No video

ንጀርመን ምስየእተኽዋ ኣብ ክልተ ወርሓ ጠፈኣ

  Рет қаралды 117,247

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

ንጀርመን ምስየእተኽዋ ኣብ ክልተ ወርሓ ጠፈኣ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- linktr.ee/josi...
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#medhanieeritrean#medaeritrean

Пікірлер: 792
@Eritrea3091
@Eritrea3091 4 ай бұрын
ኣነ ፍልይ ዝበለ ርእይቶ ኣለኒ፡እዛ ጓል ይኹን ስድረኣ ንወዲ ካሕሳ ናይ 6 ዓመትን፡ ናብ ኤውሮጳ ናይ ዘምጻእካያ ካብ 15-20 ሽሕ ዩሮ ክትህበካ ኣለዋ። እዚ ሸለል ኢልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን። ተጠንቀቕ እዚ ተንኮል ዝተሓወሶ ኢዩ። ብዝኾነ ሕልና ኣይነጥፍእ። እዚ ሓውና ክህሰ የብሉን። ስድራ ጓል እዛ ብዓልቲ ቤቱ ጠፊኣ እንተዘይኮይና፡ ብመደብ ዝገበረቶ እንተኾይና ወዲ ዝግበኦ ካሕሳ የድልዮ።
@zemenzemen9268
@zemenzemen9268 4 ай бұрын
ትኽክል
@khtt8663
@khtt8663 4 ай бұрын
Haki eyu​@@zemenzemen9268
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 4 ай бұрын
ኣብ ስድራ ሓዊ ኩኡገድ ዒብ ንዑኡ ዝሓይሽ ይፍጠረሉ
@Eritrea3091
@Eritrea3091 4 ай бұрын
@@kesetehabte1955 ስማዕ/ዒ ዝኸበርካ/ኪ እዚ ሓውና ብሕጂ ውን ብውሕዱ ወረቐት ፍትሕ ንምእታው ብቤት ፍርዲ 1 ሽሕ ዩሮ የድልዮ'ዩ ይመስለኒ። ስለዚ ሕልና ጌሮም ብዓልቲ ቤቱን ስድራኣን ክኽሕስዎን ክሕግዝዎን ይግባእ።
@devetu5666
@devetu5666 4 ай бұрын
Yes tkikil at least gele kurub hagez yedlyo eyu ahh hawey mskinay kebid eyu, gdefa bejakin yehwatkin ab dem aytetwom 😢😢😢
@user-eu5ii4pf5w
@user-eu5ii4pf5w 4 ай бұрын
😢😢😢😢ኣሕሕ ኣነ ዝገርመኒ ሲ ሂወት ከፊልካ ስድራኻ ከሊእኻ 6 ዓመት ተጸቢኻ ሲ መሽካ ኸኣ ሰበይተይ ጠፊኣትኒ ክትብል ሲ ክልተ ሞት ዩ 😢😢እንተ ንስኻ ግን እንጀራ ዓለም ብላዕ ኣጆካ ወገነይ ካብቲ ቅትለትን ሕማቅ ስራሕን ጥራይ ተጠንቀቅ 😢ስደት ሓግዘና ባ😮
@nohimini750
@nohimini750 4 ай бұрын
😢😢😢😢
@sawatube
@sawatube 4 ай бұрын
ይገርም እዩ እንታይ ይኮና አለዋ እዘን የህዋትና መጨረሸአን የጸብቆ
@eritreafirst9003
@eritreafirst9003 4 ай бұрын
Bihaki yigberkum eyu
@rasmusern9974
@rasmusern9974 4 ай бұрын
Azi seb azi se ate zqetla se tay mbeluwo sdra???? 6 amet texebika dmen seb tesanu tibl derfi ala SM-start nay #Hermon brhane
@Adina809
@Adina809 4 ай бұрын
አየቅንዓላ እግዚአብሔር ይፍደያ እንተ አዚ ንጹህ ሐውና ግን ብሐቂ የሕዝነካ አሕ 😢
@Unsere278
@Unsere278 4 ай бұрын
😢😢😢ንብሎ የለን ሓወይ ብሩኽ እግዚአብሔር ን ጻዕርኻን ድኻምካን ግርህነትካን ይርኣየልካ❤❤❤
@yordanosghebrehiwet201
@yordanosghebrehiwet201 4 ай бұрын
ሐወይ ናተይ ብክፋአት እንድሕር ጠፊአ እንቃዕ ብእዋና ጠፈአትልካ ንዐኻ ትኸዉን መባሌትኻ አምላኽ ይሀብካ
@TsegaybariTsegaybari
@TsegaybariTsegaybari 4 ай бұрын
ብልክዕ ልባ ኣዝዩ እሾኽ እዩ።ሕማቅ እሾክ ስዲ።ንሱ ግን፡❤❤❤❤ ለባም ሰብ ብሓቂ።
@rahwa3212
@rahwa3212 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብሱል ሰብ❤❤❤❤❤
@theeverlastingfather1111
@theeverlastingfather1111 4 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ኣወዳድቃ ፈረስ ኢና ወዲቅና ዘለና። ካብ ትዕቢት ወጺና ምስ ፈጣሪና ንተዓረቅ።
@heriefi3178
@heriefi3178 4 ай бұрын
Tebarek ❤
@tedrosmanna5465
@tedrosmanna5465 4 ай бұрын
God give power to this guy! It is heartbreaking to hear him talking😢.
