No video

#rieka_bayney_new_eritrean_orthodox_mezmur_2021_ርእየካ_ብዓይነይ

  Рет қаралды 1,043,303

Zemari Bereket Tikue official

Zemari Bereket Tikue official

3 жыл бұрын

© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ።
ልቦና ሃበኒ / #libona_habeni #new #eritrean #orthodox #mezmur #2023 #zemari_bereket_tikue
subscribe : / @zemariberekettikueoff...
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmur
Eritrea orthodox tewahdo
eritrean music
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
ethiopian orthodox tewahido
ethiopian orthodox tewahedo
tewahido church
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
orthodox tewahido
Debesey Mezmur
Teahdo mezmur
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
Ethiopian orthodox
Eritrea orthodox
eritrean music
Eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
#ethiopian orthodox tewahedo
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
#orthodox tewahido
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
#Ethiopian orthodox
#Eritrea orthodox
Hidmona
new eritrean movie 2020
#Debesey Mezmur
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur
Teahdo mezmur
music eritrea
eritrea music
comedy of eritrea
eritrea comedy
hidmona comedy
warwarta
eritrean film
eritrean movie 2020
eritrean music 2020
eritrean comedy
eritrean movie
eritrean film 2020
best eritrean film 2020
New eritrean comedy 2020
hdmona tv
habesha comedy
habesha music
HDMONA NEBARIT
Mahlet
Eritrean
ethiopian orthodox mezmur new
Bereket
eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox tewahido
#tewahido church
amharic mezmur
Shegye Shegitu
best music
New Eritrean Music 2020
Ethiopia music
Rora
New ethiopian tigrigna
admas
Amharic
Tigray
ATA
Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido

Пікірлер: 527
@mielatyonas6254
@mielatyonas6254 3 жыл бұрын
ርእየካ ብዓይነይ ሕጂ ግዳ ርእየካ ብዓይነይ ሕጂ ግዳ ከፊልካዮ ዕዳይ እንታይ ስኢነ እንታይ ጎዱሉኒ ከመስግነካ'የ ኣነ እንታይ ኣሎኒ(2) ጓሂ ልበይ ኣብ ውሽጠይ ምስ በዝሐ ተሓሊለ ሕልናይ ምስ ዓረበ መን'ዩ ሞ ከማኻ ብይቅሬታ ምሕረት ንዓይ ዝበጽሓኒ ከማኻስ መን እሞ እናጸናንዐ ሓጎስ ዝኾነኒ መን ኣሎ ድዩ ንስለ ፍቅሪ ክብል መን ኣሎ ድዩ ምይቱ ሞተይ ዝስዕር መን ኣሎ ከማኻ ብፍጽምቲ ፍቅሪ ክሳብ ሞት ዘፍቀረ ብዓይነ ልቦናይ ሕጅስ ርእየካ እየ ኢየሱስ መድሕነይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና!!!!
@abelbrhane3830
@abelbrhane3830 3 жыл бұрын
Nay behaki beri hawey amlak nay zemen agolgulotka yebrek zemari melakti dema yesmaley beriwa wedi teklye💕💕💕
@selamghide5929
@selamghide5929 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@atakltimekonen4141
@atakltimekonen4141 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሚን ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስመኣልና ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜካ ይባርክ ጎይታ!!
@yorusalemabera1947
@yorusalemabera1947 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@michealgola5443
@michealgola5443 3 жыл бұрын
Or
@muzateklit4827
@muzateklit4827 3 жыл бұрын
ኣብ ከቢድ ሽግርን ጭንቀትን አየ ነይረ ናትካ መዝሙር ትራይ ዝሰምአ በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ብፍላይ ኣብ ሂወተይ ምትስሳር ኣለዋ ! ተስፋ ቆሪጸ ኣብ ዝነበርኩሉ ግን ኣምላከይ ኣልዒሉ ብርሃን ከፊትለይ ነዛ ናይ ምስጋና መዝሙርካ ምስ ሰማአኩ በክየ! ሕጂ ግዳ ሬኢካ ብ ዓይነይ ታይ ሲኢነ ታይ ጎዲልኒ ከመስግነካ አየ ኣነ ታይ ኣሎኒ!!! ጸጉኦ የብዝሃልካ ኣምላክ ሰማይ ቡሩክ tnx more keep it up መዛሙርካ ሰላም አዮም ዝህቡኒ
@yohananetsereab
@yohananetsereab Жыл бұрын
በሬ ሓወይ ናብ ኣምላኽ ዘጠምት መዛሙርዩ ዘለካ ነዚ ኣባኻ ዘሎ ዓበይቲ ጸጋታት ዝሃበ እግዚኣብሄር ይመስገን። ንስኻ ከኣ ትቕብል ኣቢልካ ስቕ ኣይበልካን ኣብ መዓላ ተውዕሎ ኣለኻ። ከማኻ ጸጋኦም ኣለልዮም ዝጎዩ ይብዝሑ። + ሓበን ቤተክርስያን + መመክሒ ትምህርቲ ሰንበትና + ብዝተዋህበካ ጸጋ ናብ ንስሓ ተእትወና ብመዝሙርካ ንንሳሕ + ነመስግን + ንጸናናዕ... ስለዚ ኣጆኻ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ሓይሊ ይሃብካ ንጸላእትኻ ትስዕረሉ የጸናንዕካ።
@kinetebebtesfaye263
@kinetebebtesfaye263 3 жыл бұрын
ትግሪኛ ባልናገርም ትንሽ ትንሽ ይገባኛል፣ ወንድሜ ጌታ ኢየሱስ ይባርክህ እጅግ በጣም ደስ የሚል ዝማሬ ነው። ጌታ ይባረክ!
