ አዚ ዩ ታሪኽና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኩቡር ኣቦና ተወልደ ኢዮብ ንሙሉእ ስድራቤት ድማ ጽናት ይሃብ ክብርቲ ወላዲቱ ደይ ደገፈ ንዓኻ ግና ነብሱ ወፊዩ ስድራይ ከይበለ🙏🙏🙏🤔🤔🤔 ነብሱ ከይፈተወ ንዓኻ ተወፊዩ በጃ ሃገርዊ ቀጻልነትካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌✌✌
@onelove9833
@onelove9833 4 жыл бұрын
I am not stopped crying 😭 it is so sad , pls Wake up everyone
@godislove4163
@godislove4163 4 жыл бұрын
Me also
@ate587
@ate587 4 жыл бұрын
ኣሕ ደሓን ግዜ ዘይቀልዖን ዝያምጾን የልን ኢሞ ደሓን ግዜኡ ይጽበ ምስ ሰድሩን ዓለቱን ዝሰቀይላ ግዜ ሓልያ ኪትምጽ ኢያ!!! ኣጆኩም ስድራና ኩሉ ኢርትራዊ ብስርዓት ኢርትራዊ ዘይተብደለ የለን ። ኣምላኽ ይሓግዘና ነዚ ኣረሚን ሰብ !!
@samiandu4495
@samiandu4495 4 жыл бұрын
Eza kolea nay akoa tewelde eyob wesida nay behaki jegna kulu azerarebea wala rutub ak entay emo yegber nay behaki kem lomanti bekye ayfelten sorry 😅😅😅🇪🇷🇪🇷God bless you every where you go tewelde eyob"s family & @;josi hawena kea thanks for posting ,,',
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 4 жыл бұрын
Thank u for telling our history..only than can we heal and built our nation.
@stefenboy3061
@stefenboy3061 4 жыл бұрын
ንሽፍትነት ህግ ዘይፈልጥ ብዳዕሽ ይግረም።ከም ህግ ገበነኛን ጨካን ውድብ ፍጹም የለን።
@sologrande2521
@sologrande2521 4 жыл бұрын
ናይ በሃኪ ዝገርም ኢዩ ኣምላክ ሰላም የዉርደልና አበር ሂግደፍ ሲ በዲልና ኢዩ
@selletigabu844
@selletigabu844 4 жыл бұрын
Ajoki Tsiniat kiwegih'yu. Tirki'mirki ybil Jossy ezom tirki'mirki nay tarika hatela wagiom kikifeluyom. Jossy thank you for sharing for our great hero Tewelde Eyob.
@Eriboy839
@Eriboy839 4 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭🇪🇷ደቂ ኤረ ኣሕ ኣጆኹም ጆሲ ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝሰብር ታሪኽ ኣቅሪብካ ሎሚ በርትዕ ወድ መሬት
@MFish7980
@MFish7980 4 жыл бұрын
Thank you Josi and the family of Eyob Tewolde for their great testimony. The disappearance of brother Eyob and others has happened long time ago (in the 70) where nobody expects to happen. But what is sad is, still the brutal regime is using the same tactic and is staying in power even in 2019 !! So , we Eritreans need to wake up ! For get the division on Awrajas and Religion. Let’s focus on the “ Brutal regime “ !!!!!!
@garzaalem2301
@garzaalem2301 4 жыл бұрын
ኣብ ግዜ ቃልሲ ደም ዘንባዓካስ ኣብ ግዜ ንጻነት ክሓቑፈካ ማልት ዘብት እዩ።
@samuelhailu4402
@samuelhailu4402 3 жыл бұрын
Tewelde eyob hero 🇪🇷
@filmongerezgher4460
@filmongerezgher4460 4 жыл бұрын
በደይ ሰሳሕ እዩ ዓደይ ሰሳሕ ንበዓል ተወልደ እዮብን ካልኦት ጀጋኑን ኣፍሪያስ ህጂ ግን ንኩርኩር ናይ ኢሳያስ ኣብርሃ ካሳ ኣፍሪያትልና ዘሕዝን ግዜ!
