"ስልምንታይ ዓመት ዓመት መዓልቲ ናጽነት ይበዓል ኣይርድኣንን እዩ" ሳብሪና ኣማኑኤል

  Рет қаралды 4,027

FaNus NetWork

FaNus NetWork

2 ай бұрын

Пікірлер: 137
@arkibtom
@arkibtom 2 ай бұрын
ስምዒት ትርጉምን ይህባ እንተዘይነበረ ንምንታይ ክትዛረበሉ ደልያ እቲ ሓታታይ ከ እንታይ ግበሪ'ዩ ዝብላ ዘሎ? ገፊሕዋ ኣሎ እዚ ኣርእስቲ ነዛ "ምህርቲ ሓፍትና"
@user-vw9oz8dw2m
@user-vw9oz8dw2m 2 ай бұрын
እዛ ሓፍትና ብጣሚ እያ ተረዲእዋ ኣሎ ንምታይ እዩ ምዓልቲ ግፋ እያ እብር ምዓልቲ ናጽነት ኣይኮነን 👍👍👍👍 መንእሰያት ብግፋ ዝሰካሕናሉ እዩ 💚💙💚
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 2 ай бұрын
1,1 ምልዮን መናሸይ ኸፍልኹም ሃገር ክትኮኑ ሰልዘክይካኣልኩም ማዓልት ናጽነት ትብልዋ ማዓልት የብልኩም፣ ነታ 11_ለካትት ግን ዓመት ዓመት እኩም ተብዓልዋ ሃሃሃሃህሃሃ ቆንዳፍት
@bh8509
@bh8509 2 ай бұрын
ናይ ሎሚ ማይጨሎት ንዮኤል ንጥዕና ይግበሮ።
@DanielA-xh2fj
@DanielA-xh2fj 2 ай бұрын
Halewlew nigdef Independence Day is celebrated because it’s part of building nationhood and nationalism.
@haqiyseir6467
@haqiyseir6467 2 ай бұрын
Is the nation being built or destroyed? What the advantage of nationalism if the people of the nation are not respected by their own rulers, when they are in never ending military service with no hope for developing their themselves, families and their country?
@kalMHe
@kalMHe 2 ай бұрын
Nsika eka halaw. Ztsehafkayo degimka baelika anbibo!
@DanielA-xh2fj
@DanielA-xh2fj 2 ай бұрын
@@haqiyseir6467 ​​⁠​⁠​⁠ Nationhood refers to the status of belonging to a nation(-state) or to a national identity. Nationalism in turn can be defined as a set of beliefs and symbols expressing an identification with a given national community and efforts aimed at the establishment and/or maintenance of a sovereign nation-state. Based on your logic all the nations going through difficult times don’t need to celebrate their Independence Day? Actually, difficult times are better handled by nations who have strong cohesion vs those with scattered or lost nationalism. Look no further than Ethiopia. This Ethnic federalism narrowed their national coherence to ethnic level and now are at the verge of disintegration. Actually, difficult times in Eritrea had proven to improve our nationalism as Christian higher went to Sahil and united with our Muslim brothers in bringing us the Eritrea we now take for granted, moreover our national harmony has improved as we go to defend our southern boarder and all Eritreas spent another 30 years there. These as difficult as they were, will contribute positively to our unity and harmony.
@sultanibrahim2179
@sultanibrahim2179 2 ай бұрын
እዛ ሰብ ጥዕና አለዋ 'ዶ?
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 2 ай бұрын
መሊኡ ስ ፈሲስዋ:: ኣለቅሕኒ በላ 😂
@nolawi30com88
@nolawi30com88 2 ай бұрын
እወ ኣለዋ!ሓራ ሰለ ዝወጸት እያ።
@danielgebreab692
@danielgebreab692 2 ай бұрын
ሳብሪና ሓቂ ኢያ ትዛረብ ተባዕ ዋዕሮ ኢያ!ናይ ባሓቂ ዝተረድኣ ተቓላሲት keep going ❤
@selamgebreslassie407
@selamgebreslassie407 2 ай бұрын
She’s in another level of understanding!! Wow
@mikeberhane
@mikeberhane 2 ай бұрын
ሓፍትና ሳብሪና ፡ብጣዕሚ ጽቡቕ ትንታነ ብምቕራብኪ ነመስግነኪ። ነዞም ደናቁር ከተረድኢ እትገብርዮ ዘለኺ ጻዕሪ ብቐሊል ዝግመት እይኮነን፥ ንክትቅጽልዮ ከኣ እላበወኪ። ነዞም ዝጻረፉ ደናቁር ከኣ እይትሓዝሎም፡ ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ስለዝኾነ ኣይርድኦምን ኢዩ። ከምቲ ሕኑቕ ዓፍራ ጥራይ ዘውጽእ፡ ጸርፊ ጥራሕ ኢዮም ከውጽኡ ዝኽእሉ፡ ትሕዝቶኦም ንሱ ስለዝኾነ።
@solomontsegay2088
@solomontsegay2088 2 ай бұрын
ኣንፈታ ሰሕታ ኣላ አዛ ሓፍትና መዓልቲ ናጽነት ክዝክርን ፈረቃን የግብኦ ግህን ምስመን ኣብከምይ ኩነታት ብጉጅለ ዶ በ ሓባር ክንብል ይግብኣና መስለኒ
@haqiyseir6467
@haqiyseir6467 2 ай бұрын
ብከመይን ስለምታይ ትዝክሮ ወይ ክዝከር ከም ዝግበኦ ዘይትምህረና።
@zemichaelcool14
@zemichaelcool14 2 ай бұрын
እዛ ሰበይቲ ጥዕና የብላን
@haqiyseir6467
@haqiyseir6467 2 ай бұрын
ኣዝያ ጥዕይቲ እባ። ብፕሮፓጋብዳ ዘይተበከለ፡ ዝሓስብ ሓንጎል፡ ዝርእያ ኣዒንቲ፡ ዘዳምጻ ኣእዝን ኣለዋ።
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 2 ай бұрын
ነቶም ተጋደልትስ መንእዮም በለት። ገድሊ ዘይፈልጥ ካብ ንላ ፍስወከፍ ቤተሰብ ክጋደል ዘይወጸ ኣይነበረን፡ መሊሳ ኻኣ ንሃገረሰብ ከይደ ኣይፈልጥን በለት፡ ንሃገረሰብ ዝኸይድ ድኣ ዓዲ ዘለዎ እንዳኣሉ ። ኣዞም ብዓል ትግራይ ትዕወት ሱቕ እንተዝብሉ ምሓሾም።
@Josi6451
@Josi6451 2 ай бұрын
@@haqiyseir6467 ንስካ ዉን ጥዕና የብልካ^ ድሩዝ
@habtemar
@habtemar 2 ай бұрын
Kab kulu zehameke medebka iu nay lomi uiel
@muluber2858
@muluber2858 2 ай бұрын
Waw you can choose not to remember the past.