@channel-on1qe
@channel-on1qe 3 жыл бұрын
ንሱኹም ከ ከማይ ዲኹም ነዓይ ሲ ሓጽራትኒ ኻብ ምሒር ታእሚ ክትጅንብርን ክትውዳእን ዘይርደኣካ ኣምላኽ ንስጉምትካ ይሓሉ ሓውና ዘማሪ በረከት ፀጋ ኣብልዕሊ ፀጋ የሃብካ ኣምላኽ
@segen1007
@segen1007 3 жыл бұрын
Nay behaqi temti mezmur
@yohanawelday4248
@yohanawelday4248 3 жыл бұрын
ናብሓቂ እናሻዕ ሰሚዐ ኣይጸግባን ዛ መዝሙር ጥዑም ቃል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ዘማሪ በረኸት ሓውና ናይ ኣገልግሎትካ ይባርኽ ።
@yohannesmedhane9034
@yohannesmedhane9034 3 жыл бұрын
ንምትብባዕ ነዓካ ዝኸውን ቃላት የብለይን። ብሩኽ ሓወይ መፈጸንታኻ የጸበቀልካ። ጸጋ ኣምላክ ምስ ምሕረቱ ምሳኻ ይኩን ፡ ኣሜን ።
@habentekle1036
@habentekle1036 3 жыл бұрын
ሕጂ ግዳ ሪኤካ ብዓይነይ ሕጂ ግዳ ከፊልካዮ ዕዳይ እንታይ ሲኢነ እንታይ ጎዲሉኒ ከመስግነካ’የ ኣነ እንታይ ኣሎኒ(2) ጋሂ ልበይ ኣብ ዉሽጠይ ምስ በዝሐ ተሓሊለ ሕልናይ ምስ ዓረበ መን’ዮ ሞ ኸማካ ብይቅሬታ ምሕረት ንዓይ ዝበጽሓኒ ከማኻስ መን እሞ እናጸናንዐ ሓጎስ ዝኾነኒ መን ኣሎ ድዮ ንስለ ፍቅሪ ክብል መን ኣሎ ዲዮ ሞይቱ ሞተይ ዝስዕር መን ኣሎ ከማኻ ብፍጽምቲ ፍቅሪ ክሳብ ሞት ዘፍቀረ ብዓይነ ልቦናይ ሕጅስ ርእየካ ኢየ ኢየሱስ መድሕነይ ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና በሬ ሓወይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዘሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻♥️♥️♥️
@user-kt5os1yc2d
@user-kt5os1yc2d Жыл бұрын
አነስ ናትካ መዝሙር አብነብሰይ ይሰረፀኒ ፀግኡ የብዝሐልኻ👏
@YordaGerye-mt2js
@YordaGerye-mt2js 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸት ሓወይ እናዘመርኻ የንብርኻ ፀጋኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ 🙏💒✝️♥️🙏💒✝️♥️💒✝️🥀
@selamawikrstosselamkahabena
@selamawikrstosselamkahabena 3 жыл бұрын
ብሃንቀውታ ክጽበያ ዝጸናሕኩ መዝሙር ተባረኽ በረኸት ሓወይ ኣሜን ዝማሬ መላአክት የስምዓልና ❤️❤️❤️🌿🌿🌿
@danielberhane440
@danielberhane440 9 ай бұрын
ጎይታና እየሱስ ንስካስ ከፊልካዮ ዕዳይ እንተ ኣነ ግን ዕዳ ኣለኒ ከፊለ ዘይውዶ ዕዳ ውዕለትካ ❤
@krstosyuhiwetey
@krstosyuhiwetey 3 жыл бұрын
ብስም ኣብ ብስም ወልድ ብስም መንፈስ ቕድስ ብስም ሓደ ኣምላክ! ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ብሃቂ ጽቡቅ መዝሙር & ኩሉ ዝሓብናካ ርኢቶ ኣብዛ መዝሙር ተተግቢሩ ርእየዮ እሞ ከምቲ ጽን ኢልካ ሓሳብና ዝተቀበልካ ኣምላኽ ጸሎትካ የቐበል ይቐብለልና ደጊመ ኣምላኽ ይባርኽካ!!!!!!!!!!!!!!