@mazafrezghi7329
@mazafrezghi7329 4 ай бұрын
ናተይ ሐውይ አዷካ እታ ናይቃልኪዳን ዝአተወታ ማሕላ ናይ6 ዓመት ራሀጽካ አምላክ ምሳኩም ይኩን God always for a reason believe me just pray❤
@weldabhabtab2259
@weldabhabtab2259 4 ай бұрын
ስላም መዳ ኣርከይ አንታይ ዝበለ አዩ ዳኣ ሕማቅ ስማአ አዩ ኣረ ድቂ ኣንስትዩ ፍጣር ፍርሓ 🙏 ንስብ በድልካ ናይ ሕልፍ ድቃስ የለን ኣንትርፍ ንባኣት ንቲ ቀዳማይ ማስዋኣቲ ዝክፍለልኪ በዲ ልኪ ናብቲ ካልኣይ ክትክዲ ክልኪ ንጊዚዊ ክቅበለኪ ይክ ኣል አዩ ፍቅሩ ምስ ወደኣ ውጽለይ ይብለኪ ከይ ሓስብኪዮ ናይቲ ስብ በደል ኣብላኣለኪ ይድገም መዳ ኣርከይ ድማ ካብኣ ንላኣሊ ኣምላክ ክፍጥርልካ አዩ ሕማቅ ጥራይ ኣይትሕስብ ኣጅካ 💚💚
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 4 ай бұрын
አዋልድ ድየን ዘየለዋ አብ ጀርመን ናብ አፍሪቃ ትኸዶ እዞም አሕዋተይ:: ብዐድመ አጽቢቀን ዝንእሳኹም ብተወሳኺ ብቆጠባ ዘይመጣጠናኹም ናይ ብሐቂ ፍቅሪ የብለንን:: በጃኹም ካብ ኤውሮጳ ዘለዋ ተመርዓዎ:: አምላኽ ይሐግዝኻ::😢😢😢
@hiwotgebremichael1803
@hiwotgebremichael1803 4 ай бұрын
Kebor hawey wey haftey. Kemey zebela nefeoat abzi kelewa neaean gedifom kekeydom zemereawo. Hegi do yehayesh?? Waga kefile eye 6 amet kea yebel. Waga keykefelo meseom eko alewa. Kaneka zekela, bekolo kolo zetedeladela , nefeoat hadar zedeleya alewa. Moda geremo til til endabelo yekedo mes metsea kea yebekeyu. Waga kefilella gelemele yebelo. Tsebok gerato ala.
@eru5343
@eru5343 4 ай бұрын
ኣለዋ መሊአን ኣውሊዶም ገፊዕመን ኢዮም ኣፍሪቃ ከይዶም ዝምርዓው። እተን ናይ ኣፍሪቃ ድማ ምስ ኣምጽኡወን ይሃድማ ምስጣ ኣብዚ ዝግፍዓ ዘለዋ ምስ ደቀን ኢዩ ዝወርዶም ዘሎ ዝበዝሓ ሲንግል ማም ኮይነን ደቆም ከማን ቁሊሕ ኢሎም ኣይርእዩን ኢዮም ኢድ ሸናሒት ጸናሒት ኢያ😢
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 4 ай бұрын
@@eru5343 ብጣዐሚ እዩ ዘሕዝን::
@sebirna7872
@sebirna7872 4 ай бұрын
Gefieoum yekedou nay eidoum ka yerekbou😂😂
@hiwotgebremichael1803
@hiwotgebremichael1803 4 ай бұрын
Beka moda geromo til til endabelo yekedo.Hegi mebkay do yehayesh. Bezoh waga kefilella eye kea yebel. Waga zeykeflella hafto abzi kelato. Anes tsebok kone eye zebel.besenkom bezohat ahwatna nab kaleot alett keyfetewa yeatewa alewa. Gezey kab zehalfeni endabela. Ezeiean eyen zedengetsaka. Ember eziomsi gedefom dea . Yegebeom eyu.
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl 4 ай бұрын
በጃኹምም አወዳት ቅድሚ ምምጽኤን ተዋሐደ ምስወለዳ አምጽእወን / ብፍላይ በዚ አፍሪቃ ዝመጻ ብጣዕሚ ሐደገኛታት እየን ብዙሕ ለሚደን እየን አብዚ ኢሮፕ ዝመጻ ። አጆኻ ሐዉና እግዚያብሄር ምሳኻ ይኹን 🙏🇪🇷
@user-wv8tr7ig7f
@user-wv8tr7ig7f 4 ай бұрын
Kulatna hade aykonan aytigage
@dahabhabteslasie6736
@dahabhabteslasie6736 4 ай бұрын
Ane bi meria ye mexe mis sebayey bhansab alena kilite welidina kulatina hade aykonan kindey nedetayina mensilità nikeyd alena 😢😢
@yonastsegay8849
@yonastsegay8849 4 ай бұрын
Qsanet ms tena yfterelki ms sebaki deqki ajoki hmaq sle ztesemom yom ember kulen hade dea kemey geren kkona ​@@dahabhabteslasie6736
@blm5287
@blm5287 4 ай бұрын
@@user-wv8tr7ig7fኢክን ኩላክን ደቂሸርሙጣ ሰብ ኣጸሊልክን😢
@loveall892
@loveall892 4 ай бұрын
Wladen hizen kea ykeda tedelyen si zklklen yelen
@meronberhane-jc6dt
@meronberhane-jc6dt 4 ай бұрын
ደቂ ኣንስቲዮ የሕዋተይ በጃኽን ፍርሃት እዝግኣብሄር ይሃልኽን ነዴታትክን ምሰላ። ኣሰር ኣዴታትና ንኺድ በጃኽን በጃኽን ፍርሓት እዝግኣብሄር ነሕድር
@akberetafom7234
@akberetafom7234 4 ай бұрын
እዋይ ሓወይ አምላክ ይፍረደልካ በል 😢😢😢 ኣትን ኣዋልድ ቅሩብ ፍርሓት አምላክ የብልክንን ድዩ ወደይ ንኩላትና ተጽርፋና ኣለክን
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 4 ай бұрын
Kbur hawna Lbonaka sefih eyu,be strong, Amlak msaka ykun.❤
@user-mo2sz4vp3q
@user-mo2sz4vp3q 4 ай бұрын
ሰላም ጆሲ✋ ጉዳይ ጀርመን ትመጽጽ ኣላ። ዓቅሊ ይሃብካ ዝሓወይ
@tedutetu2431
@tedutetu2431 4 ай бұрын
You are right
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 4 ай бұрын
Entay ala dya guday Germany ayfeletkun koyne eye😮
@kerenansebatey9766
@kerenansebatey9766 4 ай бұрын
😅😅😅😅
@user-oc4tf1bo3o