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 2 ай бұрын
Thank you Fanus Network. KEMEY GHERU KERDEAKI DEA HAKENGA NAXENET ZEYELSI ENTAY KEBEAL?
@humanity5615
@humanity5615 2 ай бұрын
Kudos sabrina! U always speak what's in my mind. Thank you.
@sabak738
@sabak738 2 ай бұрын
አታ ካበይ አሚጻኻያ እዛ ጨው ዘይብላ፣ገስረጥ ክትጽላኣካ ብዘይ ስድራ ቤት ፍቕሪ ከምዝዓበየት ተፍልጥ፣ ስቕ ኢላ ምሽሓቕን ዘየሎ ነገር ምዝራባ መንነታ ተፈንፍነካ፣ ናይ በሓቂ ናይ በሓቂ ዓሻ ምዃና ተፍልጥ፣። ንነገሩ አብዞም እዚ መከረኛ ሰማያዊ ባንዲራ ዝሓዘ ጥዑይ ከምዘየለ ተፈለጠ ኢዩ፣። ምሕረት የውረደልኩም፣። ሓሶት እንዳ ሓደኹም ትበልዕዎ ትቕበልዎ እንጀራ ይሕነቕኩም ፣ ሽም ሓቀኛ ሀገር ከትጥፍኡ ተውዕሉ ዘለኩም ከምቲ ሓኦትኩምን ከምቲ ክፍኣትኩምን ዘይሓውይ ጭንቀት ይምጻእኩም ሰንቱም ድሁላት፣ ሓሶት ተተዛሪብኩምውን ደቂስኩም ትሓድሩ ሸይጣውንቲ‼️
@sleepless001
@sleepless001 2 ай бұрын
ሳብሪ ደስ ዘብል፡ማሃሪ ስፍሓት ሓሳብ፡🎉!
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no 2 ай бұрын
ተዛራቢት ኢንስሳ ኸዳሚት ባርያ ናይ ምዕራባውይን
@haqiyseir6467
@haqiyseir6467 2 ай бұрын
መርሓባ ሳብሪና። እዚ ኩሉ ዝበልክዎዮ ሓንጎል ንዘልዎ እሞ ዝሓስብ ነፍሱ ክፍትሽ ይሕግዞ እየ እብል። ብዙሓት ሓጠውቀው ዝብሉ፡ ሓንጎሎም ብስምዕዒትን ፕሮፓጋንዳ ዝተባዕጠ፡ ዓይኖም እናጠመታ ግን ከኣ ዘይርእዩ፡ ኣእዛኖም ቃንዛን እሕታትን ቊዝማን ኣደታቶም እንዳመጹ ግንከ ዘይሰምዑ፡ ህዝቢ ዘየይስተማቕሮ ናጽነት ክንጽብሎ ኣለና ክብሉኺ እዮም። እረ ገለስ፡ ከም ምብዓል መዓልቲ ልደት ፡ እቶም እንኮአስኮስኪ ተዕብዮም ዘይትሓስብዮ ዝብሉ ኣይሰኣኑን እዮም። እቲ ቀንዲ መልኽቲ፡ ኣብ ክንዲ ዘየለ ናጽነት እንጽምብል፡ ንባህሪ ወይ ተወፋይነት ናይቶም ምእንቲ ንናጽነት ዝሓለፉ እሞ ዘይወርሶ። ነንፍስና ከኣ ኣብ ዓመት ሓንቲ መዓልቲ ዘይኮነስ ነፍሲ መዓልቲ ዘይንግምግማ። ብሓጺሩ ብሓሳብን፡ ግብር፡ ኣብነት ናይቶም ናጽነት ዘምጽእኡ ወትሩ ንምሰል እዩ። ከምኡ ምስ እንገበር ጥራይ ምኻኑ ጥራይ ኢና ናይ ሓቂ ናጽነት ከነስተማቕር ንኽእል ኢልኪና ኣለኺ ኣብ ልብና የሕድሮ። እዝጊኣብሀር ይሃቦም ኣቦይ መምህር ሳህለ፡ ንኣቦኽን፡ ብዓኽን ንኤርትራ ዝገደፉልና።
@nohweldeslassie
@nohweldeslassie 2 ай бұрын
ዩኤል ጽቡቅ ነቲ ዝተፈላለየ ሓሳባት ምእንጋድካ ስለ ቲ ጽን ኢልካ ተጸሚምካ ምስማዕካ ብጣዕሚ ዝግረም ናይ ሎሚ ጋሻካ ጉል 42 ዓመት ዘይበሰለት ቕድሚ 33 ዓመት ዝነበረ ኩነት ጉል 9 ከላ ትርጉም ናጽነት ከመይ ክርደኣ ይክእል ኣፍልጦ ከምዘይ ነበራ ትዝረብሞ ነቲዘነበረ ህሞት ብሕማቅ ክትትን ትፍትን ቅዲሚ 33 ተስፋ ኤርትራ በዚኣ ጉል9 ዘላ ሕጅዉን ዝትተን ኣይኮነን ኣብ ኣሜሪካ ኢያ ዘላ ተመሃሪ በላ ሎሚ ሰብ ኣይመረጽካን ተሰኪፍካ ብዙህ ዶሮና በዚህዎ ብዙህ ከምትፈልጥ ከምዘይሓደሰ ዘይመስል ክተመሳስል ምስኪነቲ ።ርሑስ በዓል ምስ ስድራበትካ ኣብ ዝመጽ ዘበሰለ ከምትምጸኣና ተስፋ ንገብር።
@becomei
@becomei 2 ай бұрын
ሸርሙጣ ጓል ትግራይ ትስዕር እቲ ዛሓተኪ ዓጋመ
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 2 ай бұрын
To make capuchino you need water , milk and coffee and these three are unavailable in Eritrea.
@user-tn2bh6tc2s
@user-tn2bh6tc2s 2 ай бұрын
