No video

ዳይና ላዛ ኣይዶል ምስግና ገ/ሚካኤል ኣብ ቀዛሕታ

  Рет қаралды 45,819

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Пікірлер: 388
@user-gg8uc2ck5m
@user-gg8uc2ck5m Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም አነስ ክፈትዎ መን አሎ ከማይ ንምስግና ዝፈትዎ ላይክ me😍😍😍😍
@GdhggHduhd
@GdhggHduhd 2 ай бұрын
ንፉዕ ምስጌ ብሉፅ አተሓሳስብኡ እና ፍቁሩ ህዝቡ አገላልፅኡ❤❤❤❤❤
@user-hb6yq8el3l
@user-hb6yq8el3l Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ተፍቅሮም ስድራካ የንብርካ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ 🙏♥
@alemteklu6046
@alemteklu6046 Жыл бұрын
ዀዀ
@Hagos1018
@Hagos1018 Жыл бұрын
አነስ መን ኮይኑ ይስምዓኒ መሲልኩም ስብሓት ፍላስፋ 🤔ምስግና ለባም ዘረባካ እኮ ልክዕ ናይ መደቀሲ ክላሲክ ይጥዕም ብጣዕሚ ሙቁር ለባም ወዲ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤
@FIDEL0102
@FIDEL0102 Жыл бұрын
ሻቊር ባህልና እዩ።ኣቦታትና ሓንቲ እዝኖም ይሻቆሩ እዮም።
@heri3588
@heri3588 Жыл бұрын
ትሕትንኡ ካብቲ ኬፍ ዝህበኒ'ዩ ኣዝማሪኖ ❤
@abedomgirmay9178
@abedomgirmay9178 4 ай бұрын
ብሉጽ ስራሕ ምስግና ኣነስ ኣዝየ ዘድንቖ ዳኛ ኣይዶል እዩ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ ኣጆኻ በርትዕ💙💙💙💙💙🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭
@eframboss7505
@eframboss7505 Жыл бұрын
ምስግና ብጣዕሚ ጎበዝ ስነጥበበኛ ኢኻ ሓደሓደ ደናቁር ዝህብዎ ርኢቶ ኣይትገደሰሉ ብተወሳኺ ዓይደር ሆስፒታል ህዝቢ ትግራይ ዝኾርዓልኹም ጀጋኑና ኢኹም ቡዙሓት ዓይደራት ፍጠሩ 🥰🥰🥰
@sarontewelde01
@sarontewelde01 Жыл бұрын
ምስጌ እንኳዕ ምሕረት ኣውረደልኻ ታይ ይሳኣኖ ልመድሃኒኣለም❤
@user-jt4jf5sy4t
@user-jt4jf5sy4t Жыл бұрын
አፋት ፀልማትግዜ ወርሒ ኮይኑ አብሪሁ ከምቶም ኩሎም ተጋደልቲ ትግራይ ተስፋ ዝሃበና ሱሑል ጎሮሮ ድምፃዊ ሃይሉሽ አርአያ ተት አምፀእልካ ክንደይ ደስ ምበለና ❤❤
@user-ed7ti1vt9g
@user-ed7ti1vt9g 29 күн бұрын
Msge nfetweka eina ❤❤❤❤
@user-ny6ub3cs1l
@user-ny6ub3cs1l Жыл бұрын
እውይ ንሰበይትኻ ዘለካ ክብሪ ከድንቐልካ❤😍
@deiradubai6604
@deiradubai6604 Жыл бұрын
ምስግና ሓውይ ብጣዓሚ አይ ዝድንቀካ ናይ ብሓቂ ጅጎና ኢካ ❤❤❤❤
@tarikhaile4779
@tarikhaile4779 Жыл бұрын
ካብቶም ዝፈትወም ደዬኑ ሓደ መስጌ❤❤❤❤❤❤❤🎉
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Жыл бұрын
ዛወዲ ማራ ,ያ ኬፍ ትበኒ፡❤ ንፉዕ ናይ ትግርኛ ሓዳማይ ,ዩ❤ ዉዱእ ስነ-ጥበባዊ ,ዩ ሃልወልና።
@frekalayu2104
@frekalayu2104 Жыл бұрын
ኣረ ድምፁ ደሰ ክብል❤❤❤❤❤
@user-rg8cl5vc6m
@user-rg8cl5vc6m Жыл бұрын
ከም ምስግና ጌሩ ብጣዕሚ ዝምስጠኒ ኣብታ ላዛ ኣይዶል የለን ❤❤❤