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩክ ኃወይ ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርክካ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ብናትካ መዛሙራት ካብ ዘይነበረኒ ናብ ሓደ ሙሉእ ሰብ ክኸውን በቂዐ እየ’ሞ ናይ በሓቂ ቀፅሎ መዘምራን በረኸት ኃውና🥰😇🙏🏾
@teklinakidane714
@teklinakidane714 3 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ኣምልኾን ውዳሰን ብሕብረት ነቲ ዕዳና ብዘይ ክፍሊት ዝኸፈለ ጎይታናን መድሓኒናን ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ይኹን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾 ። ዘማሪ በረኸት ሓውና ወትሩ ጎይታ ጸጋኡ የብዝሓልካ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾 ዝማረ መላእክት የስመዓልና 🙏🏾🙏🏾🙏🏾 ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!!! ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላም የብጽሓና።
@rezenebayruau7251
@rezenebayruau7251 Жыл бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብካ እግዚኣብሄር ናይ ጎይታና ን ኣምላክናን ኢየሱስ ክርስቶስ ፀጋ ምሳካ ይኩን ሰሚዕካ ዘይምነው መዝሙርካ ናብ ኣምላክ ዘቅርቡ
@heyyem8706
@heyyem8706 3 жыл бұрын
🙏🏻ሕጂ ግዳ ርእየካ ብዓይነይ 🙏🏻 ሕጂ ግዳ ከፊልካዮ ዕዳይ 🤲🏻 እንታይ ሳኢነ እንታይ ጎዱሉኒ 🙏🏻 ከመስግነካ'የ ኣነ እንታይ ኣሎኒ❤️ 💒 ተመስገን ኣምላኻ 🙏🏻❤️🤲🏻 በረኸቱን ጸጋኡን የብዝሓልካ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና በሬ ሓውና 🙏🏻
@teamehaile9803
@teamehaile9803 3 жыл бұрын
ኣብ ደምካ ዝኣቱ ባህታ ፈጢሩ ብሕልና ምስ ኣምላኽ ክትራኸብ ዝገብር ምዑዝ መዝሙር። ዕድሜኻ ይንዋሕ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ግዜኻ ይባርኸልካ ኣሜን!!!
@Ereytsda
@Ereytsda 3 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ሓውና በረኸት ጸግኡ የብዝሕ፡ ርኢቶ/ነቐፌታ ኣብ ካልእ መዝሙር ቂር ዝበለኒ ከም ዝፈትወካ ብኢየሱስ ክርስቶስ ሓውኻ ሓደራ ጾግርን ኣለባብሳን ከምቲ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያና ትምህረና እንተ ተዘውትር ነቲ ቃል መዝሙር ግብሪ ዝተሓወሶ ብምዃኑ ዝያዳ ልባዊ ተመስጦ ከነሕድር ክድግፈና። ኣነ ብሓቂ እዮም ዘቕንኡኒ ጻዕዳ ነጸላ እጀ ጠባብ ለቢሶም ዝዝምሩ መዘምራን ኣዝዮም ኢዮም ነቲ ቃል ከምተድህብ ዝገብሩ።
@mymam9142
@mymam9142 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ደስ ዘብል መዝሙር መን ኣሎ ከማካ ካብ ሞት ዝተንስኣ እየሱስ ጎይታየ ።
@abraham5429
@abraham5429 Жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ሰምዓ ዘይጸግባ መዝሙር ❤️🙏🙏 መን ኣሎ ድዩ ንስለ ፍቕሪ ክብል መን ኣሎ ድዩ ሞይቱ ሞትርይ ዝስዕር መን ኣሎ ከማኻ ብፍጽምቲ ፍቕሪ ክሳብ ሞት ዘፍቀረ❤❤❤❤❤❤❤
@user-gv5yl9zh9y
@user-gv5yl9zh9y 3 жыл бұрын
ብሩኬ ብዙሕ ተባረኸልና ኣምላክ ቅዱሳን ኣቦታት ኣብ ኩሉ ጉዕዞካ ምሳካ ይኩን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና
@merhawimilash8247
@merhawimilash8247 3 жыл бұрын
መዘምር በረኸት ሓወይ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ዝተረፈ ዕድሜኻ ከም ፍቃድ እግዝኣብሄር ዪግበረልካ። ኩሉ መዝሙርካ ናብቲ ልዑል ጎይታ ዝመልስ እዩ እሞ እንቃዕ ኣንሒና ፍጡራቱ ጎይታ ክኣ ኣምላኽና ኮነ🙏🏾🙏🏾🙏🏾🤲🏼🤲🏼🤲🏼
@selamdebesay4487
@selamdebesay4487 3 жыл бұрын
Kulu mezmurka mara ye zefetwo, belbey ye zesmakero , zemare melakti yesmealna Amen 🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️God bless u.