መዓልታዊ ሐዲሽ ጽቡቅን ሕማቅን ይፍጠር አሎ፡ሕሳብካ እንዳዓጸካዩ እዚ ከአ ናትና ነገር ግን ዋላ አብ ዓመት ዘይተረከበ ከነብዕሎ ከሎና !፡ተሐቲትካ መልሲ የብሉን !!!ብርጌድ ንሐመዱ ይዕወት💙💙💙👈
@mikekidane2907
@mikekidane2907 2 ай бұрын
I like her idea.
@yirgaalemsdstu9471
@yirgaalemsdstu9471 2 ай бұрын
ብሓቂ እንተርኢና፡ ትኽ ዝበለ ሓቂ ተዛሪብኪ። ሰብ ንነብሱ ክመስል እንተፈቲኑ ዘርኢ ምስሊ ኣለኪ።
@kibrakelati4494
@kibrakelati4494 2 ай бұрын
Tina leki dyu??? Nmntay birthday ki tekbri?
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 2 ай бұрын
You reminded me of the French Queen...
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ቃለ-መሕትት ኮይኑ ረኺበዮ: ጋሻ 'ሳብሪና': ፍልይ ዝበለ ኣመለኻታኣ: ብኣንክሮ ክሰምዕ'ዩ ጌሩኒ: መሳጢ መደብ እዩ። Thank you.
@Benji-jw3jc
@Benji-jw3jc Ай бұрын
ብራቮ ሳብሪን ጽቡቅ ጌርኪ ኣስምዕዪ እዝኑ ደጊፍኪ ምስሉይ ን ሓናኽ ህግደፍ እዪ እዚ ዮኤል
@kidaneserteyonas1939
@kidaneserteyonas1939 2 ай бұрын
Kemaki,Riesi Derho Asfiga Zeythasib gual Semie Ayfelitn. Amet lidetki,Tebieli Do. Medengex Eki Bhaki.
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t 2 ай бұрын
ሳብሪና ሓብትና እቶም ዘይተረድኦም ክጸርፉኪ'ዮም። ኣይትገደስሎም ሓሳብኪ ቅቡል'ዩ።
@merhawimera3704
@merhawimera3704 2 ай бұрын
ሳብሪ በላሕ ❤❤❤
@fanielgebray7787
@fanielgebray7787 2 ай бұрын
She is smart speaking her mind honestly.
@DanielA-xh2fj
@DanielA-xh2fj 2 ай бұрын
Smart or uneducated? If she is smart as you think, she wouldn’t be making this outlandish comment. እንተ ትስተር ምሓሻ
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 2 ай бұрын
Ewy Deqeki da emo elete ledetom 🎉ayteblelomn eki malet eyu😊Bezkone Naxnet mebal Xegem aymsneboron eti Xegem gn abaelu eyu Tegumuna zelo.
@eritr
@eritr 2 ай бұрын
She is Agame komal
@bh8509
@bh8509 2 ай бұрын
አየ ብልሒ ናይ መምህር ሳብሪና።
@tsionberhe7081
@tsionberhe7081 2 ай бұрын
ሳብሪና ሓፍተይ ብጣዕሚ ሓቂ ተዛሪብኪ ቅንዕቲ ስብ ንዘየለ ናጽነት ንዘሎ ባርነት ከመይ ጌርካ ተብዕሎ? ከማኺ እንተንኽውን ኩልና ቀድም ናይሓቂ ናጽነት ምረኽብና ኔርና ይገርመኪ እዩው ነዚዕመጽን ነቲ ዓማጽን ዝድግፍዎ ኤርትራውያን እለው
@biniamhabtetsion9331
@biniamhabtetsion9331 2 ай бұрын
Yoal please bring people with extreme different ideas not only same people with same views Thank you
@saladcadceed7175
@saladcadceed7175 2 ай бұрын
Yuel....hlkhegna eka mechem. Nay bhaqi diu ezi nay Sabri tntane mrdae abiuka? Kab meas eka gn wedi mengo koinka?