@user-nt7ey7fd5e
@user-nt7ey7fd5e 4 жыл бұрын
Filmon Gerezgher፡ ደቂ ሰሳሕ ቀረብትና ኣለዉ ጽቡቅ ገሮም ንኣብራሃ ካሳ ዝፈልጥዎ ልክዕ ከም ፊሊፖስ እሸተ ኢዩ ወዲ መርየት ኣይኮነን ይብልዎ ፈለጥቱ ፡ ካሳ ?እንተሓሰብካዮስ እምበር'ከ ሽም ከበሳ ኢዩ ድማ ይብል ብዉሽጠይ።
@asersegar6427
@asersegar6427 4 жыл бұрын
ጆሲ ኣብ ሂወተይ ከም ለሚ በክየ ኣይፈልጥን ኩሉ መደብካ ይከታተሎ እየ ናይታ ህፃን ንብዓት ግን ኣንቢዑኒ ዘይኮስ ወሽጠይ ረቡሽኒ ግዜ ኣፍ ኣለዎ !!
@aleksanderberhane2972
@aleksanderberhane2972 4 жыл бұрын
Wow what to say, I am crying too but we be strong Tewolde's family, and thanks josie 🇪🇷❤🇨🇦
@faresomer1011
@faresomer1011 4 жыл бұрын
ዝገርም ዩ ስድራ ሰማእታት ዘይከብሩላ ስደትን ከርተትን ክሳብ ዝኮነ ዕጨኦም ሲ ሃገር ኣላትና ክትብል ዘሕፍር ዩ😔😔፡ እዚ ውን ክሓልፍ ዩ ሰማእታትና ውን ክቀስኑ እዮም እንሻኣላህ
@shimetbrhane4815
@shimetbrhane4815 4 жыл бұрын
ሽፍታ ህግ ዘይገበሮ የለን ኣንታ ናይ ሎሚ ወሎዶ ወሎዶ ብዓል ጅግና ተወልደ ኢዮብ ከይትርኽብካ ንቅሕ
@DimaYelebkel
@DimaYelebkel 4 жыл бұрын
Thanke you for sharing ❤🇪🇷👁✊🏿😥😥😥
@kokebereket3941
@kokebereket3941 4 жыл бұрын
በቲ ሓደ ትኾርዕ በቲ ናይ ተወልደ ጅግንነት በቲ ኸኣ ናይ ብሓቂ ልብኻ ትትንከፍ እሞ ብውሽጥኻ ትነብዕ
@tesfausnqey3252
@tesfausnqey3252 4 жыл бұрын
@@danielhadgu ኣምላኽ ነኣኻ ይግበረልካ ደም እንዳ ኣንበዐ የንብርካ 🙏
@tesfitmengstab6347
@tesfitmengstab6347 4 жыл бұрын
@@danielhadgu ,abzkedkayo hmka nay seb txbe hlna albo keda wahdi harai iseyas
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 4 жыл бұрын
@@danielhadgu ኣይተዛሪበ ኢልካ ዲካ።ወዲ መድህን ንዝኮነ ኣውራጃ ኣይውክልን ኢዩ፡ሃላይ ከንካ እምበር።ነዚስ ከም ጅግኒነት ወሲድካዮ።እሞ ድሎ ብድሎ ዘይገበርክሞ ብቃጻ ትገብርዎ ነርኩም እንድሕር ጀጋኑ ከንኩም። *ግና ንኩሉ ግዜ ኣለዎ እዛ ትብላ ዘለካ ተገምጢላ ክትመጸካያ ሓንቲ መዓልቲ*
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
@@danielhadgu gunf niskas ab eretra do aleka eka
@kokebereket3941
@kokebereket3941 4 жыл бұрын
@@danielhadgu ቀደም ገብረ'ዶ ኣይበሉኻን ገብረ ደኣ ስም ብዕራይ እንደኣሉ ወድዛ ብራይ ዋሒድ፧ ደሓር ከም በዓል ንስኻ ወዲ በረኻ ሰኣን ኣፍሉጦኻዩ ወድ'ዛ ዱንዙዝ
@fre_tesfa95
@fre_tesfa95 4 жыл бұрын
ብተፈጥሮ ነባዒ ኣይኮንኩን፤ ይኹን እንበር ታሪኽ ኣቦና ተወልደ ኢዮብን ብፍላይ ክኣ ወለዱ ዘሕለፍዎን ዘሕልፍዎ ዘለዉን መከራስ ብንብዓት ክንኽነኽ ኢዩ ጌሩኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ጆሲ ሓዉና ካኣ ብስም ውጹዕ ህዝብና ነመስግነካ ኣጆኻ በርትዕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habizaki9833
@habizaki9833 4 жыл бұрын
Stay strong Tsinat and gual Eyob! Change is gonna come...very proud of you deki adey and I love your courage 👏👍🏿