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላኢክት የስማዓልና ልቢ ዝትንክፍ ጥዑም መዝሙር
@yordakesete3524
@yordakesete3524 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣመሜን ዝማረ መላአክቲ የስምዓልና በረከት ሃወይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ኣግዛቢሄር ኣምላክ
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 ай бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@user-ys1qq6ko3j
@user-ys1qq6ko3j 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና
@RBR730
@RBR730 3 жыл бұрын
በሪየ ሓወይ ኣቤት ተዓዲልልካ ኩሉ፡መዝሙርላ ብጠዓሚ እዩ ዝምስጠኒ እሞ ቀጺሎ ምዝማር እዩ ስርሓኻ እሞ ኩሉ ግዚየ ዘምር ንእግረይ መገደይ ግን ኣብዛ መዝሙር ንእሽተይ ምናልባት ብሰንከይ ኣፍልጦይ ከይከውን ኣምበር ኣብ መንጎ ጅም ጅም ይብል ኣሎ ከምተን ካልእ መዝሙርካስ ኣይኮነትን እሞ ተጠንቀቅ ኢኻ ብዙሕ ሰብ እዩ ዝካታተለካ እሞ ብዙሕ ምጥንቃቅ የድልየላ እዩ
@meld569
@meld569 3 жыл бұрын
Zmarie melaekti yesmealna bereket hawey.bejaka eta " ኣሰየ ብድንግል ደስ ኢሉና " tbl mezmurka zerghalna
@m_k_i_t7227
@m_k_i_t7227 2 жыл бұрын
God bless you . literally all of ur songs touchs so much. And I saw on one of ur songs singing one line in Amharic and I was so amazed. Pleaseeeeeeeee give even one song for ur Ethiopian Orthodox brothers and sisters 🥺 God will pay u for that. I won't stop asking if u don't give us one pleaseeeeeeeee🥺🥺🥺 because am so jealous of my Eritrean Orthodox brothers and sisters that they could understand what touches their heart but I didn't 😔 hope u will fulfill my wish 🙏
@yerusalemtsehaye7149
@yerusalemtsehaye7149 Жыл бұрын
Egzabher yimesgen zimare melakti yesmalna kubur hawena egzabher tsegu yebzahlka!!!!🙏🙏🙏💯💒💒💒💒💒💒💒
@luwambrhane7970
@luwambrhane7970 3 жыл бұрын
Amen amen amen Zmare melaekti yesmealna bereket hawey❤️Egziabiher tsegu yebzh🙏🏥❤️
@ft-zl7tz
@ft-zl7tz 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና በሬ ሓወይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ኣብ ኩሉ ሂወትካ ኣምላኽ ብጸጋን በረኸቱን ይሓልኻ ብሩኽ ሓወይ ብጣዕሚ የ ዝምስጠኒ ኩሉ መዝሙራትካ ኣብ ሂወተይ ብዙሕ ለዊጡኒ
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox Ай бұрын
Kbur hawey Zemari Bereket Tikue, Ane Btaemi ye Zekbreka Zfetweka Bro,Degagime ye Comment Zxhfelka mknyatu Semia Suk kibl Yskef Bro Man🙏🙏🙏✝️ Egziabher Amlak Timneyo Kulu Yhabka Mis kulom Sidra betka Yehwatka Yeiruktkan kulom tfetwom Sebatn Selamn Kisanetn fiqrn Yimneyelka 🙏🙏🙏✝️,Niska nayzi Zemen Ngus Dawit Barya Egziabher Eka Behaki, Egziabher Msaka Kem zelo Beti Zeleka Menfes Yirdeaniyu,🙏🙏🙏✝️,Eti Rekibkayo zeleka Kibri azyu wuhudyu misti Agelguletka Krieyo keleku✝️,May Jesus Christ Bless you with all the Blessings You Deserve Bro Man✝️,You are the heart of Eritrean Orthodox Bro man🙏🙏🙏✝️.Egziabher Amlak b yemanay edu Ykebelka🙏🙏🙏✝️