@justiceseeker4961
@justiceseeker4961 2 ай бұрын
I like her opinion,though im wz the guy
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 2 ай бұрын
Bezey fird teasirka natnet tebil
@kudusgiorgis2746
@kudusgiorgis2746 Ай бұрын
Ewy ata eska deA Entay tfelta bzaEba Eritrea. leke dea kulom nay tsegam temtseOm nbaElka naytsegam slezkonka eka.
@kalMHe
@kalMHe 2 ай бұрын
Hagerna naena eya tmesil. Likie n fililiyatnan firhinan!
@adamyonas6711
@adamyonas6711 2 ай бұрын
N Baelka Betri Ab maekela hizkas Ketelefalfa neza haftna 🤔
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 2 ай бұрын
Mr. Yoel, i do enjoy all your previous programs except today's worthless and nonsense program. Well; atleast i've been honest with you . One and only really hit me when she said no need to celebrate independence day wawwwwwwww.. Our struggle is not with independence but to implement democracy justice and freedom .
@yohanafessehazion9203
@yohanafessehazion9203 2 ай бұрын
መስክነይቲ ቁሩብ.........
@merhawitpetros355
@merhawitpetros355 2 ай бұрын
ኣቦኪ ወይ ሓወቦኪ ዘይከፈልኪ ትኮኒ ካብ ገዝ 5ተ ኣሕዋት ዝከፈለ ዘርኡ ዝጸነተ ስለዘሎስ ክብሪ ሉኡላውነትን ናጽነትን ብጭሮሖ ዝመጸ እዚኣስ ኣይዘረባን ግን ይርዳኩም.
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 2 ай бұрын
Eza resah hangol lokmats
@erieri2848
@erieri2848 2 ай бұрын
ምዝካር ትርጉም ይብሉን ከምኦም ክንከዉን እለና ኢልኪ:: ክምኦም ክትከዉን ግን ነቲ ዝገበርዎ ክትእምነሉ እለካ:: ንሕና መዓልቲ ናጽነት ነክብር ከኣ ነቲ ዝገበርዎ ስለንኣምን እዩ
@fikreyacob286
@fikreyacob286 2 ай бұрын
With all respect to her opinion,I don’t agree. Countries all over the world celebrate their Independence Day! Some of them for hundreds of years (United States). Just because we haven’t scored success as we hoped to achieve afterwards is no ground to justify what she is saying! But it is her opinion and mind you a lot of people don’t agree to her opinion!
@anythingeverything5472
@anythingeverything5472 2 ай бұрын
ሳብሪና ኣማኑኤል ሳህለ ትበሃል፡ ኣማኑኤል ሳህለ ካብ ሓንቲ ዓለም ናብ ሓንቲ ትግራይ ወሪዱ ምስ ኣግኣዝያንን መሰልቶምን ብምትሕብባር ኣብ መቀለ ዩኒቨርሲቲ - ናይ ክልተ ወርሒ መደብ ሕጽቦ ኣግኣዝያንነት ዘጠመቆም ገለ ምሁራን ኤርትራውያን ተዋፊሩ ጸኒሑ። ንሱ ዘዕበያ ስሕውቲ ከኣ ኣሰር ኣቡኣ እንተሰዓበት መን ይገርሞ? ጓል 9 ዓመት ኣብ ኣስመራ እናተቀመጠት ናጽነት ኤርትራ ምንም ኣፍልጦ ኣይነበራን እዚ ብዛዕባ ኣቦኣ ብዙሕ ዝሕብር ነገር'ዩ፡ ኤርትራውያን ወለዲ ብዛዕባ ኤርትራ ክዛረቡ፡ ድምጺ ሓፋሽ ተሓቢኦም ክሰምዑ፡ ካብ ወተሃደራት ደርግ ክፈርሑ እናተዓዘብና ኢና ዓቢና - እንተርፎ እቶም ደቂ ኢሰፓ ዝነበሩ። ካልእ እዛ ሰብ ምሳይ ትምህርቲ ወዲኣ (ዩኒቨርሲቲ ሓውስካ) ኣነ ወዲ 12 ተመሃራይ 5ይ ክፍሊ ኮይነ ንሓሙሻይ ክፍሊ ደጊመ ይዝከረኒ - ወዲ 7 ትምህርቲ ጀሚረ ማለት'ዩ። ሳብሪና ከኣ ከመይ ኣቢላ ያ እንድዒ ግን ጓል 4 ዓመት ትምህርቲ ጀሚራ ማለት ዩ ዝኸውን ዘሎ። I am glad I didn't have close relationship with this girl. FYI - we went to the same University at the same time.