@shishaiteklit2692
@shishaiteklit2692 4 жыл бұрын
ካልኣይ ናይ ኢሰያስ ድሕረ ባይትኡን ዓዱን ስዱሩኡን ኣብ ኤርትራ ቤተ ሰብ ዝብሃል የብሉን ከምኡን ውን ንሓው ኣማንኤል ባዕሉ ቀቲሉዎ ዩ ዝበሃል መብሪሂ ሃበና ናይ ኢሰያስ ኣፍወርቂን ተንቤን
@Lovt143
@Lovt143 4 жыл бұрын
ትኽክል ጆሲ እዚኣ ናይ ግድን ግበራ ድሕረ ባይትኡ ነቶም ወዲ ዓድና ኢዩ ኢሎም ዝምክሕሉ ሓደ ሓደ ደቂ ጸሎት ተተሰቆሮም ክንደይ ጸማም እዝኒ ኢያ ዘላ ኣብዛ ፕላኔት
@fidelsened6820
@fidelsened6820 4 жыл бұрын
Kendi nayzi qondaf guhila dhre bayta aytrese Jossi ambesa
@TORINOMEDIAEyoram
@TORINOMEDIAEyoram 4 жыл бұрын
ወዲ መድሂን በራድ ፡ መበቆል ዓረባዊ ዘርኢ ብዙሕ ዘይንጹር ዝኮነ ወለዶ ኢዩ ዘለዎ ፡ ስለዚ ብከመይ መድሂን የዕቢያቶን ፡ ብከመይ ኣበይ ኣፎርቂ ከም ኣቡኡ ተላጊብዎን ፡ እስኪ ኣስፊሕካ የዕልለና@#subscribe@Sdra Entertainment@#kzfaq.info
@kidaneokbay1775
@kidaneokbay1775 4 жыл бұрын
qdmi hiji gelixuwo neyru shisha hawey gn nayenay hawu eyu endieee bealu kem zqetelo nhawu gelixwo alo abti chanel atika reayo
@sofimed7056
@sofimed7056 4 жыл бұрын
@@Lovt143 kgermeka Ab tslot welahade zemed Amo hatno yeblun hzbi tslot wn yfelt eyu Ane nbaley Abti bota ywled sle zkonku gn kemti zbelkayo tsmamat sle zelwu.....
@awettadese7471
@awettadese7471 4 жыл бұрын
ልብካ ዝትንክፍ ታሪኽ ፡ ኣብ ስልጣን ክነብሩ ባ ኣጥፍእዎም ኣቦታትና !!!
@hagosminia6431
@hagosminia6431 4 жыл бұрын
Abet mergem ata amlak n hezbka redana. Josi hawey amlak yhlka mes mesarhtka 😍🇪🇷✔✔aykalkun beqa n jegna tewlde Amlak ab hkfo Abrahamn yshakn yqobn ynbrka n sedrabet ka xenat yhab !!!!ajoken aytbkya !!btarki btami ye zegedes gen bzaba tewlde eyob hji felete ajoken abta mexayt eritrea hawelti kengebrlu ena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 4 жыл бұрын
Eway ከብደይ ብለዕክኒ ኢኮ ኢወይ ሃፍተይ ኣጆከ ናይ ብሃቅ ጆስ ጃወይ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምልክ
@entayAbise
@entayAbise 4 жыл бұрын
እዋዋዋዋ....... ኣንታ ገለ ክሰምዕ የ ጽንሕ ኢለስ...... ኣንታ ሰሪን ገለ ዝበሃል ኣበይ ነሩ ኣብቲ ግዚኦም። በቃ በርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ሰብሲ ላባራቶሪ ኣንጭዋ ተረኪቡ መጻወቲ!! እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ
@EyobTes-xz2st
@EyobTes-xz2st 4 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ሂወት ሓጻርያ ንኺድ ሓዲኣ ክትወልድ ሰደት መታለሊ እዩ
@natsnettesfamichael9565
@natsnettesfamichael9565 4 жыл бұрын
True speech wz morerespect bro.