@Haile-dj1ez
@Haile-dj1ez 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና በረከት ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልካ
@user-qs3px6rm2y
@user-qs3px6rm2y 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐላን
@bethelihemadmasubeti6730
@bethelihemadmasubeti6730 3 жыл бұрын
ዝማሬ መልዕክትን ያሰማልን ትግርኛ ባልሰማም የኦርቶዶክስ መዝሙር ስለ ሆነ ብቻ እሰማዋለው በወጣትነት እድሜ እግዚአብሔር ማገልገል እድለኝነት ነው ፈጣሪ በመንገድህ ሁሉ ይከተልህ 🙏
@bahabelomhadgu4567
@bahabelomhadgu4567 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ❤❤❤🌷🌷🌷😘😘😘🌾🌾🌾🙏🙏🙏
@meron5303
@meron5303 3 жыл бұрын
ክቡር ሓዉና በረኸት ዝማሬ መላእክት ይስምዓልና ኣብ እትገብርዎ ስራሕኩም ድማ ኣሳልጦን ምዕባለን ይምነየልኩም።
@jamisalu7215
@jamisalu7215 3 жыл бұрын
በረከቱን ጸጉኡን የብዝሓልካ ፈጣሪ🙏🙏🙏❤️❤️❤️🕊
@SelamMebrahitom
@SelamMebrahitom Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልካ ዘማሬ በረከት ትኩኡ አጆካ አብ ቤቱ የፅንዕካ አብ ኦርቶዶስ ተዋህዶ
@user-vp9fr1rr1t
@user-vp9fr1rr1t 3 жыл бұрын
ዘመስግኖ ኣይሰኣን ካብ እዚ ሃበኒ እዚ ግበረለይ እቲ ዘለካ ምምስጋን ዝመስሎ የለን ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ነቲ ልዕል ኣምላክ ይኹን ።
@philmonadevoted1046
@philmonadevoted1046 3 жыл бұрын
በሬ ሓወይ ንስካ ብሩክ ኢካ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መዝሙር ጎይታ መሊሱ ምግላጹ ይሃብካ ንብዙሓት ንበረከት ኩን ኣጆካ ክርስቶስ ኣባካ ብርቱዕ እዩ እቲ ዝተወከልካዮ የሱስ ገና ካብዚ ንላዕሊ ክትርእዮ ኢካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ መዛሙራትካ ፈውሲ ኣለወን ዝፍውስ ፈዉሲ ንሱ ድማ ቃል እቲ ህያው ዝኮነ የሱስ እዩ።ዳዊት 107 (Psalms) 20፤ ቃሉ ልኢኹ ኣሕወዮም፣ ካብ ጕድጓዶም ከኣ ኣናገፎም። ብጥበብ ብቁመት ብጸጋ ዕበ፡እቲ ቀንዲ ደስ ዝበለኒ ድማ መዛሙራትካ ነቲ ሓቀና ቃል ክርስቶስ እዩ ዘጠምተካ፡ክብሪ ንስሙ ይኩን ህዝበይ ኣሜን ጥራይ ኣይኮነን ምባል ናብ ቃሉ ተመለስ ብኣፍካ ጎይታ ጎይታ ምባል ኣይኮነን ኣብዚ ናይ መወዳእታ ዘመን ሂወትኩም ከተምልጡ ሕሰቡ ናብ ቃሉ ተመለሱ ምስኡ ይሕሸኩም ንሱ ከም ግብርካ ዘይፈዲ ጎይታ እዩ ብምሕረቱ እዩ ደው ኣቢሉ ዘዛውረና ዘሎ ሓፍተይ ሓወይ ናብ ቃሉ ናብቲ ሓቀና መንገዲ ንመለስ ንሱ ድማ የሱስ እዩ ቲ መንገዲ ሎሚ እዚ ኣዋጅ እዚ ኣለኒ ንህዝበይ ከምልጠሉ ዝክእል መንገዲ ንሱ ድማ÷√√ዮሃንስ 14 (John) 6፤ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@fevenabraham417
@fevenabraham417 Ай бұрын
Amen amen amen kefilkayo eBay reika beyney kibren misganan neaka yikun ❤❤❤🙏🙏🙏
@HiwetMehari-ul5je
@HiwetMehari-ul5je 8 ай бұрын
Amen zemareye Melaekti yesemealna 🙏🙏🙏
@user-mu9jb3dz6c
@user-mu9jb3dz6c 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣሜን (3)
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 ай бұрын
God Bless You Amen Amen Amen.