@AsdAsd-sj4xd
@AsdAsd-sj4xd Жыл бұрын
አረ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወ ምስጌ❤
@gggf5415
@gggf5415 Жыл бұрын
ብጣሚ ደስ ዝብል ሙሉእ፡ጥዕና ይሃብካ ምስገ
@RgbedawirltYohanes-fl3qd
@RgbedawirltYohanes-fl3qd 4 ай бұрын
ምስጌ ሓወይ ዕንቂ ትግራዋይ ኢኻ ናይባሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናዓኻን ንስድራኻን ይባርኽ, ንባዓልቲ ገዛኻ ዝገለፀካያ ኣገላልፃ ዝሃብካያ ክብሪ እግዚአብሔር ኣምላኽ የኽብርካ ፍቕርኹም መመይሱ ይባረኽ ደቅኹም ይባረኹ ምስግና ሓወይ,
@letush7405
@letush7405 Жыл бұрын
አሰይ ድምፁ ደስ ክብለካ ጀጋኑና ቀፅሉሉ ዞም ናትና❤🥰🥰🥰
@gezahagnshemeles2320
@gezahagnshemeles2320 Жыл бұрын
ይበል ድምፂ ተመስገን ሓወይ Keep doing the good work 🎉😢🎉🎉🎉🎉
@FfGg-wh1kb
@FfGg-wh1kb Жыл бұрын
ዋውውው ምስግና ቃላትኻ ገለ ዓይነት እዮም ኣነ ውን ናፅነት የ ዘቐድም
@WrsfdEyet
@WrsfdEyet Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ናሳሓቅኩም ንበርለይ ስሕቀም የስቅካ ተመስገን ሓወይ ግልፅነትካ ደሰሰ ክብለካ
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 Жыл бұрын
እዛ ዕላል ልዕለይ ዝደጋገማ የለን:: 200 ግዜስ ደጋጊመያ ይኸውንየ❤❤❤
@user-yv5vz3qn7m
@user-yv5vz3qn7m Жыл бұрын
ይበል ድምፅካን ናፀነትካን ዐርስእምነትካ ከየድነቁካ ካሐልፍ አደልን❤❤ ❤
@yirgalemberhe6648
@yirgalemberhe6648 Жыл бұрын
ትግራዋይ ብሐቂ ዕድመን ጥዕናን ይሐብካ ምስጌ ስነልቦና💯 አታሐሳስባ 💯 ሐላፊነት 💯 ቀፅለሉ ካባኻ ብዙሕ ንፅበ
@kebarasmera900
@kebarasmera900 2 ай бұрын
Mesgiya Asmera metabiti ena he so humble and kind guy
@edlagerlis900
@edlagerlis900 Жыл бұрын
ኣጆካ ምስጉን ሐወይ ቀጽለሉ❤
@Netsi690
@Netsi690 Жыл бұрын
የቐንየልና ቤኪየይ💚🙏 ምስጉነይ ቐፅለሉ ግልፅነትካ ነፃነትካ ብጣዕሚ እየ ልፈትወልኻ💚👏 ነዚ ኹሉ ፈተናታት ሓሊፍኻ እንዃዕ ደሞ ዳግም ናብ ሞያካ ተመለስኻ💚🙏
@lulbahri
@lulbahri Жыл бұрын
Misgina is brilliant and lovely Artist. ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉.I have huge respect 🙌 👏 🙏 for him❤❤❤
@freweynidesta
@freweynidesta Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ዘለዎን ፈጣሪ ዝኣምንን ኣይሓፍርን ምስግና ሓውና ኣብ በዓልቲ ቤትካን ደቅካን ዘለካ ፍቅሪ ን ክብርን ዝገርም ክብሪ ይሃብካ ክከውን ዘለዎ ብምዃኑ መርአያ ቅኑዕ ፍቅሪ ሰላምካ ይብዛሕ ከም ትምኒትካ ስድራካ ፈጣሪ ይሓልወልካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@filimonteferi4165
@filimonteferi4165 Жыл бұрын
ምስጌ ብሱል ምሁር ፈላጥ ኢኻ ኣገላልፃኻ ምስክር ኢዩ ። ሓበሻና ግልፂ ምንጋር ኣይፍትወሉን ኢዩ ከምኡ ሎቅማፅሞፅ ኢዪ ዝፈቱ ብቻ ንስኻ ጅግና ዳኛ ኢኻ ይመችኻ ቀፅለሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካባኻ ክኣ ካብዚ ንላዕሊ ኢና ንፅበ mesge best of best #1 hero of art