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 2 ай бұрын
ንዓይ ዘሕዝነኒ ነገር ሕጂ ክዝክሮ ከለኹ ኣብ ቅነ ማዓልቲ ናጽነት ብኣዝዩ ኣስካሕካሒ ግፋ ኢኻ ተሕልፎ መቀረት ናጽነት ከይሰተማቀርካ ድማ ታሓልፍ
@efremtecle4234
@efremtecle4234 2 ай бұрын
ማይ ጃሕ ጃሕ ናብ ማይ ካሕ ካሕ: ክትከውን ዝግብኣ ግና ማይ ቧሕ ቧሕ
@kudusgiorgis2746
@kudusgiorgis2746 Ай бұрын
ata yoEl Hjis kntserfeka kngded ena. efli hager zeyfeltun nhager zqawemun bzaEba natsnet zekeshamshun endamxaka hsur mkanka bzaEba natsnet zelewo trgum kemzeyrdeAka teredeAna aleka. eti moya gazietena tebahulu nay Tslka mewtsiE tahanka gierkayo. ember etimoya eka tegefifka ziAtekayo zeytfelto eyu.
@kibromengda4060
@kibromengda4060 2 ай бұрын
Ati donqoro ezen tinebrilen hagerat niabnet America July 4 elom zebieliwo entay eyu kab 1786 kisab hiji
@user-xc4gv8iu1v
@user-xc4gv8iu1v 2 ай бұрын
ሳብሪና ላህማም ደኣ እንታይ እያ ትብል ዘላ? መን ፍለጢ ኢልዋ እዩ ብዛዕባ ናጽነትን ኣበዓዕላኡን ፣ ክትዋረዲ ዶ ደሊኺ ኮይንኪ ኢኺ? ንስኺ ከኣ ከምቲ ስሑው ኣቦኺ ኣማኑኤል ሳህለ ክትስሕዊ ጀሚርኪ።
@gideonyemane659
@gideonyemane659 2 ай бұрын
ጓል ኣማኒኤል ሳህለ እንተ ኮይና ዳኣ እንታይ ክትብል፡ኣቡኣ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ትግራዋይ እዩ፡ ንጽበዮ ነገር እዩ።
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 2 ай бұрын
42 amet hashishata
@efremtecle4234
@efremtecle4234 2 ай бұрын
ሎሚ በላሕ ጋዜጠኛ ረኺባቶ: ከም ድልዮም ተፊኦሙላ ዝኸዱ ነይራ: ምኽንያት ትደሊ ሰብ ከተዋጥሮ ኣምስያ
@ami_su
@ami_su 2 ай бұрын
አቲ አሳሕቃኺውን ጨው የብሉን ከምዘባኪ ባዓላትና ክባዓል ኢዩ ደም እንዳጠሰዓመኪ ንስክን መሰልትክን አረጊት ደርሆ ኤርትራውነት ኩብር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@haqiyseir6467
@haqiyseir6467 2 ай бұрын
ኣብዚ እዋን እዚ እዚ ኤርትራውነት ሳላ ህግደፍ ሓሲሩ እዩ። ኤርትራዊ ኣብ ፈቀድኡ ይጭወ፡ ይሰእሰር፡ ከም እንሳሳ ወይ ባርያ ይሽየጥ። ክቡር መምነት ኤርትውስ ምስ እቶም ንናጽነት ክዉን ዝገበሩ ተቀቢሩ ወይ ድማ ተሓይሩ እዩ ዘሎ። ክቡር መንነት ብኣፍ ዘኮነስ ብግብሪ ክዉን ንምግባር ግና ከምዝቲ ሳብሪና ዝበልቶ፡ ንጠባያት እቶም ንናጽነት ክዉን ዝገበሩ ንኹኖ ወይ ልበሶ ትብለካ ኣላ።
@ami_su
@ami_su 2 ай бұрын
@@haqiyseir6467 ሓፍ በሉ ኮፍ በሉ ኤርትራውነት ኩብር መንንት አቱም ደቂ ምልሻ ስርነይ ከዳዓት ዓወት ንሓፋሸ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@GEO.16
@GEO.16 2 ай бұрын
ባርነት ዝፈቱ፡ መጣቕዕን ሳዕሲዒትን ዝልማዱ ህዝቢ እንዲዩ ፡ ኢሳይያስ ዝገበሮ የብሉን ውጽኢት እቲ ህዝቢ ኢዩ። ከም ጣኦት ኣምሊኽዎ ልዕሊ ኢዮሱስ ዝብልዎ ህዝቢ ኢዮም ኮ ዱሁል ህዝቢ
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 2 ай бұрын
Sabrina… Support Birgade Nihamedu so that we respect you . Shaebya are bandits and they haven’t brought us independence, they instead made us all their slaves . The Independence Day they celebrating is not the Eritrean people independence, it’s Shaebya’s independence.
@husenidrisibrahim
@husenidrisibrahim 2 ай бұрын
Nay lomi gashakas yoelino...??
@naodtesfaldet421
@naodtesfaldet421 2 ай бұрын
💙💙💙💚💚💙💙 ዋላ ንሕና ከም በዓል ኣነ ድሕሪ ``ናጽነት´´ ዝተወለድና፡ አቲ ዝበሉና መጨበጢን መአሰርን ኢና ንስአነሉ፡ ከሉ ሓንጀራዕ ኢዩ😂 ቕድሚ ባርነት ኢሰያስ ካልአ ባርነት ነይሩ ክትብሉና ኸለኹም,, ዶ! ኢና ንብል።
@michaelberhe2225
@michaelberhe2225 2 ай бұрын
ተደናጊርዋ 'ሎ ወይ ተደናግር ኣላ
@yuel8254
@yuel8254 2 ай бұрын
Hntay. Ahtewekum. Bzahba Eritrea? Guhafat
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 2 ай бұрын
41 amet quhimata..