@user-oc4tf1bo3o 4 ай бұрын
ኣጆኻ ኩሉ ግዜ ይነውሕ እምበር ናይ ኢዱ እዩ ዝረክብ
@hasansaid2059
@hasansaid2059 4 ай бұрын
እዘን ኣብ ኣፍሪቃ ዘእለዋ ኣዋልድ ህርፋን ናይ ደጌ እዩ ዘእለወን ተእጠንቀቁ ኣወዳት ጉርሕለን ከይ ወእለዳ ብሮሶስ ከይ ትጅምርዎ ። ምስ ወእለዳ ትጅምሩለን ።
@milenmebrahtom5380
@milenmebrahtom5380 4 ай бұрын
Bhade klte nkulen ab Africa zelewa aytlekmen kndey anabs alewa okay😏
@user-mi5zb3xt3h
@user-mi5zb3xt3h 4 ай бұрын
@@milenmebrahtom5380 kulen hade eye gexkn trhak deki rgmti
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 4 ай бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ኣነ እውን ምሳካ ይሰማማዕ እየ ግን ከብድ እዩ ዋላ ወልደን ከምኡ እየን ግን ካብ ከይወለዳ ክተምጸኣን ግን ወልድካ ክትምጽኣን ይምረጽ ።
@user-ku9xm2ie5w
@user-ku9xm2ie5w 4 ай бұрын
Hlnan fqrn ember wlad ab hadar ayexnhen u deqen guhifen kkeda ykela yen
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u 4 ай бұрын
Gega aytlekmna nkulna
@efremtesfai1743
@efremtesfai1743 4 ай бұрын
ሓፍተይያ መትዓቢተይ ኢያ እንዳበልና እባ ይጻወታልና ኣለዋ።ሕማቕ ዝገበረ ጽቡቕ ኣይረክብንዩ Its just a matter of time ,what goes wrong comes back.
@banamsgina9609
@banamsgina9609 4 ай бұрын
Ohhh my brother you are wise positive thinker man God bless you❤❤❤❤❤
@helenabera728
@helenabera728 4 ай бұрын
Behaki hmaq rekibka Egziabiher amlak yhagzka hawey zemen kefiu 😢
@TsegaybariTsegaybari
@TsegaybariTsegaybari 4 ай бұрын
1፡እንተጠፊኣ ክዳውንታ ጠርኒፋ ኣይምወጸትን 2፣ክትከይድ ኮላ ውን ተሌፎን ማሓበርት። 3፣ኣብ ጀርመን ውን ጋሻ እያ። ስለዚ ኣብ ግምታተይ ሃዲማ ክትከውን ተኽእሎ ኣሎ። ዝለመደቶ ክህልዋ ይኽእል እዩ። ካልኣይ ነገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝለመደቶ ኣዝዩ ዝሕዝን ልምድታት ንእስነትን እንተጸኒሒዋ ኣሰካፊ እዩ።
@yordanossemere369
@yordanossemere369 4 ай бұрын
slemntay kab Africa temtsu. bzuhat alewa ab Germany 🇩🇪. why waste money and time.
@restinkifle5299
@restinkifle5299 4 ай бұрын
You're right 💯
@helenshifere8150
@helenshifere8150 4 ай бұрын
Right! The issue is that they think women in Africa are better, and easy to control. But believe me, when they get their papers, they are worse then the ones born in America, Canada, and Europe.
@Eritrea4ever-vo1wc
@Eritrea4ever-vo1wc 4 ай бұрын
Exactly that’s the problem
@abitesfa7198
@abitesfa7198 4 ай бұрын
Abey alewa bzuhat? Kemarxan kiebeyan kawlo ymesla knsen nebsen laili zsekla.
@Himunich
@Himunich 4 ай бұрын
Because they want control the woman …they think African woman are dumb
@peacetoourpeople6909
@peacetoourpeople6909 4 ай бұрын
Egazabiher yhalwa eza haftna🙏🙏🙏
@fhxg942
@fhxg942 4 ай бұрын
Ya haki himak reito tekedademika ayxebukun kidem halewata dehan tikun fetari misea yekun
@onelove4923
@onelove4923 4 ай бұрын
ይገርም ኢዩ ወገነይ ኣብ ሂወትካ ተጠንቀቅ ዝኮነ ሕማቅ ከይ ትሓስብ ኣብ ጥቃካ ዘልዉ ዓበይቲ ሰባት ወይ ናይ ሞያ ምህራት ምክሪ ዉሰድ ብዝተረፈ ኩሉ ብሕጊ ኪዶ እቲ ዝዓበየ ከኣ ሂወትካ ናብራካ ከምታ ናይ ቀደምካ ኣብ ቤት ጽሕፈት ዘጋጠመካ ኩሉ ሓብሮም ጊዜ ከይወስድካ ጠበቃካ ሓብር ከዕለካ ዓርከይ ከሙኡ ኣጋጢምዎ ካብ ኣየርፖርት ክትሃድም ንእንግልዝ ክትከይድ ሒዞማ ሰባያ ኣመልኪቱ ጸኒሑ 48 ሰዓት ናብታ ዝነበረትታ ሃገር መሊሶም ስለዚ መጀመርታ ንዝኮነ ብልቦና ስነስርዓትን ሓዞ ዝኮነ ወርቃቅቲ ኩይቱን ከይተረፈ ሓዞ ንጠበቃ ሃቦ ኣንሳይገ ከኣ ግበር ብፍቅሪ ዝመጸካ ብፍቅሪ ሕማቅ ዝመጸካ ከኣ ብሕጊ ቡዝሕ ዘደዉል ዉን የብልካን ንዝኮነ ብስነስርዓት ሓዞ ወገነይ ንዓኣ ዉን እንተ ብሕመቕ ወይ ብጽቡቅ ሕማቅ ኣይግጠማ ብዝተርፈ ኣምላክ ንሰናይካ ቡዝሕ ሒዝልካ ስለዘሎ ንስካ ጥራሕ ተመስገን ኢልካ ንቅድሚት መርሽ እዚ መበርቲዒካ ከመይ ገርካ ሓይልካ ትወጽእ ጥራሕ ሕሰብ ቅድሜካ ኩሉ ብርሃን ኢዩ ። ብዝተረፈ ሰስናዩ ንኩላትና በብዘለናዮ የሕዋተይ ኣይንሕመቅ ንተሓጋግዝ ።
@yemanetesfamariam6959
@yemanetesfamariam6959 4 ай бұрын
Absolut 👍
@user-oy4gq7cc5r
@user-oy4gq7cc5r 4 ай бұрын
Xubuq hasab❤
@giovanni7859
@giovanni7859 4 ай бұрын
Meda Hawey amlak yhagzka nsa Kea ab selam thalu 🙏🙏 Meda Hawey kulu dkamka kulu dkefelkayo hiwet amlak yreayelka.