@keduse1821
@keduse1821 Жыл бұрын
እዋይ ሐወይ እንቋዕ ምሕረት አውረደልካ ሙቁረይ.ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ .ብሉፅ ኢካ አብ ትግርኛና ኪነ ጥበብ💛❤️💛🥰🥰
@bettyboo7783
@bettyboo7783 Жыл бұрын
ምስጌ ናትካ ደርፊ ምሳህ ድራር ኣየድልን ብጣሚ ፅቡቅ መግለፂ የብለይን ተባረክ ቋንጇ
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ልብል ትህዝቶ ቤኪየ ምሰ ምስግና እድመን ጥዕናን ይሐብኩም አህዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-ed6hj3xz6o
@user-ed6hj3xz6o 4 ай бұрын
ብደቅኻ ተሓጎስ
@ngstiyemkaellij2424
@ngstiyemkaellij2424 Жыл бұрын
ዋውውውው ዝገርም ድምፂ እዩ ዘለካ ምስጌ በጃካ ቀፅሎ ኣይትጥፈአና
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Жыл бұрын
እዚ ነዛ ጓል እንካዕ ተሓንቅኪ ዝበላ ድዩ ክክክ ብዝኮነ ዳይነት ክተካይዱ ተለኩም ብስነ ስርዓት ይኩን መዓራተይ
@EyerusTsegay-yz7wt
@EyerusTsegay-yz7wt 3 ай бұрын
ኣነ ልባዕሉ ከናድደኒ😅 ብጣዕሚ እዩ ተበሳጭዩ ዝናገሮም ነቶም ተወዳደርቲ ደስ ተይልዎከ😂 ተመሲጡ ዓይኑ እዮ ዝዕምት ክምሰጥ ከሎ የስሕቀኒ
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይባርከልካ ሂወትካ ዝሓወይ ዋውውው እዩ ድምፃዊ ኢካ ግን ብሓቂ ደስ ዝበለኒ እምነትካ ኣብ እግዚኣብሄር ምካኑ ዩ ❤❤❤💐🙏🙏🙏
@user-ot2vb2dn5n
@user-ot2vb2dn5n Жыл бұрын
በረከት ልምስግና ኣብ ለይኾን ሸንኮለል ኣቢልካዮ ምስግና ብቅንዕና ሓቂ ሒዙ እዩ ልዳኒ. He is our favorite judge
@mahletgebru6862
@mahletgebru6862 Жыл бұрын
My favorite dagna 👌. ወግዑ ደስ በሃሊ !! ታይ ክብል ይኮን ኢለ ደስ ኢሉኒ ዝሰመዖ ሰብ ኢኻሞ ክብሪ ንዓኻ 🙏
@trhastesfamariam660
@trhastesfamariam660 Жыл бұрын
Ezi wdi des kbleka🇪🇷🇪🇷
@solomonmekonen9730
@solomonmekonen9730 4 ай бұрын
I appricate you misge bro. You have positive thinker
@alemteklu6046
@alemteklu6046 Жыл бұрын
ከምባዓል ምከስግና ዝለሉ ቅኑአት ለባማት በለሕቲ እንተበዚሖምልና ትግራይና ናይባሐቂ ክትቀንዕ እያ
@gdeyfkr8926
@gdeyfkr8926 Жыл бұрын
ብሉፅ ኢካ ኩልግዜ❤❤❤🎉 በቃ
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m Жыл бұрын
ኣጆካ ቀፅለሉ ሓወኒ እቶም ዝፃረፉ ንየው በሎም❤
@user-nn1if7ze2y
@user-nn1if7ze2y Жыл бұрын
ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ጎበዝ ኣገላልፃ ኣብ እግዚአብሔር ዘለዎ እምነት ክዓ ከሕጉሰካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mamdadlove
@mamdadlove Жыл бұрын
Migna is an amazing man born free and I am sure he will be rising.