@shashukeleta5428
@shashukeleta5428 4 жыл бұрын
ንሕና ኢና ሰኒፍና እምበር ንሱ ካብ ሰቡ በሊሑ ኣይመስለሊን።
@sofimed7056
@sofimed7056 4 жыл бұрын
Nay baki nebsna fetina kulna nab ztmena nwetse alona
@salvato7665
@salvato7665 4 жыл бұрын
እቶም በላዕቲ 2ስጋ ዮም ንሰብ ሀስዮምና
@t.tamene6760
@t.tamene6760 4 жыл бұрын
ልክዕ ኣለኻ፡ ግን ነቲ ብልሒ ናቶም ጽቡቕ ጌሩ እዩ ዝጥቀመሉ፡ ድሕሪኡ ካኣ ይውሕጦም።
@onedayathome6342
@onedayathome6342 4 жыл бұрын
ሳሕ ከላም።
@azebh3659
@azebh3659 4 жыл бұрын
I don’t have any word but you are one of the best professional journalist & history teller.
@bahlinaentertement3498
@bahlinaentertement3498 4 жыл бұрын
ጆሲ ዓይቢ ሰብ ቖጽሎ ኣጆካ ናይ ሃገርና ገበን ዳኣ ኣበይ ክዉዳኣ
@eritrawitpatriot8122
@eritrawitpatriot8122 4 жыл бұрын
This story touched my heart.
@abelkael7281
@abelkael7281 4 жыл бұрын
Sad story ahh god bess family tewld eyob tnks der josi.
@amanataklti3012
@amanataklti3012 4 жыл бұрын
ክትሰምዖ ዘይእመን ስንክርካር ታሪክ ግን ሓቂ ዋይ ታካል ስማዕ ኣጆክን ኣይትንብዓ ጸላኢክን ይንባዕ ኤህ
@attractionp.1185
@attractionp.1185 4 жыл бұрын
No words to explain, just heartbreaking . A brave man killed by cowered individual .
@iseyasmelake576
@iseyasmelake576 4 жыл бұрын
wellcom jisi wedi hzbi ህዝበይ ድኣ ተጾሚቑ አንድዩ ብሕሱም መግዛእቲ ወዲ ተንቤን ላም ምስ ሓራዲኣም ምስ አትድቅስ ምሳና አና ሓደረ አባ ተጻዊትሉ ነዚ ገርሂ ህዝበይይይ
@solomonaster
@solomonaster 4 жыл бұрын
It is so painful. Thank you Tirhas haftey for sharing with us. God is able. God can never ignore the sacrifice of our brother Tewelde and others is not invain. The end is very near. Take courage my sister with your daughter.
@kokobnatu2922
@kokobnatu2922 4 жыл бұрын
Entay emo ena kengeber meftarka zexele hewet
@meb.g.1558
@meb.g.1558 4 жыл бұрын
Meb.