@faet9285
@faet9285 2 ай бұрын
ኣገናዕ 'ዛሓፍተይ! መምህር ኣማኑኤል ብፍልስፍና እትምእዘን ተካኢቱ ብምፍራዩ ሕጉስ'የ::
@user-xu2hl8ll5k
@user-xu2hl8ll5k 2 ай бұрын
Kedea kedea yiweld::
@asterb2728
@asterb2728 2 ай бұрын
ምስ እዚአ መን እዩ ሓዳር ዝገብረላ ተረገመ እዩ።ዋላ ንሓዳር እካ እያ ትቃወሞ ዘላ እዚአ ጠፊአ እያ።አብ አሜሪካ ትነብር እስትረስ ስለ ዘለዋ እያ።እሱ እዩ ዓቅማ።ምክንያቱ ሓደ ስብ ተማሂሩ ወይ ሙሁር ስለ ተማሃረ ከሉ ይፈልጥ ወይ ይርዶም ማለት አይኮነን።ንሳ አይትቀበሎ አነግን ዝብሎ ናጽነት ኤርትራ ብመሪር ቃልሲ ብጀጋኑ ስማአታትና ዝመጸት ዓመት ዓመት ክዝክራ መስለይ እዩ ካልእውን ስባት እውን ከክብሩ መስሎም እዩ ንስኪ አብ ስደት ወጺኪ ዕስብቲ ስለ ዝኮንኪ መስልኪ እየ ዘይምቅባልኪ ስለዚ ንነብስኪ ግን ወሳኒት ክትኮኒ አይትፈትኒ ኢኪ።ነቲ ቃልሲ ስለ ዘይነበርክዮ ቆልዓ ስለ ዝነበርኪ አይስማዓክን እዩ።ነቶም አብቲ ግዜ ዝነበርና ግን ክነክብሮን ክንዝክራን መስልና እዩ።ስለዚ ናይ ስነፍ አታሓሳስባ አይትሕስቢ ኢኪ
@ontheroad3297
@ontheroad3297 2 ай бұрын
ያ ፋብሪና ያሆ ! ቀጽልሉ ዛ ሓፍተይ ! ናይ በሓቂ እቲ መሪር ሓቂ ከም ኩሉ ግዜ ! ዋላ አብዞም ተወላወልቲ ሜድያ ብዝግባእ ስለዝመሃርኪ የቀንየልና !!!
@abrahamisak7011
@abrahamisak7011 2 ай бұрын
ከምዝርድኣኒ ብለባማ ዝዓሽወት ኮይነ ረኪበያ መክንያቱ ብወገነይ ንናጽነት ዝተከፍለ ዋጋ ኤርትራ ከም ኩለን ሃገራት ዓለምና ገለ ዝተተኮበለን ገሊኤን ድማ ከም ኤርትራ ከቢድ ዋጋ ዝሓተተ'ዩ ምናልባት በዚ ሕጅ ዘሎ ጸገምን ጭውያን ትፍርድዮ ብምህላውኪ ይሕዝነካ ነባሪ ስርዓት ስለዘየለ እቲ ኩልና ንደል'ዩ ሓርነት ግን ይድንጊ እንበር ምምጽኡ ኣይክተርፍን ዩ ከምኩለን ናይ ዓለምና ሃገራት ድማ ብከምዚ ናትናን ካብ ናትና ዝከፋኤ ዝሓለፋን ከምዘለዋ ድማ ምዝካር
@bh8509
@bh8509 2 ай бұрын
ዮኤል ተማሂርካ ትኸዉን ዘየለ ነጻነት ክትዉድስ ትርጉም ከምዘይብሉ በዛ ልዙብ አንበታ ምህርቲ ስነልቦና ሳብሪና።
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 2 ай бұрын
You need to educate your self first!
@jojo73107
@jojo73107 2 ай бұрын
I think our country went the wrong way. But you celebrate independence Day for those brothers and sisters who paid their lives for us. To remember and celebrate. The least we can do. Remember Eritrea paid a lot of price for someone to destroy it like this. SAD!!!