@TesfayBeyene
@TesfayBeyene Жыл бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ተመንየልካ ክቡር ሓው ❤🙏
@ሳሌም
@ሳሌም Жыл бұрын
ኣጆኻ ምስግና ሓዉና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ በርትዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና ወዲ ዓደይይ ሰላምካ ይብዛሕ ዝሓወይ ❤️❤️❤️
@markoslemlem7483
@markoslemlem7483 Жыл бұрын
የቀንየልና ምስግና ሐውና ድምፂ መረዋሕ ሰቤቱን፣ደቁን ዘኽብር ሰብ አይ ብጣእሚ እየ ዘድንቅ
@rahelhaileadwa6509
@rahelhaileadwa6509 Жыл бұрын
ልባም ሓወይ ከምዚ ዝበለ ሰብአይ ይፈጠርልና ❤❤❤
@azmeraasmelash7532
@azmeraasmelash7532 Жыл бұрын
Fetrlu zelewo fkri edmen tenan msmulue sdraka zahawey marey❤❤❤
@Geza-Tegaru
@Geza-Tegaru Жыл бұрын
ምስጌ ሓወይ፡ ስራሕትካ ኣዝዬም ተፈተዉቲ እዮም ቀጽለሉ። ብጣዕሚ ንፋዕ ኢካ ናይ በሓቂ። አምላክ ከማካ ዝበሉ የብዝሓልና። ነዊሕ ዕድመን ጥዕንናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u Жыл бұрын
ተጋሩ ኣሕዋተይ እውን መክበደቲ ኢና ብሓቂ
@zemichaelbarnabas2925
@zemichaelbarnabas2925 Жыл бұрын
ዕድመ ይሃብካ ከምቱ እምነትካ ዕንካዕ ፈጣሪ ነዚ ዕድል ክትረክብ ካፍቲ ኩሉ ፀበባ አውጸአካ።
@solomongebremariam1783
@solomongebremariam1783 Жыл бұрын
ምስግና ብጣዕሚ ደስ ይብል ማለት ግልፅነትካ ክማካ ዝበለ ይብዘሃዬ thank you
@munatigray
@munatigray Жыл бұрын
ይበል ድምፅካን ናጸነትካን ዐርሰእምነትካ ከየድነቁካ ኣይሓልፍን ብጣዕሚ ኣሰማርቲ
@medid.454
@medid.454 Жыл бұрын
Ane bihiwetey nimejemerya ab laza idol eye nimejemerya gize feleteyo. He is the Legend
@mebratgebre6573
@mebratgebre6573 Жыл бұрын
ኽቡር ስነ ጥበባዊ ምስግና ገብረሚካኤል ብጣዕሚ ንፍዕ ሰብ ኢኻ ብሐቂ ::ኣጆኻ ብሓንጀመንጂ ከይትደሃል ትድሃል ዉን ኣይኮንኻን ጥንኩር ኢኻ ዋ
@mamdadlove
@mamdadlove Жыл бұрын
Fight against the bad culture not personalities like Misgna's. I like his personality.
@ANDOM.HAMRA.YouTube
@ANDOM.HAMRA.YouTube Жыл бұрын
❤❤ምስጌ ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት ይገበረልካ ለባም ስነጥበባዊ❤❤
@Hereawnet
@Hereawnet Жыл бұрын
ምስግየ ሓወይ ወትሩ ቡሉጽ ሰብ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@fithawiwoldeab1916
@fithawiwoldeab1916 Жыл бұрын
ንሑሙማት ከም መድሃኒት ኮይኑ ዝድሕን ድምጺ ለካ ዕድመ ይሃብ ዝሓወይ ❤❤❤
@amnyemane2051
@amnyemane2051 Жыл бұрын
ያ ከም ገለ ፉሉይ ፍጥረት እግዚአብሄር ዝፈርሕን ስድራቤቱ ልዕሊ ነብሱን ዝርኢ ፍሉይ ሰብ
@karmatpc9983
@karmatpc9983 Жыл бұрын
i really like this Person, how they way talk & laugh & work 😮 his freedom
@gerushgrmay1043
@gerushgrmay1043 Жыл бұрын
ታዋይ ፉጡር እዩ ዓቅሚ ሃልይዎ ንምስግና ዝነቅፍ ወይ እውን ዘናሹ ዕድመ ልክዑ ኣብ ጥበብ ጥበባት ሂወት ናዘረአ ንዝመፀ ሰብ ከምዙይ ገርካ ምንቃፍ ካብ ልክዑ ዝሓለፈ እዩ ኢለ እየ ዝኣምን , ንሰብ ብፅልኢ ከይኮነስ ብፍልጠቱ ወይ ቢብቅዓቱ ተመጎትናዮን ተሃነፅናዮ ወሳኒ ይመስለኒ with full respect ✊🏿 ምስግና ገ/ሚካኤል ኣያ ጥበብ ❤
@user-dp5dn4rx4l
@user-dp5dn4rx4l 8 ай бұрын
ምስግና ብጣዕሚ ደስ ክብል❤
@danielhaile2483
@danielhaile2483 Жыл бұрын
Wow ናይ ብሐቂ አስተውዓሊ ንሞይኡ ብፍቅሪ ዝመውት ሰብዓዊ እዩ
@filimonteferi4165
@filimonteferi4165 Жыл бұрын