@tesfazghi7320
@tesfazghi7320 4 жыл бұрын
Josi hawey you are great thanks ኣምላኽ ይሓግዝካ
@kibrommehari1401
@kibrommehari1401 4 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕ ንሕናስ ምስ ምንታይ ኢና ክንቁጸር፡ ጆሲ ተባዕ ጸግዒ ውጹዓት ኣጆካ በርትዕ፡ነቢዐ እንታይ እሞ ነቢዕካ ትምለስ ትንፋስ እንዶ ዘየላ ኮይና፡ ጋል እዮብ ጽንዓት ይሃብኩም፡ ኣይትንብዒ ኣጆኪ፡፡
@omarmohamad6065
@omarmohamad6065 4 жыл бұрын
it is really sad story I can't control my tear
@abinohlove
@abinohlove 4 жыл бұрын
Btaemi zehzn😥😥 very sad story. Amlak baelu ywedalna ember eritrawi zsqoro aykonen nnhaweru entay ena knkewn zegerm. Josi bkemey kgelxeka ayfeltn qexlo tray eye zbleka i am so proud of you. No one like you josi bro.
@samites2073
@samites2073 4 жыл бұрын
ህዝባዊ ደንባር እንበር ሰብ ወዲእዋ ኣብ ሳሕል ዓሕ እዚኦም ናይ እዶም ዝረክብላስ እግዝኣብሄር ብሰላም የጽንሓና
@kidanemhret5257
@kidanemhret5257 4 жыл бұрын
ነዛ ናይ ተወልደ ኢዬብ 2ግዜ ደጋጊመ እየ ስሚዔያ። ጆሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ሓቂ ድማ ብርእሳ እንተቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ ዝብልዎ ምስላ አበው ሓደ አብነት ናይ ጅግና ስውእ ሓውና ተወልዶ እዬብ እዮ። ስድራን አሕዋትን ስውእ ሓውና ተወልደ አጆኹም ስድራ ጀጋኑ ኢኹም።
@tekle9
@tekle9 4 жыл бұрын
ጽንዓት ይሃቦም ስድራ ተወልደን ፡ከቢድ ጸገም ወሪድዎም ብሓቂ ነመስግነካ ጆሲ
@user-br6se7mx5j
@user-br6se7mx5j 4 жыл бұрын
Abaykin yinbae Tirhas and Tsiniat habtey. Be strong!!
@tesfyewelye2737
@tesfyewelye2737 4 жыл бұрын
Thanks josi hawey,btami xbuk medeb aleka amlak hasab Lbka yesmrelka!!! Ember Hzbawi gunbar nda zeytenegre ember zeytegebre yelen!
@tirhastewolde3695
@tirhastewolde3695 4 жыл бұрын
Thank you very much for what you do ur great 👍 💯❤️👏👏👏🌹🌟✨🙏🙏🙏
@SM-yn4ql
@SM-yn4ql 4 жыл бұрын
Oh my God you made me cry 😭 deeply sad what can we say this is what Eritrean mean for most of it’s people! Hopefully this will end at least all these people including Tewelde will always live in our ❤️ Not sure how this devil will die... ah ah Eritrean forever he will never finish us all that was his dream but we will live our country will free of Esays very soon! Ajokum RIP to our hero Tewelde
@nk-mh4yi
@nk-mh4yi 4 жыл бұрын
Eway bekika zeytxegbela hager 😥😥😭😭😭😭😭😭😭😭🇪🇷 anta entay ena kinsemie meantana harirna eko uufffff😭😭😭
@dlegess7450
@dlegess7450 4 жыл бұрын
ዐይነይ አየ ዝብሎ ናይ ብሓቂ ዓይንና ነይሩ ናይ ብሓቂ ምስሊ ተወልደ ኣለኺ የኣንትኪ ብፍላይ ኣጆኪ ጥራሕ ቀሪብና አና ን ሓርነትና
@asmeretgalkeren8967
@asmeretgalkeren8967 4 жыл бұрын
ወይነ ኣነስ ኣይካኣልኩን ብኽያት መጺእኒ ኩሉ እቲ ጭካነ ኡኡኡኡኡኡኡይይይይይይይይ ብጣዕሚ የብኪ
@sam-ld3kl
@sam-ld3kl 4 жыл бұрын
ኣጆኽን ይሕዋተይ፡ ምሳኺን ይነብዕ ኣለኹ። ኢዋይ ኤርትራ ጀጋኑና ባረሜን ምስጠፍ ኡ ዩ ነገር ፋሕ ኢሉ። ጽንዓት ናይ እኾኺ ተወልደ አዮብ መልክዕ ወሪስኪ ። ኩልኹም ጽቡቓት ስድራ። ኣጆኺ ኢቲ ሕን ክፍደ ዩ። ብልጽግቲን ኤርትራ ጀጋኑና ዝኽብሩላ ኪትምስረት ያ!! !