@mehariyemaryamlij8586
@mehariyemaryamlij8586 3 жыл бұрын
ሕጂ ግዳ ርእየካ ብዓይነይ ሕጂ ግዳ ከፊልካዮ ዕዳይ እንታይ ስኢነ እንታይ ጎዱሉኒ ከመስግነካ'የ ኣነ እንታይ ኣሎኒ(2) ጎሂ ልበይ ኣብ ውሽጠይ ምስ በዝሐ ተሓሊለ ሕልናይ ምስ ዓረይ መን 'ዩ ሞ ከማኻ ብይቅሬታ ምሕረት ንዓይ ዝበጽሓኒ ዝማሬ መልኣክት የስማዓልና ❤️❤️💒💒💒💒💒💒
@aruarsu5859
@aruarsu5859 Жыл бұрын
Zmare melaektyi yesmealna Bereket hawna ❤❤❤
@dahabg2110
@dahabg2110 3 жыл бұрын
Mn iyu emo kmaka beyqreta mehret neay zebxhani 🥺🥺🤲🤲🤲 amen amen amen zmare melakti yesmaelna ❤️❤️❤️ Xega ab leli xga yeadlelka🙏🏼🙏🏼💗💗
@user-rc2td9fy6m
@user-rc2td9fy6m 3 жыл бұрын
ድያቆን በረከት ሓውና ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡን በረከቱን ጥበብን ምሽጥሩን ይግለፀልካ ።ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ _ዘመነ ኣግልግሎትካ እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልካ _ጥዑም ዝማሬ ዝማሬ መላእክት የስመዐና 👏💕💕
@tekleab9462
@tekleab9462 3 жыл бұрын
Dyaqon aykonen
@ery-123-w62
@ery-123-w62 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓና መዝሙርካን ድምጽኻን ብጣዕም እየ ዝፈትዋ በረኸት ሓወይ።
@filmonsamuel3621
@filmonsamuel3621 Жыл бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚኣቢሄር ጽጋኡ የብዝሓልካ በረከት ሓውና ክርስቶስ ኢየሱስ ዘመንካ ይባረኽ 🙏🙏🙏
@mokegirm4590
@mokegirm4590 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ሰላም፡ ጸግኡ የብዝሓልካ ሓው ዘማሪ በረኸት፡ ናይ ብሓቂ በዛ መዝሙር ፍስሃ ይስመዓካ። ኣምላኽ ይመስገን።
@swswits3103
@swswits3103 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና
@amhadari.abraham.121
@amhadari.abraham.121 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስምዓልና። ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይባርኽ ።
@rahelestifanos1147
@rahelestifanos1147 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen Zmare Melakti yesmealna kbur hawey Egziabihier Amlak xeguu yebzahalka
@user-dq5kk8od5z
@user-dq5kk8od5z Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን፫👏
@user-lv6yk9kz2p
@user-lv6yk9kz2p 3 жыл бұрын
ዝማሬ ምልኣካናት ይስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፅጓኡ ይብዝሓልካ 🙏
@luliabe2193
@luliabe2193 3 жыл бұрын
ፍቅር ናተይ ሎመአንቲ ቆሪባላ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን
@luwammussie9181
@luwammussie9181 3 жыл бұрын
ኣሜን ሓላለይ ምስ ኩልና ይኹን 🙏🙏🙏
@tiebetsegay5046
@tiebetsegay5046 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melaekty yesmalina btsegan tbebn yweska
@danielfsaha1346
@danielfsaha1346 3 жыл бұрын
ዝማረ መልኣኽቲ የስማዓና ብዙሕ ተባረኽ በረኸት ሓውና፡ጸገ ኣምላኽ ምስ ኩሉና ይኹን ህዝበ ክርስትያን።
@Asmara1992
@Asmara1992 3 жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ነቲ ጥዑም ልሳንካ ይባርኽ በረኸት ብሩኽ፡ ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና
@russomabeselom4628