@firstoflove6828
@firstoflove6828 4 ай бұрын
ዝሕዝን እዩ 😢 ሰብ ምስ ሰብ እዩ ዝነብር ፡ ካብ ምስ ጋል ዓዱ ወይ ጋል ሃገሩ ሓሊፎም እዞም መንእሰያት ናይ ጀርመን ። ዘገርም እዩ ንሓደ ሰብ ዶ ገንዘቡ ።ዕድሚኡ ፡ ብመጻኢኡ ትጻወት ኢኻ ፡ ብዝኮነ ጥራይ ብሂወት ትሃሉ ኣጆኻ እዚ ሓወይ ፡ ዝብሃል የለን ።
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 4 ай бұрын
ኣምላክ ኣበይ ንኩሉ ሰብ ምሕረት ኣውርደልና እንትን ኣውልድ ከኣ በጆክን ኣይ ተጽርፋና ናብ ደገ ኢልክን ኣይ ትመርዓዋ
@abebateklay5646
@abebateklay5646 4 ай бұрын
አጆካ። መዳ ወደይ። አምላኽ። አቦይ። ምሳኻ። አዩ። ዝበልዓቶ። አይሰዳን። አዩ ቀሲና። አይትሓድርን። አያ ዕድመን። ጥዕናን። ይሃብካ። ኩሉ። ዘበንካ። ይባረኽ
@user-du2bf2bl6s
@user-du2bf2bl6s 4 ай бұрын
ቤንጤ ርኩሳት ሓሶት ዳኣ ኣመልኩም እንድዩ
@eyorzeray7526
@eyorzeray7526 4 ай бұрын
ጠፊአዶ ኢልካ This is her long term plan...
@kokobnegassi7558
@kokobnegassi7558 4 ай бұрын
Egziabiher zhashe yfterelka gebari kfue nresu u abzkedo aytemon u eska gn btami knue seb eka kexlo hmak hasab keythasb zhawey 🙏
@user-pv4gg1pk2q
@user-pv4gg1pk2q 4 ай бұрын
ገንዘብካ ጥራይ ትምለሰልካ ኣለዋ። ወዲ ኣምላኽ ሓወይ❤❤❤❤❤
@Ostirch
@Ostirch 4 ай бұрын
ኣይ ዝገርም እዩ ኣጆካ ሓወይ😢😢😢
@segenm950
@segenm950 4 ай бұрын
ጥዑይ ስብ ኢካ ❤❤
@meadinabrehaleyneghasi7950
@meadinabrehaleyneghasi7950 4 ай бұрын
Amlak msaka ykun🙏🙏🙏
@semiraawelkhar601
@semiraawelkhar601 4 ай бұрын
Amlak msaka ykun meda hawey 🙏🙏🙏
@afeworkitesfu572
@afeworkitesfu572 4 ай бұрын
ኣይተምጽወን ክሳብ ሰለስተ ቆልዓ ዝወልዳ ኣይትዓሸው ሎሚ ኩለን ብጎኒ ክዕልልወን ኢዮም ዝሓድሩ
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u 4 ай бұрын
Aytgsge 1-2 eyen
@mebrhithadish8822
@mebrhithadish8822 4 ай бұрын
ኤህ ኣድጊጽካኒ ሓወይ ኣትን በጃክን እተን ኩምዚ ጌርክን ምስ ኣምጹኡክን ታሃድማ ዘለክን ሕልና ግበራ ዋእ ቁሩብ እንታይ ትኩና ኣለክን ባኣክን ክንዋረድ ናዓል ኣቦኽ ኣጆካ ዛሓወይ ኣምላኽ ዛሓዘልካ ኣሎ😢😢
@Kokob100
@Kokob100 4 ай бұрын
Enquau niska aytelemika ❤ eza chenawit kindey keytiuma nutsuh seb bedila
@yoditsiem3998
@yoditsiem3998 4 ай бұрын
Waaaay shigr hawey mearey ajoka ember kone ilka u zi nay seb gdi zeyblen
@tesfagebrieltesfu5769
@tesfagebrieltesfu5769 4 ай бұрын
ኣምላክ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ
@Desertflower-k6z
@Desertflower-k6z 4 ай бұрын
ዋይ ሓወይ 😢 እግዝኣብሄር ኢዱ የንብረልካ። እንተ ንሳ እሞ ሕማቕ ሰብ እያ።
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 4 ай бұрын
Good for you.
@mannyseretse
@mannyseretse 4 ай бұрын
ኣጆካ ኩቡር ሓወይ! እዜኣን ርእሲ ኩቦ ናይ ኣእምሮ ድክነት ዘለወን ኢየን። በቃ ደጊም ኣብቀዐ! ኣምላክ "ኣይጎይን ኢዩ ግና ካኣ ኣይቅደመን ኢዩ" ንጠላማት ከዳዓትን ቀስ ኢሉ ንሓዋሩ ኢዩ ዝቀጽዕም! ንግዚኡ ክትጉህይ ኢካ ግን ቸጥ ማዓንጣ። ካባካ ዝሓሸ ሰብ ከምዘይትረክብ 100% ርግጸኛ ኢየ። ደናቁር ኢየን ዝሓሸ ሂወት ዝነብራ ኢዩ ዝመስለን እንበር ግዳይ ኢየን ዙኮና 😅
@yodittesfazgi7572
@yodittesfazgi7572 4 ай бұрын
Gerhi eka hawey kem lbka yfterelka 😢😢
@SolomonHaile-sj1qd
@SolomonHaile-sj1qd 4 ай бұрын
Wow wow good job brother ❤❤❤🙏🏻🙏🏻😁thanks
@godisgood1751
@godisgood1751 4 ай бұрын
Eway ahiwatey tirekibiwo zelekum be strong brother .ane gali eye gini lomi zelewa bahilen and haymanoten atifen alewa.gidefa amilak nitsibuka eyu.