Tekekele ika
@abrehetmehari-cb4wd
@abrehetmehari-cb4wd Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዚ ንኡስ ወለዶ ክብል ኣምላኽ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና
@stahayyebeyo3451
@stahayyebeyo3451 Жыл бұрын
Azmarion Bro God bless you 🙏
@Ethiolive123
@Ethiolive123 Жыл бұрын
ቤኪ ናይ ተመልከቲ ድምፂ ሰሚዕካ ደያኑ ናብ ቃለ መሕተት ብምቅራብካ ፅቡቅ እዩ ማሕበረ ሰብና ምእንታን ብውሕዱ ክርዳእ ናይ ምስግና ኣስታየት ብ ስምዒት ስለ ዝዳኒ ሓቁ እነሃለወ ዋላ ንተመልካቲ በኣንፃሩ ክኸውን ይኽእል እዩ ስለዚ ላዛ ዘለዎ ሰሓባይ ርኢቶ ንኽትህብ እላቦ። አይደል ማለት ናይ ኣርት ትምህርት ቤት ማለት እዩ ስለዚ ዳያኑ ደኝነት ኣብ ምሃብ እቲ ምስሓቅ ንምዝንናይ ናተጠቀምና ላዛ ብዘለዎ ማዕዳ ነቲ ተወዳዳራይ ትኽክለኛ ውሳነ ብምሃብ ማሃራይ ብዝኾነ መልክዕ ተዝኸውን ፅቡቅ አዩ ንምንታይ ሓደ ተወዳዳራይ ንቡዝሕ ተመልካታይ ትምህርቲ እዩ። Nb ነቲ ቀፃሊ ዝመፅእ ተወዳዳሪ ብሰንኪ "ምድሃል" ከይብሉኒ ከየዋሩድኒ ኢሉ ዝተርፍ ወለዶ ጎበዝ በዓል ሞያ ከይንስእን ተወዳደርቲ ብሞራል ንሰንዬም።
@user-gt5tl7pd9g
@user-gt5tl7pd9g 3 ай бұрын
ዝኩላይ ብቅዓት ዘይንፈልጦ ፀኒሒና
@amanuelhailemariam1989
@amanuelhailemariam1989 Жыл бұрын
Wow !! Mesgena, You are Special Tigray ever had. I really love you. Truely professional Artist I wish and pray long healthy life with your famila. Aman T. Canada
@maseentertainment8639
@maseentertainment8639 Жыл бұрын
Msgna hawey bhaki fetawi sdrue, hakegna lebam Edmen tienan yhbka mulue mhret yewrdelka Nfetweka ena🙏💛❤️💛❤️💛
@TDF-kh7iw
@TDF-kh7iw Жыл бұрын
ተጋሩዋይኒ 💛💛♥️♥️♥️💊💪💪💪
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 Жыл бұрын
ብሰላም ደሰ ትብል ደርፊ እያ የቀንየልና ምሰጌ❤️👍🙏
@yohanestekel723
@yohanestekel723 3 ай бұрын
Amlak enkua kemza belka mesge
@SalamSalam-nz2ox
@SalamSalam-nz2ox Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ክብል❤❤❤
@negasigrmay8524
@negasigrmay8524 Жыл бұрын
I am from eritrea you are great❤❤❤
@wezi112
@wezi112 Жыл бұрын
ብከመይ ተራኪቦም ምስ ባዓልቲ ገዝኡ ረሲዕካዮ ዛ ሕቶ ቤክየ ብልተረፈ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ጥዕናኩምን ሰላምኩምን ብዝሕዝሕ ይበለለይ❤❤
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom Жыл бұрын
ንኹልም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️👍🏼
@1755tigray
@1755tigray Жыл бұрын
ክፈትዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ♥️🎉
@user-bd3ee3qk6z
@user-bd3ee3qk6z Жыл бұрын
ምስጋና ጅግና ኣቦ ጥበብ
@Tomihabesha
@Tomihabesha 6 ай бұрын
በረከት ሓውና ሕማቅ ኣይትዛረብ ሓቂሓቂ እዩ
@user-zb6bu1gp6e
@user-zb6bu1gp6e Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@astermarta4031
@astermarta4031 Жыл бұрын
Hji eye zsemeu zeleku Almaz eyu dmtsi ane kdanyo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FfGg-wh1kb
@FfGg-wh1kb Жыл бұрын
ምስጉነይ ወሪቂ❤
@kobelkifle6994
@kobelkifle6994 Жыл бұрын
Wowww ዝገርም ድምፂ ካናሪ ዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ👍!!!!