@mjmmjm9486
@mjmmjm9486 2 ай бұрын
እወ ነብዕሎ ካብ ደርጊ ናጻ ዝወጸናሉ ምናልባት ኣብ ግዜ ደርጊ ኣብ ጹቡቕ ኩነታት ኔርኪ ትኾኒ ብታንኪ ሰብ ይጣሓን ከምዚነበረ ግን ኣይትዘንግዒ:::
@nolawi30com88
@nolawi30com88 2 ай бұрын
እንታይ ናብ ደርጊ ዘኸይድ ኣለካ ዕጽፊ ደርጊ እኳ ኣለካ'
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 2 ай бұрын
ኣንት ሓሳድ ቆንዳፍ ዓጋመ ትግራይ ባዓል_ናጽነት ሰለዘይብላ ድዮ እዝ ክሉ ሃለውሎው ፣ ሰለምንታይ ዳኣ ዓመት ዓመት ምጅንባር ብረታው ቃልሰ #11_ለካትት ተብዓልወ ? እዘንክ ኩለን ሃገራት ዓመት ዓመት ባዓል ናጽነት የክብራ , ሰልምንታይ ኣባና ምሰኮነ ደም ትነብዑ እንታይ ከ ይምልከተክም ነብዕሎ ኣይነበዕሎ ፣ ጓል_ደርግ ዶ ኮንክ ኣቦታትክ ዝተሰዓርሉ ሰልዝኮነ
@m.d1701
@m.d1701 2 ай бұрын
Her nonchalant attitude towards the almost impossible but extremely amazing feat of Eritrean independence is disturbing to say the least. As the host repeatedly tried to remind her that her current demeanor is strange brings to question if she truly Eritrean. I mean even as a justice fighter myself, as every Eritrean at that moment in time, my feeling was that of ecstatic! Do I think this admin betrayed that objective? The answer is an absolute YES! However, that should not devalue the sacrifice paid to liberate Eritrea from the pangs of Derg. Hence, this woman's disturbing and almost demeaning attitude needs to be examined before even posting this interview. 🙄 👎
@user-vw9oz8dw2m
@user-vw9oz8dw2m 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ በላሕ ሎሚ ኣምጽካ 💙💚💙💚
@tsegazabtewolde2027
@tsegazabtewolde2027 2 ай бұрын
ንኤርትራዊ ሰለ ዝኮነ ይምልከቶ ንካልእ ግን አይማልከትን እዪ
@efremtecle4234
@efremtecle4234 2 ай бұрын
Excellent sabrina, always dancing for nothing
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 2 ай бұрын
ሓፍትና፡ ኣመሪካውያን ውን Indipendence Day እንዳበሉ ዓመታዊ በዓል ይገብሩ እዮም። ኢትዮጵታውያን ዓወት ዓድዋ የብዕሉ.......ወዘተ። ጓል ኣቶ ኣማኑኤል (ትግራይ ትግርኚ) ማዃንኪ ግን፡ ራዛ ናይ ኣቦኣ ሓዛ እዩ ኮይኑኪ። ንናጽነት ዋጋ ዘይከፈለ፡ "በዓል ናጽነት ስለምንታይ ይበዓል" እንተበለ ዘገርም ኣይኮነን። ናዚ ክርድኣኪ እንተደሊኺ ግን፡ ግፍዕታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ፍለጢ። ደሓር ከኣ ዘይ ባሃይ ኩሉ ሃይማኖቱ፡ ኩሉ ዓዱ እዩ 😂
@Eri24882
@Eri24882 2 ай бұрын
ጓል ኢሰፓ 😂
@user-xu2hl8ll5k
@user-xu2hl8ll5k 2 ай бұрын
Birged nihamedu kab Tarik sile zeytemhau wey Tarikom sile zeytfeltu weyane hangolm manipulation gerom, geliom ab hiwetom kiqusazerilu zeykilu besihom alewu. Tarik zelewo seb, Tarik kinserih yikil. Izia Kea nay aboa Tarik iya tikisel zela. Ab Holland kab 1889 amet amet konigsdag tebahilu Abi Festa iyu zikayed. Wedi wey gual nigus sile zikonu. Nihina Kea buzu hiwet kefina zemsanaya hager amet amet kenebilo halafinetnan meselnan iyu. Bi kedeatin deki kedatin kiniwelaweln yebilna,. Zelealemawi zikri nisweatna🇪🇷🇪🇷🇪🇷291
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 2 ай бұрын
Abey zela guhaf eya
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 2 ай бұрын
ወይ ጉድ፡ ነቶም ተጋደልትስ መን'ዮም። ንሃገረሰብ ከይደ ኣይፈልጥን ዶ በለት፡ ሓቂ እቶም ተጋሩ ንሃገረሰብ ኣይከዱን እዮም፡ ምኽንያቱ ዓዲ ኣቦኦም ዓዲ ኣዲኦም ኣብኤርትራ ኣይኮኑን።
@dawitr
@dawitr 2 ай бұрын
ንዝወለድክዮም ደቅኺ ብትምርቲ ይኹን ብ ባህርያ ተበላሽዮም ኢልኪ ልደቶም ኣይተብዕልዮን ማለት ድዩ? We need to focus how to get back our beautiful country from PFDJ tyrants.
@habtomasghedom7322
@habtomasghedom7322 2 ай бұрын
ስምዕንዶ እዛ ሐፍተይ እንኳን ዓመት ዓመትሲ መዓልቲ መዓልቲ ዘይከውን ነበረ ናጽነትና ኳ ቀይሕ ደም አሕዋትና ዝኸፈልናሉ ዩ እንታይ ቀረጸኪ ነቶም ዘኽብሩ ይግደዶም ብጣዕሚ ትገርሚ ኢኺ
@brukmark7675
@brukmark7675 2 ай бұрын
ምሁር ፡ምህርቲ . . .ምዃን ናይ ቀለም ጉዳይ እዩ፡ እምበር፡ ናይ ህይወት ዓፋፍ ከይትኸውን ኣይሕግዘካን እዩ። ዓመት ዓመት ናጽነት ምዝካሩ፡ እንታይ እዩ እቲ ጸገም? ምናልባት ከም ናይ ኣቦኺ ጊንጥነት ደሪኹኪ እንተዘይኮይኑ?! እዚ ኮ ኣብ ኤርትራ ዝግበር ጥራይ ኣይኮነን፡ ኣብ ዓለም ምሉእ ዝዝከር ባዓላት ኣሎ። ኣብ ናይ ኤርትራ ክኸውን ከሎ ግን ንምንታት ይኸብደኩም? ቀለም ጸገብ ግን ካኣ ናይ ህይወት ዓፋፍ ኢለኪ ኣለኹ።
@erieri2848
@erieri2848 2 ай бұрын
ሓቂ ኣይመስልን እዩ ዘረባኪ:: እምበር ኣብ ግዜ ናጽነት ኩሉ ኤርትራዊ ስምዒታዊ እዩ ኔሩ : ኩሉ ሰብ ገዝኡ ከፊቱ እዩ ዝዘልል ኔሩ :: ስድራና ከምኡ ዓይነት ስሚዒት እይነበረናን እንቴልኪ ግን ኣብ ስድራኪ ገለ ጸገም ኔሩ እዩ ማለት እዩ
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 2 ай бұрын
What? What? Sabrina aytegageyi TARIK ( HISTORY) . Nay zeytefelto akebabi , hager yikun hezbi wen temahar eka. You talking like you faced some challenges.