@hhhhighbroke593
@hhhhighbroke593 4 жыл бұрын
it hurt to watch and they are bleeding for a half of a century, it's sorrow , painful , but be strong , you are not alone .
@semerekelit5183
@semerekelit5183 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘስደምድም ታርኽ እዩ መን ይፈልጥ ሓውይ ዉን ኣይተሰዉአን ይኸዉን እንበር ካስ ልክዕ ድሕሪ ክንደይ ኮለልን ድሕሪ ክንደይ ንብዓት ናየደይን ርእዮም እዮም ከም ተሰውአ ነጊሮምና እንበር ብርግጽ ኣብዚ ተሰዊኡ ብኸምዚ ተሰዊኡ ዝብል ኣበረታ ኣይረኸብናን ሓደ ምዓልት ግን ትስፊት ዝብሃል መጋድልቱ ብምስለይ ርእዩ ዘተንብሃለይ ዘረባ ነሩ ግን ናይ ናገር ቆልዓ ምን እሞ ኣስተብሂልሉ ዓሕ በዓል ሓዉኻ እኮ እያ ነራ መዉጽኢት ኣፉ ግን ቀስ ኢለ ይጽበ ምስ ግዜ ሓቅነት መስዋቕቱ ክሰምዕ እዛወደይ ብግንባሩ እንበር ብድሕሪኡ ተሰዊኡ ዝብል ከየስምዕ ኢላ ዘፋነወት ወላዲተይ ክሳብ ሕጂ ነይቀሰነት
@user-pu1gy9xz3s
@user-pu1gy9xz3s 4 жыл бұрын
አጆኽን ስድራ ጅግና ተወልደ እዮብ ጸላአይክን ይንባዕ ኩሉ መዓልትን ግዝየን ዘይብሉ የለን አጀኽን ንብዓትክንን ሓዘንክንን ናይኩላህና እዩ ግን ደሓን ረበል ዓለሚን አሎ
@123abc758
@123abc758 4 жыл бұрын
በሉ ስድራ ቤት ኤርትራ ትዓዘቡ እዛ ስድራ ናይ ኩሉ ዉጹዕ ስድራ ቤት ኤርትራ መመስሊ እያ ንጹሃት ደቅባት ወድቆምላ. ናይ ሓሰውትን ግዋኖትን መጻወቲ ኮይና ተሪፋ አሞ ደቂ መሬት ተጠመሩ ናይ ኣሕዋትኩም ሕልምን ሓቕን ከተተግብሩ ::
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
ናይ ብዓል ሰለሙን ስድራ እህህ ዳበሉ ከይተሓጎሱ ሓሊፎም
@jesusislordgodisgood74
@jesusislordgodisgood74 4 жыл бұрын
Eseyas buzuhat eyu belieu werhi kobililikum elu reshinu eyu
@habeshamusic201
@habeshamusic201 4 жыл бұрын
Rip Tewelde and I know his family will find the answers.
@kebromweldegebreal1461
@kebromweldegebreal1461 4 жыл бұрын
"ኣቱም ሰባት ትሓዋዊስና እምበር " እግዚኦ ምሃረነ ክርስቶስ
@sarahsolomon8025
@sarahsolomon8025 4 жыл бұрын
👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 hzbna rahwa yhabka eti abi ganin mergem weledi ybsah 🙏🙏Amen
@habutes7358
@habutes7358 4 жыл бұрын
Ane ezi tatik ayfelton eye niere , hbue tarik tefltena zeleka , GBU Josi
@meb.g.1558
@meb.g.1558 4 жыл бұрын
በጺሕናዮ ዘመን ወዳድሶ፡ ቐሺ ኸሎ ዓለም ዝቕድሶ፡፡ ሐኪም ከሎ ጓሳ ዝፍውሶ፡ተስታይ ከሎ ወጠጦ ይሐርሶ፡አቱም ጀጋኑና ሐደራኹም ስምዑ፡ አቱም ዝነበርኩም ሐደራኹም ፡ስምዑ፡ በዓል ወዲ ኢዮብ ሐደራኹም ስምዑ፡ለብዘበን ተሪፍና ምስዘይሰምዑ፡ሐደው ጸውዑና ሐደው ንዑ።ካብ ወዲ ገባር።
@amangher2931
@amangher2931 4 жыл бұрын
አምላክ ካብዞም ናይ ቀትሪ አዛብእ አዉጻና አምላክ ምሕረት ከገብረልና ካብዚ ጨካን ስርዐት ከዉጻና ንጸሊ!!!!