@genettecle6461
@genettecle6461 4 ай бұрын
Hawey natey, ajoka nsenayka eyu❤
@eljosigtm539
@eljosigtm539 4 ай бұрын
አጆካ መዳ ሃወይ እግዝአብሔር ምሳካ ይኩን
@ww1075
@ww1075 4 ай бұрын
Eritreawyan kabzy wedy temaharu neger azmarino reaywo bhangol ember bbetry hadar aygbernyu entezeydelya mrchaa eyu yblekum alo bravo meda ❤
@awetabrham4438
@awetabrham4438 4 ай бұрын
Kkkk nay mintay azmrino eyu kkk 6 amet entay ygebir neyru ysheyn
@TsegaybariTsegaybari
@TsegaybariTsegaybari 4 ай бұрын
6 ዓመት እንድሕር ዘይወሊዳ ግድን እዩ ገሊኦም ሕማቅ ኣልሚዶማ እዮም።
@fishtesgay237
@fishtesgay237 4 ай бұрын
Amlak msaka ykun zhawey ❤
@user-sw8gq4sm7j
@user-sw8gq4sm7j 4 ай бұрын
Anta entay weridna wedeyy amlak lbona yftrelna❤❤❤
@mletefesehazion1147
@mletefesehazion1147 4 ай бұрын
Lebam wedei amlak yhegzka❤❤
@Eritreaplus
@Eritreaplus 4 ай бұрын
በርትዕ... ዝ ዓርከይ.. ነፊራ እያ ሰላም ይጽንሓያ
@joyoymun-wj5ky
@joyoymun-wj5ky 4 ай бұрын
ከመይ ወደይ መድሂኒ ኣለም ናብ ገደል የንፍርካ። ገለ ጸገም ገጢምዋ ተኮነ ከ። ዓንጃል
@teclenegash2750
@teclenegash2750 4 ай бұрын
ኣሜላኽ ይሓግዝኮ
@MielatKflu-ej8wt
@MielatKflu-ej8wt Ай бұрын
Ati haftey haderaki amlak ferhi aytebedelyo
@selamtesfahanes4589
@selamtesfahanes4589 4 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ኣዉኡ ምሳኩም ዘለዋ ዘይትምርዓዉ ።ፍቅሪ የብለንን እዚኤን ካኣትዋ ጥራይ እየንዝደልያ ናብ ኤውርጳ ።
@biniamkebrom6818
@biniamkebrom6818 4 ай бұрын
Zehasbto alwa ember kedanka hezka do ytefe eyu. Agoka zehawey ableli nebska hemaq aythsb Amlake zehazlka alwo ❤
@yonatankelati2858
@yonatankelati2858 4 ай бұрын
ን ሓዳር ዘይኮነስ ን process አያ ዋጋ ከፊላ ሃወይ6 ኣመት፡
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 4 ай бұрын
😂😂😂😂 hmaq aynzareb dhaya ksab zrkeb +ve nkun
@samiwedi5977
@samiwedi5977 4 ай бұрын
እዝጊ ኣፍለተካ ወደይ ምክናት ደይ ብሉ ዶ ይግደፍ ኡ ሕልና ደይ ብለን
@npamen8090
@npamen8090 4 ай бұрын
😂😂😂😂 where is the lie
@merryrussom5338
@merryrussom5338 4 ай бұрын
awalde keblukne si keme deynasore ketxnta eyu zegbakne
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 4 ай бұрын
@@merryrussom5338 nr'eska keygebrelka hji ewn hmaq aynzareb seb euko eunqi aykonen tesheribu zshreb yegdas zeymhwak.
@asmeromasmerom4765
@asmeromasmerom4765 4 ай бұрын
ብኡ ጊራ ፈጣሪ የጥፋኣያ ኣብ ሂወታ ኣይትቅሰን ዘይትፈልጥወን ኣይትመርኣዉ መርኣ ደሊን ዘይኮናስ proses ደልየን የን ዝምርኣዋኹም ዘለዋ ስለዚ ነዎ በልወን ዝኮነ ደቂ ካልኦት ዜጋ ተመርኣዉ
@melestesfai8946
@melestesfai8946 4 ай бұрын
ሓወይ ናተይ ኣምላኽ ብሰላም የራኽብኩም
@saron1239
@saron1239 4 ай бұрын
Ajoka meda hawna aqli yhabka bro ❤
@meronberhane-jc6dt
@meronberhane-jc6dt 4 ай бұрын
እዛ ስዲ ደደብ ገንዘብ ሓወይ በሊዓ ኣበይ ከይጥዕማ 6 ዓመት ቀሊቡ እዚ ክትፈዲዮ። ኣጆካ መዳ ሓወይ ለባም ወዲ ለባማት ስለ ዝኮንካ ኢካ ክምዚ ጌራትካስ ደሃያ ክትገብር ከለካ ብጣዕሚ ኢዩ ዘገርም ኣምላኽ ነዓኻ ትዕግስትን ኣኽእሎን ይሃብካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@Facheteklu
@Facheteklu 4 ай бұрын
ወዲ ዓዲ ቀ ድዩ ሓቀይ
@user-qd9iw5ee3s
@user-qd9iw5ee3s 4 ай бұрын
Meshakin eritrawiyan tigrhu alekum
@bereketgebremedhin951
@bereketgebremedhin951 4 ай бұрын
Ajoka zhawey edmen tenan yhabka fetari
@user-yx9zb4eh5k
@user-yx9zb4eh5k 4 ай бұрын
Wow wow good job brother ❤❤❤❤
@user-uu3tj1lu1l
@user-uu3tj1lu1l 4 ай бұрын
እቲ ሽግርና ንሕና ደቂ ተባዕትዮ ነዘን የሕዋትና ብልብያ ይኹን ብቱርኪ, ብፕሮሰስ,ነምጸአን ብገንዘብና ንገዝአን ኮይኑ እዩ ድስመዐና ኣመና ጸቅጢ ንገብረለን ስለዚ ክንጥንቀቅ ኣለና ንሕና ውን
@eru5343
@eru5343 4 ай бұрын
መን ይርድኣልና ኩሉ ሰብ እንድዩ ወገን ናይ ወዲ ሒዙ ዝፈርድ ዘሎ 100% ቨርፌክት ጌሮም ንነብሶም ኩሉ ናብ ጋል ይዝንብዎ ኣለው ትጌጋ
@BiniamGhirmayfuns
@BiniamGhirmayfuns 4 ай бұрын
lke tezaribka bro 🤝
@aziebhabte-selasie7329
@aziebhabte-selasie7329 4 ай бұрын
Bselam ktrkebelka tesfa ngebr .hadarkum kiksl ytmneyelkum.