@user-vw9oz8dw2m
@user-vw9oz8dw2m 2 ай бұрын
💚💙💙💚✅✅✅✅✅እዛሓፍትና
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no 2 ай бұрын
አንቲ ጎባጥ አረጊት ሰይጣን ዶንቆሮ ማሃይም ንስኺ ዝተረገምኺ ዘርኢ ኢኺ ዘርኢኺ ይቦንቆስ ርግምቲ ዘርኢ
@nasdam926
@nasdam926 2 ай бұрын
KKKK በላሕ ሰብ : ንነገራት ብደቂቅ ኣስተንቲና ብናይ ገዛእ ርእሳ ኣተሓሳስባ እያ ትዛረብ ዘላ:: እቶም ብኣሉታ ትገልጹዋ ዘለኹም ካብኡ ሓሊፍኩም'ውን ትጻረፋ ዘለኹም ትሕቲ ደረጃኣ ኢኹም
@bh8509
@bh8509 2 ай бұрын
ዮኤል ኩሉ መሬት ጆግራፍ ነጻዪ፡ እንድሕር አብ ኤርትራ ነጻነት አሎ እንታይ ትገብር አለኻ አብ ቤልጅም?
@asterb2728
@asterb2728 2 ай бұрын
አየ ሓፍትና ንሕና ክነክብር መስልና እዩ ንስኪ ግን ናብ ትግራይኪ ኪዲ ምክንያቱ ትግራወይቲ ሙካንኪ ተራጋጊጹ እዩ።እዚ ትዛረብዮ ዘለኪ መስል የብልክን ብዝዓባ ናይ ኤርትራ ጉዳይን ባዓላትን ወ.ዘ.ተ ሕፈሪ አብ ኤርትራ መስል የብልክን😂😂😂
@muluber2858
@muluber2858 2 ай бұрын
She is arrogant it is west of time
@yontcesc
@yontcesc 2 ай бұрын
NOT GIVING SENSE AT ALL
@arkibtom
@arkibtom 2 ай бұрын
ተዛሪበ ኢላ ድያ'ታ ዚኣ!
@deresewoldu9118
@deresewoldu9118 2 ай бұрын
ብግዝአት ሃይለስላሴ ኮነ ደርጊ ህዝቢ ኤርትራ አብ ኢትዮጵያ ክቡር ሕጉስ ልዑል ህዝቢ እዩ ነይሩ: ሕዢ ግን ዉዱቅ ድርባይ ሑሱር ፍንፉን ህዝቢ እዩ:: ናፍቆት ኢትዮጲያ ገና ከንብዓኹም እዩ::
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 2 ай бұрын
እንጀራ እዝጊ ብላዕ
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 2 ай бұрын
​@@peacetotheworld1737guhaf agame nay Eritrea aymiketekan eyu
@dawitr
@dawitr 2 ай бұрын
ጉሓፍ
@deresewoldu9118
@deresewoldu9118 2 ай бұрын
ኤርትራዊ ድሕሪ ነጻነት መለክዒ ዘይብሉ ሑሱም ሐርፋፍ ዓባቅ ሑሙም ሂወት የሕልፍ ስለዘሎ መዓልታዊ ሂወቱ ነጻነት ክረግም እዩ ዝነብር : መዓልቲ ነጻነት ከም ድራግ መደንዘዚት እያ :: ዉዱቅ ፍንፉን ወለዶ::
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 2 ай бұрын
@@deresewoldu9118 kid n Tigrayka wedi futuhat sire
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no 2 ай бұрын
አንቲ ድቃላ ጋል ኾማሪት ሳዓት ሕላፍ ኸምዚ ዓይነት ዘረባ ኽትዛረቢ ኸመይ ኢሉ ኽሕፍረኺ አቦኺ አይትፈልጢ አዴኺ አይትፈልጢ ጋልዛ ውዳቅ
@teklusolomonyosab9250
@teklusolomonyosab9250 2 ай бұрын
እንዳ ኣማኑኤል ሳህለ በላሕቲ ኢዮም።
@user-xu2hl8ll5k
@user-xu2hl8ll5k 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@Josi6451
@Josi6451 2 ай бұрын
ወይ ሃተፍተፍ🙉🙈 መርዓኪ ዘይትዝኪርዮ ደኣ^ ዘይዘኪር ሕማቕ፡ ሕፍሩን ባህርኪ የፍንፍነኪ ይከዉን፡ ርእሲ ዓካት^ እዚ ኩሉ ጉል 9 ዓመት^?🤔 ትማሊ ዝሓራክዮ💩 እይትዝኪርዮን^ ሕማቅ ተማሃራይ፡ ናይ መምሁር እዩ ዚውሲድ^ ውይዞሮ 0
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 12 МЛН
Самый Молодой Актёр Без Оскара 😂
00:13
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 4,6 МЛН
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 52 МЛН
Happy 4th of July 😂
00:12
Alyssa's Ways
Рет қаралды 63 МЛН
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 12 МЛН