@azebh3659
@azebh3659 4 жыл бұрын
I can’t stop crying . God gives you strength .
@nahomghezaie1064
@nahomghezaie1064 4 жыл бұрын
ተወልደ ኢዮብ ሓደ ካብቲ ኤርትራ ዝኸሰረቶ ጅግና ኢዮ። ንዘልኣለም ኣብ ልብና ኣላኻ።
@anedo3886
@anedo3886 4 жыл бұрын
ዝኸበርካ ኣቕራቢ እዚ ኩሉ ሰነዳት ካብ ውሽጢ ክትረኽቦ ካብ ከኣልካ፣ ነዚ መንደላይ ንምቕታሉ እንታይ እዩ እቲ ጸገም
@asmelashshewit7263
@asmelashshewit7263 4 жыл бұрын
ብሃኪይ አዚይ ሰቢይ ኣምላክ የህሊፉ ኣብ አኢድ ሂዝቢይ አሪትሪያ ከውዱኮ ኣለዎ ።ሞት ዳአ ነሰያስ አርፍቲይ አንዲዩ አዚስ ብሂወት ተታሂዙ ክናዘዝ ኣለዎ ።አዚ ተሎት ንግበር።
@AaBb-fi1po
@AaBb-fi1po 4 жыл бұрын
ዉጩ ካንሰር ናይ ሃገር ፣ጅግና ንጎይቱኡ። ብጅግንነት ቫይረሰ ፣ተሰዉኡ።
@samunaitsem137
@samunaitsem137 4 жыл бұрын
Btaemi I really feel it. Ezom sdra nayedom ayrkbun but kab nayseb nayegzabher yehaysh amlak ab kulu miswetsuat eyomo guhikum zsdebselu maltie bhayli amlak ayknwhin eu . Be strong thanks all sdran and josin
@samsomtesfamaryam2138
@samsomtesfamaryam2138 4 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ነገር እንተ ሃልዩ ናይዘን ኣብ ሽሻል መድያ ዝነጥፋ ቻነላት እዩ ናይ መዓል Tv ሓሲና ናይ ኤሪሳት ኩሎም ሓሰውቲ ለካንጥ ንጥቅሞም ንጥቅሚ ህዝቢ ዘይሰርሑ እቶም ነቲ ቻነል ትሕግዙ ብጣዕሚ ተደንግጹ ሓንትን ጽፍፍትን josi እስትድዮ ዝበለጸት ናይ ህዝቢ ነዚኣ እንተ ንዕቢ ሕሰምና ኣብ ሓጺር ግዜ መብቅዐ ዮስየፍ ሓወይ ኣጆካ በርትዕ ኣነ ወዲ መንካዕ እየ ።
@samrawitgeremeskel1349
@samrawitgeremeskel1349 4 жыл бұрын
Josi i really appreciate u for ur hard work
@robelm9329
@robelm9329 4 жыл бұрын
Oohhhhhhh ay gedefkley zhaftey ajoki amlek ms kuluna hzbi Eritrea ykun 🙏🙏🙏 😭😭😭 😭
娜美这是在浪费食物 #路飞#海贼王
00:20
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 5 МЛН
Just Give me my Money!
00:18
GL Show Russian
Рет қаралды 539 М.
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 13 МЛН
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 8 МЛН
娜美这是在浪费食物 #路飞#海贼王
00:20
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 5 МЛН