@greattigray5290
@greattigray5290 Жыл бұрын
እንኳዕ ሙሉእ ምሕረት ኣዉረደልካ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Жыл бұрын
ዋውውው ይበል መደብ ❤❤❤❤
@user-rg8cl5vc6m
@user-rg8cl5vc6m Жыл бұрын
በረኸት በጃካ 2 ይ ክፋል ግበረሉ pliss ማራ ኬፍ ኣለዎ ምስጌ
@filimonteferi4165
@filimonteferi4165 Жыл бұрын
Nay behaki zeymenekuwo
@kasayareki6656
@kasayareki6656 Жыл бұрын
ምስግና ሓሪፍ፣ብሱል ኪነ ጥበባዊ ክዒላ እዩ።
@bettyboo7783
@bettyboo7783 Жыл бұрын
ብጣእሚ ዝገርም ዘድንቅ ድምፂ እዩ ዘለካ እድመን ጢኢናን ይሀብካ ኣንበሳ ወዲ ትግራይ
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Жыл бұрын
😅😅ዝገርም እንዳስሓቐ ዝምህር መሳጢ ዕላል❤❤
@astermarta4031
@astermarta4031 Жыл бұрын
Ygbeaka eyu btaemi kulu ztewahabeka abiyu stota zelaka tueum bmtsawu tueum getami eka
@mahletweldeslasie2
@mahletweldeslasie2 Жыл бұрын
Wow what a beautiful voice ❤ I love it
@Teklezghi86
@Teklezghi86 Жыл бұрын
መታዓብይቲ፣ኣምላኽ እንቛዕ ምሓረካ። ምስጌ ከምቲ ዝበለካ free spirited እዩ።ዘጉደለልካ ነገር እንተሃልዩ ኣዝዩ ንኡድ ተዋስኣይን ሰኣላይን ሙኻኑ ዘይምግላጹ እዩ።
@aden1829
@aden1829 Жыл бұрын
ዘገርም ድምፂ ኣለካ ደሰ ይብል
Matching Picture Challenge with Alfredo Larin's family! 👍
00:37
BigSchool
Рет қаралды 49 МЛН
Kind Waiter's Gesture to Homeless Boy #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 16 МЛН
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 20 МЛН
"ህዝቢ ይፍረድ" - ጊቱ ኣለምሰገድ
44:17
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 24 М.
ፈላማይ መደብ ሞቃ ፖድካስት ምስ ቀሽ ሃፍቱ - ላዛ ትግርኛ
44:25
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 61 М.
ድምፃዊ ስንታዮ ኣምሃ  -  ኣብ ቀዛሕታ
41:59
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 21 М.
ሳርፕራይዝ! ኣብ በዓል/ ዓመት በዓል ምስ ስነ-ጥበባውያን ምስግናን በዓልቲ ቤቱን
1:08:27
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 17 М.
ደሃይ ነባራት ከየንቲ | Bahta Gebrehiwot | Wedi Romit Show
53:39
Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)
Рет қаралды 4,2 М.
ረዘነ ጠዓመ | Rezene Teame | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show
46:59
Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)
Рет қаралды 3,8 М.
Matching Picture Challenge with Alfredo Larin's family! 👍
00:37
BigSchool
Рет қаралды 49 МЛН