@russomabeselom4628 3 жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣምላክ ይባርካ ትብዕ ጽናዕ ኣምላክ ን እያሱ ከም ዝበሎ ጸጉኡን መንፈሱን የብዝሓልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@meazigirmaytefera450
@meazigirmaytefera450 Жыл бұрын
ዝማሬ መልአክት የስምአልና ሀውና በረኸት እግዝያብሔር ብእድመን ጥእናን የሀልወካ🙏🙏🙏
@wedierey9270
@wedierey9270 3 жыл бұрын
Blessed u bere zmare melaekti yesmealna 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonaszerabruk6644
@yonaszerabruk6644 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፡ኣሜን።
@matyasyosiyas5092
@matyasyosiyas5092 3 жыл бұрын
አሰይ አሰይ በረከት ንእሽተይ ሓወይ ወደይ በረከት ጸጋ ዝትዓደለ ኢዩ ብንእስትኡ ኮሎ ዘይ ርስዖ ኮብቶም ደብረ ትክልየ ሓዝሓዝ ዘዕበዮቶ ቤት ክርስትያን ትክልየ አቦኪሮስ፡ኢዩ ብንእሽትኡ ምሽት ነተን አንስቲ ገዛዊትና ብዕነ ተማህለላ እዳበለ ኢዪ ዝጽዊዖ ዘማህልለን ነይሩ ሓንሳብ ክአኒ ናይ ነገር ቆልዑ ስዓት 10 ምስ ኮነ እተን አዲታት ምስ ደቀሳ ይክሕክሓና እሞ ብቀትሪ ምጻእ እየ ዝብሎ ነይረ ጸጋ ብንእሽትኡ ዝትዓደለ ኢዩ ብፍላይ ሻንብቆ ሙሉእ ምዓልቲ ሒዝዋ ምስኡ ኢዩ ዝዊዕል ነይሩ ቆልዑ ገዛዊትና የርእየን መዝሙር የላምደን ብሓቂ ጸጋ ዝትዓደለ ኢዩ በሪ ወደይ ሓወይ መን ምኮነይ አይ ትስሕቶን ኢካ ኩሉ ግዜ አብ ቤቱ ንበር ሓደ ምዓልቲ ናይ ትክለ ሃይማኖት አባኪሮስ መዝሙር ክትዝምር ንጽበየ
@zemariberekettikueofficial7354
@zemariberekettikueofficial7354 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@bereketshmendi6065
@bereketshmendi6065 3 жыл бұрын
ኣሜን (3) ዝማሬ መላእኽትየስመዓልና ዘማሪ በረኸት ትኩእ ናይ ዝማሬ ኣጎልግሎትካ እግዚኣብሄር ይባርኽ።
@zeroto2347
@zeroto2347 3 жыл бұрын
Kalehiwet yasemalik wondimachinin amen tebarek geta iyesus yimesigen girum mezmur new bebetu yatinachu
@user-jl3md6im5p
@user-jl3md6im5p 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ በረኸት ሓውና ተባረኽ
@user-sl9ki1ox9k
@user-sl9ki1ox9k Жыл бұрын
እግዚብሔር ጸጋኡ ያብዚሔልኻ ኩቡሩ ሓወይ❤
@biniamkesete9404
@biniamkesete9404 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር በርየ
@user-vo9mk9vx4j
@user-vo9mk9vx4j 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ኣምላክ እስከ መጨረሻው በቤቱ ያፅናህ ❤
@Quayside2127
@Quayside2127 3 жыл бұрын
🙏 Amen Amen Amen Lbkha titnkf mezmur Amen amlakey bmhretka sle zbexahkani emesgneka aleku
@mad223chu9
@mad223chu9 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓና በረኸት ሓወይ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን::
@helenlove8782
@helenlove8782 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ተባረኽ በሬ ሓውና።
@egziabhairgasayeyeyu2326
@egziabhairgasayeyeyu2326 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmarie melakty yesmalna Bruk hawey.
@efrataefrata3354
@efrataefrata3354 3 жыл бұрын
zmare melaekti yesmealna 🙏hawna nay agelglot zemenka ybarek 🙏
@samidesta8304
@samidesta8304 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩኽ ሓወይ ብጥበብ ይምላኻ ኣምላክ!!