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 4 ай бұрын
ሓወይ ማራ ገርሂ አካ 6ዓመት ምሳይ ሓዳር ጌራ ትበል ቁሩብ ሕሰብ ክም ምእተዊ ናብ eroupe ተጠቂማ ደርብያትካ ናብ ዘሕሻ ከይዳ ኣላ ኣብዚ 6ዓመት ክትጥነስ ኣይካኣለትን ዕላማ ኔሩዋ በቃ ኣትያ ናብ ካልእ ዓዲ ከይዳ ኢዳ ክትህብ ማለት አዩ አቲ ዘመዳ ውን ኣይትእመኖ ዘኾነ ሰብ ለይቲ ዘሕደማ ካብ ገዛኻ ክም ዘሎ ክትፈልጥ ኣለካ ወላ ተመልሳትካ ውን ኣይትእመና ልባ ምሳኻ የለን በቃ...... ክምዚ ገርክያ ዘለኺ ግን ኣብ ካልእ ዓዲ ከድኪ ውን ኣይሰልጥኽን አዩ ዕንክሊል ክትብሊ ክትነብሪ አኪ መስጣኡ ግዜ የነውሕ አምበር ክትፈደያ አኪ. ድሓር ተለፎና ደኣ simcard ክትግሕፎ ትኽእል አያ.. ካብ ገዛኻ ሰባት አዮም ምጽዮም ኣሕዲሞማ ዘለዉ ኣይትገራህ አካ
@tesfiedaniel6384
@tesfiedaniel6384 4 ай бұрын
ካመራ ይለን ዲዩ ኣፍቲ ኣፍደገ ገዛ ?
@tesfiedaniel6384
@tesfiedaniel6384 4 ай бұрын
ካመራ ይለን ዲዩ ኣፍቲ ኣፍደገ ገዛ ?
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 4 ай бұрын
​@@tesfiedaniel6384ክሁሉ ይኽእል አንድዩ ኣብቲ ከባቢ camera ግን አዚ ወዲ ገርሂ ይመሰል
@user-pb2or1tv2o
@user-pb2or1tv2o 4 ай бұрын
I can feel you r pain bro
@Shabay_mender
@Shabay_mender 4 ай бұрын
ናይ ገለ ሰብ ርእይቶ 'ስ እንታይ ከምዘጋጠማ ከይፈለጡ ምስ ጥልመት ኣተሓሒዞሞ ። ኣሕዋት ካብ ገዝኡ ምስወጸ ዘይተመልሰ ፡ መዕለቢኡ ዘይተፈልጠ ፡ ዝሓመመ ፡ ሞይቱ ዝተረፈ ብዙሕ ሰብ 'ዮ እሞ ኩሉ ምስ ጥልመት ኣይነተሓሕዞ ....
@Amorawedigash
@Amorawedigash 4 ай бұрын
እዚ ኣይትሕሰቦ ኮነይ ኢላ ኢያ ጌራቶ ዘላ እዚ እኮ ዓዲ ሒጊ ኢዪ እሞ ከኣ ተሎፎና ዓጽያቶ ቁሩብ ኣማዛዝን ኢካ ሕልና እንተ ሃልይካ 🤔
@profic9222
@profic9222 4 ай бұрын
@selamowi እዚ ርኡይ ጥልመት ዩ ምኽንያቱ ድሕሪ ሰዓት 9:00 ካብ ገዛ ትወጻሉ ምክንያት የሎን ዳሓር ከኣ ንጽቢሒቶ ቆጸራ ነይርዋ ክዳውንቲ ክኣ ሒዛ ያ ከይዳ ትጠፍእ ዓይነት ተትኸውን ኣብ ኣዲስኣበባ ምጠፈአት ኣብዚ መጺያ ኣይኮነትን ትጠፍእ ::
@loveall892
@loveall892 4 ай бұрын
Aygermekan kulom deqenstyo yxerfu alew nay hade seb semieka aytfred
@Wedi_bitweded
@Wedi_bitweded 4 ай бұрын
መጀመርታ እዛ ጓል ጠፊኣ ከይትኸውን ኣምላኽ ብሰላም የጽንሓያ፡ ቀጺለ እዚ ወዲ ኣብ ዘረብኡ ናይ ቃላት ድዩ ዋላ ናይ ኣረዳድኣ ጌጋታት ኣለዎ 1.እዛ ጓል ዘመደይ ኢያ ኢሉ ፡ዘመድካ ዶ ሰበይትኻ ትኸውን ያ፧ 2.ን6 ዓመት ዋጋ ዝኸፈለትሉ ሓዳር ኢዩ ይብል፡እንታይ ዋጋ ኢያ ከፊላ ተጸባዪት ዝነበረት። 3.ግልጺ ኮንካ ተዛረብ ከኣ በሎ እንታይ ፍሉይ ባህርያት ተርእዮ ከምዝነበረት፧ 4.እቲ ፓስፖርትን ካልእን ዝገደፈቶ ንብረት መፍትሕ ዲኻ ዓጺኻዮ ኣብ ቦርሳ መኽፈቲ ስኢና ዋላ ኣብ ኢዳ ኮሎ ኢያ ገዲፋቶ፧ 5.ትፈትዎን ዝፈትዋን ወዲ እንተ ሒዝዋ ተረኺቡ ግን ብዘይወዓል ሕደር ዋላ ሓግዙኒ ኢልካ ናብዛ ሜድያ ኣምጸኣዮም ፡ካብቲ ወዲ ካሕሳ ውን ይግበኣካ ኢዩ ካብ ስድራኣ ኣይኮነን። 6.እዞም ከማኹም ወዲ ካብ ኣፍሪቃ ክሳብ ዘምጸኣልኩም ተጸቒጥኩም ጸኒሕኩም ምስ ኣተዋ ትሰርቅወን /ትወስድወን ዘለኹም ኣወዳት ከኣ ዓገብ /shame on you. 7.ከምዚ እንተኾይኑ ድማ ዝተለከማ ይለከማ ፡ኣለና ጥዑያት ገለ ምባል ኣይኮነን ካብ ኣፍሪቃ ከይትወስድወን ፡ኣብኡ ተመርዓዉ፡ ተዘይኮነ ግን ወጻኢታት ዘይምብዛሕ ፡