@meronteklu5410
@meronteklu5410 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 Zemarie Melaikt yesmealna Xegeu yebzehalka Amlak
@Nabute_Tube
@Nabute_Tube 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@aboyhalaley5258
@aboyhalaley5258 2 жыл бұрын
ኣምላክ ናይ ኣገልጉለት ዘመንካ ይባርኸልካ፡ብሩኽ ሓወይ
@user-ut9xk6bg7o
@user-ut9xk6bg7o 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ጸግኡ የብዘሓልካ በረከት ሓወይ ኣቦዳቢ አይትመጽእ ዶ እዉይ ሓንቲ መዓልቲ መረኣኩካ አነስ ክንደይ ምተዓደልኩ ❤
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩኸይ🥰🥰🙏ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ በረከተይ ብናታትኩም መዝሙር ኢና ንፀናናዕ ዘለናሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@azufikir5449
@azufikir5449 Жыл бұрын
እግዚአብሄር ይኽበር ይመስገን ጸግኡ የብዝሓልካ ተባረኽ ሓወይ ♥️🙏☦
@issakberhane1611
@issakberhane1611 3 жыл бұрын
Zemare melaeketi yesmana goyta ybarka nay agolegulot zemen ka ybarek
@SaRa-et7dd
@SaRa-et7dd 2 жыл бұрын
አሜን ፫ አሰይ አሰይ ናይ ብሓቂ ውሽጥካ ዘልስልስ መዝሙር እዩ በረከተይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ 😘😘😘
@hiwetnegash4133
@hiwetnegash4133 Жыл бұрын
Bere hawey xegu yebzehalka nay agolgulet zemenka egziabiher ybark bteami eye mezamurka zfetwom
@yorsalemgebreyohans7726
@yorsalemgebreyohans7726 3 жыл бұрын
Zemen agolgulotka yibarek kubur hawey fexami kitkewn fetari xegiu yebzihalka
@Fevenkeshi6507
@Fevenkeshi6507 3 жыл бұрын
Zimre melakti yesmealna betami mesatit mezmur zemenka ybrk medahanialem zhawey
@zainazaina2750
@zainazaina2750 3 жыл бұрын
ኣሜን ፫ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ልብካ ዝትንክፋ መዝሙር
@user-yf6sr7gy7h
@user-yf6sr7gy7h 2 жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ቃል ህይወት የስምዓልና 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤🙏❤🙏
@mekditube8905
@mekditube8905 Жыл бұрын
አሜን ዝምሪ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን
@siea2997
@siea2997 3 жыл бұрын
Beri hawey zimari melaekiti yesimealna tebarek 🙏 🙏 🙏
@user-pi2uu8vy4b
@user-pi2uu8vy4b 3 жыл бұрын
ኣሜን ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን🙏❤️ ዝማሬ መላአኽቲ የስምዓልና bless u❤️❤️❤️
@TV-vh2im
@TV-vh2im Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ አነስ 5ተ ዝኮና መዝሙር የ ደጋገመ ዝሰምዕ ነይረ ናትካ እሰካብ ሕጂ ዘይሰማዕክዎ አበይ ጸነሐ😥ካብ ጭንቀት ዝፈወስ መዝሙር
@tabewelday9492
@tabewelday9492 3 жыл бұрын
Amen amen amen zimare melakit yesmealna egizabher amlak xagueu yebzhalkum ahiwat
@habenamanuel4304
@habenamanuel4304 Жыл бұрын
በሬ ሓወይ ጎብርዝ እግዚኣብሔር መመሊሱ ጸጋኻ የብሓዮ ንዝመጸካ ፈተና ከምቲ ኣብ መዝሙርካ ትብሎ እዮም እዩ መምህረይ በል ምስኻ እቲ ርእሲ ኩሉ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣሎ
@helenbahta3979
@helenbahta3979 3 жыл бұрын
Bere hawey my blessed, nay behaki libka ztnkif mezmur amlak tsega ab liely tsega yderbka tebarek I miss you so much sweetheart
ማመኔ / mamenie / amharic cover mezmur  #orthodox #mezmur #2024#zemari_bereket_tikue
8:16
Non stop mezmur / Eritrean orthodox tewahdo mezmur / zemari Bereket tikue / 2024 /
36:50
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 287 М.
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 6 МЛН
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 2,4 МЛН
ዕፀሳቤቕ TV: Zemari Bereket Tikue -Collection  Non Stop (9 መዛሙር)  : Orthodox Tewahdo Mezmur 2021
59:23
Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur
Рет қаралды 2,8 МЛН
#eritrean_orthodox_tewahdo_mezmur #zemari_bereket_tikue #ዘማሪ_በረኸት_ትኩእ#ናተይ_ሰኸም
7:20