@DawitGoitom
@DawitGoitom 4 ай бұрын
ገዛ ጠፊእዋ 😂😂😂😂😂 ብሮ ኣነ ዝጥርጥር ኣብዚ ናይ 6 ዓመት ጉዕዞ ምሳኻ ጥራይ ዘይኮነ ካልእ ታሪኽ ምስ ሓደ ኣብ ኢንግላንድ ዝቕመጥ ውን ኔርዋ ኢዩ።ንዓኻ መምጽኢ ኢያ ተጠቂማትልካ፡እተን ምሳኻ ዝነበረተን ጊዜ ከኣ ንኢንግላንድ ንምኻድ ኢያ ኣማቻቺኣትለን፡እዚ ግን 80% ጥርጣረይ ኢየ ዝነግረካ ዘለኹ።ምሓዛይ call ክገብር ጸኒሐ፡እቲ ናይ ጀርመን፡ኖ እቲ ናይ ኢንግላንድ ዝባሃለሉ ጊዜ ኢና በጺሕና ብሮ።ብእምነትካ እንበር ብስንፍናኻ ኣይኮንካን ተበዲልካ እሞ ኣምላኽ ዘውጻእክዮ ብዕጽፍታት ይተክኣልካ።
@user-vu4xz4mv2p
@user-vu4xz4mv2p 4 ай бұрын
Amlakh mèsakha yèkhun hawey deqi anèstiyo ayashu iyen
@user-oq4si1mx8b
@user-oq4si1mx8b 4 ай бұрын
Ajoka zhawe❤
@erilove98
@erilove98 4 ай бұрын
Ezan daki anestyo yebedelana allawa ezi wedi meshkein eiu ajoka haway 😭
@FevenKifle
@FevenKifle 4 ай бұрын
Hawey mearey😢🙏
@user-bs2oi2db1g
@user-bs2oi2db1g 4 ай бұрын
ገለን ብማይ ገለን ሳአን ማይ ዝባሃል ከምዚ ምስኮነ እዩ ብዕድንና አብ ዝብጻሕ በጽሕና ብዋጋ ዕድልናን ገንዘብናን ደቆም ደርብዮምልና ይዕንድሩ እተን ደቅንስትዮ አብ ልዕሊ ይሕዋት ክንበደል አይትፈጽማ ሕማቅ ዝገብር ሰብ ናይ ሕልና ቅሳነት የብሉን ዝሓውና ካአ ንጽቡቅ ካ እዩ
@pkpkpk-mz7jg
@pkpkpk-mz7jg 4 ай бұрын
ስድርኣ ጋሎም ጠፍኣ ሰምዖም ስቅ ምባል ኣፍልጦ ስለ ዘለዎም እዩ፡ውላዱ ጠፍኡ ሰምዑ ስቅ ዝብል 99 ኣላታ 60 ኣላታ ውሕዱ
@ghideyokbamichael2595
@ghideyokbamichael2595 4 ай бұрын
atum sebat kemey gerom meneiseytt zgbrwo sdra zeatwwo entay geremukum wedey men alo eu nsdet kwx sdrue zfltu ewa hukot
@kokobnegassi7558
@kokobnegassi7558 4 ай бұрын
Ane keman kemu hasibe sdra galna tefia elom kshakelu eka txbe
@Wedi_bitweded
@Wedi_bitweded 4 ай бұрын
ዘረባ ለባማት ተዛሪብካ ሓወይ። ስድራ ድኽነቶም ይኣኽሎም ፡ እንተ ኾነ ግን ደሃይ ጌራትሎም እንተኾይና ዘላቶ ኣይንፈልጥን እምበር ረኺብናያ ኔርና ክብሉ ግቦኦም ይመስለኒ።
@okubaygerehans
@okubaygerehans 4 ай бұрын
ኣንታ ደንደን ወረ ናይዛ ቆልዓ ኣምጸልና, ተረኺባ ዶኒ??
@user-be9gs5dz6p
@user-be9gs5dz6p 4 ай бұрын
ሰላም መዳ ዘሕዝን እዮ ዘሰንብድ ብርቱዕ ዘሻቅል ጸሊ ናብ አምላኽ አምላኽ ዘይይካአሎ የለን ከምኡ ውን ሐይሊ ክህበካ ኡዮ አጆኻ መንገዲ አሎ አምላኽ ዝኸፍቶ አጆኻ.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@naevsuperstar6013
@naevsuperstar6013 4 ай бұрын
Eta Mobile abounoment bsmka entekoyna, netom supplier dewilka, mewedaita ztedewaweleto number kthatom tkl eka.
@lemlemmesfin4108
@lemlemmesfin4108 4 ай бұрын
God help you 🙏🙏🙏🙏🙏
@arkenhabte6154
@arkenhabte6154 4 ай бұрын
ኣጆኻ መዳ ሓውና እዘን ግናያት ፍርሃት ኣምላኽ ዘይብለን። ሰብ ክንደይ ዓመት ጽዒሩ ድቃስ ዘይብሉ ነዚኤን ከምጽእ እዚኤን እንታይ እየን ዝኾና ዘለዋ ብሓፈሻ ኣጆኹም ናይ ጀርመን እዚ ፕሮሰስ ዝብሃል ብጣዕሚ ነዊሕ እዩ።
@user-gb9wc3gw4e
@user-gb9wc3gw4e 4 ай бұрын
ኣድንቀካ የ ግን ብሓቂ ስብኣውነት ወዲ ዓበይቲ::ኣጆካ
@yosiefmsgna8693
@yosiefmsgna8693 4 ай бұрын
Nay bhaki lebam wedi kem libka yigberelka brother ajoka❤!
@eri100eritrawit9
@eri100eritrawit9 4 ай бұрын
I don’t know what is going on with my people. The marriage became a business. It’s very sad he is doing that right thing so far. Please find love in the place you don’t have to pay high price. Good luck and thanks for sharing this story.
@suzanaweldezghi722
@suzanaweldezghi722 4 ай бұрын
Hmaq rekhibka hawey natey ajokha 🥺💞💞💞💖
@tsigeweiniberaki580
@tsigeweiniberaki580 4 ай бұрын
Hawey Mary xenat yehabka Nesa ka Selam yesaba ember Kennedy eka xebuq key nerkeb Ahwatna yebdlu Alwa.
@tesfalemgoitom2765
@tesfalemgoitom2765 4 ай бұрын
መዳ ሃወይ ኣጆኻ ዓቅሊ ይሃብካ
@MehariGebrebrhan
@MehariGebrebrhan 4 ай бұрын
Ajoka hawey natey❤
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 4 ай бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍ ዋይ የሕዋተይ። ትን አዋልድ መስጣ ዞም አወዳት ይውድክን። አጀኻ አምላኽ ምሳኻ ይኹን🙏🏾
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 4 ай бұрын
ኣንታ እዘን ኣዋልድ እንታይ ኢና ክንገብረን። ጥልመት ፋሽን ገይረነኦ።
@tgyegeita2169
@tgyegeita2169 4 ай бұрын
እግዝያብሔር ምሕረት የዉረድ እምበር እዚስ ከቢድ እዩ ግን ካብዚ ጊዜያዊ ጠቕምታት ወጺእና ፍርሃት ኣምላኽ ይሓልወና ናብ ኣምላኽ ንመለስ እግዝያብሔር ክምለሰና ንስኻ ማለት ኣጆኻ ኣምላኽ ክርድኣካ እዩ ተባረኽ ።
@user-iu1to8ip5x
@user-iu1to8ip5x 4 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን ኣምላክ ወጽዓካ ይርአየልካ bro ካብ ኣፍሪቃ ተምጽኡ ኣሕዋት ጥንቃቀ ክሓተኩም ኢዩ ። ብዝተካአለ መጽናዕቲ ክትገብሩ ኣለኩም ካብ ዕላለን ክትሕዘን ትክእል ኢካ ተገዲስካ ተትካታቲልካየን ዋላ ሽሕ ይጠንቀቃ ብገለ ይመልቆን ኢዩ ዕቱብ ኣታሓሕዛ የግልየኩም ኣሎ
@selammehari9640
@selammehari9640 4 ай бұрын
ኣቲን ኣዋልድ በጃክን ብልቢ ሰብ ኣይ ትጻወታ ፕሊስ 😢😢😢😢😢😢
@abrhaleydrar3529
@abrhaleydrar3529 4 ай бұрын
Hii xbkti kemey aleki
@user-yp6vg3bz4v
@user-yp6vg3bz4v 4 ай бұрын
kebitsena be awaldna kentu fetret
@weynits571
@weynits571 4 ай бұрын
agoka bruk hawey sibuk tetmin bealty kalkidakay ety kal ziatkayo ab kidmy AMLAK zekir❤❤❤genzeb halafiyu yikir tebehahilkum zeyftah shigr yelon agoka AMLAK AYIHGZKA❤🎉🎉❤
@shewitmehari2350
@shewitmehari2350 4 ай бұрын
ewayyy meda hawey Ajoka tesfa aytkurex fqdu Amlak eyu😢😢😢
@TemesgenTeklezghi-wm7cd
@TemesgenTeklezghi-wm7cd 4 ай бұрын
Yhsheka tehagos tray bro Aytghe
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 4 ай бұрын
Kedan heza atfkrican abesa belib adenica atmenisey🧔🕊🤝❤ajoica
New Ertrean Live TikTok //24//08//2024
1:07:29
ሳምና ሜድያ
Рет қаралды 12 М.
The Giant sleep in the town 👹🛏️🏡
00:24
Construction Site
Рет қаралды 20 МЛН
WILL IT BURST?
00:31
Natan por Aí
Рет қаралды 25 МЛН
Ik Heb Aardbeien Gemaakt Van Kip🍓🐔😋
00:41
Cool Tool SHORTS Netherlands
Рет қаралды 9 МЛН
这三姐弟太会藏了!#小丑#天使#路飞#家庭#搞笑
00:24
家庭搞笑日记
Рет қаралды 70 МЛН
adu blina sim 2
7:09
Habesha tune
Рет қаралды 10 М.
ብናይ ሓሶት ሕጸ ገንዘበይ ወሲደንኦ
25:35
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 83 М.
ጉዳይና ኣብ መጽሄት ወጺኡ ኔሩዩ
31:54
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 116 М.
The Giant sleep in the town 👹🛏️🏡
00:24
Construction Site
Рет қаралды 20 МЛН