ሰውራ ሓወልቲ 2ይ ክፋል፡ ብ ኣወል ስዒድ / SEWRA HAWELTI PART 2, BY AWEL SAID

  Рет қаралды 182,711

Hidmona

Hidmona

Ай бұрын

Пікірлер: 1 300
@ZebraKobra-tk5xp
@ZebraKobra-tk5xp Ай бұрын
🇪🇷 💪 ኣውሊኖ ብሳላኻ እታ ኣብ ልዕሊ ቤታ ዝተኣውጀ ውዲት ኩሉ ፈሊጡን ነቂሑሉን'ዩ ሞ ናይ ብሓቂ ሞራልን ሓቦን ዝግበኣካ'ዩ። ብዝኾነ ኣብ ስራሕካ ይኹን ዕለታዊ መነባቡሮኻ ዓወትን ቅሳነትን ይግበኣካ'ዩ ዓወት ንሓፋሽ 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷💖💝💐💐💐
@simdela4785
@simdela4785 Ай бұрын
እዚ ስለዚፈልጥ የኸኣ ንተጋዳላይ "ዘይድገም ወሎዶ ኤርትራ" እዮም ዝብል!!! ስውኣትና ድማ ሃዋርያትና እዮም!!! ክብርን ሞገስን ንሓይልታት ምክልካልን ንመሪሕነቱን ♥️🇪🇷♥️
@bqse6142
@bqse6142 Ай бұрын
ኣወሊኖ ዳግም እንቋዕ ብደሓን መጻእካና መግለጺ ቃላት ሓጺሩና ዓይኒ ጸላእትኻ ድፍን ይበሉ። 🇪🇷👏🇪🇷❤🇪🇷🌹🇪🇷
@demmetgarza3618
@demmetgarza3618 Ай бұрын
ኤርትራዊ ዝሓለፎ መግደራ መንእሞ ሓሊፉ ሕጂ ደኣ እቲ ልዑል ፈጣሪ ራህዋ የምጸአልና እምበር ይኣኽለኩም ይበለና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 Ай бұрын
መርሐባ መርሐባ መርሐባ ድምጺ አንበሳ መጸ መጸ አወል ጅግና ዋልታ ሃገር እንቋ ብሰላም መጻእካና ደሃይ ሃገርና ከስማዓና ከምኡ እውን ነዞም ከዳዓት ክድክረልና 🦁🦁💙❤️❤️❤️🦁🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🙏🏽🙏🏽💙❤️💚የቀኒየልና
@mebrahtubeserat5742
@mebrahtubeserat5742 Ай бұрын
አወል ሐወይ ጅግና መዳርግቲ ዘይብልካ ንበዕልካ ሰነድ ኢካ እዝኖም ደጊፊካ አሰሚካዮም ንበረልና ታሪክ ክብርበር መዝገብኪ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤
@user-vi9hf6ky8s
@user-vi9hf6ky8s Ай бұрын
ኣወሊኖ ዘይ ምኖ ኣዝማሪኖ❤ ደቂ ኤረይ ንክምለስ ከምዚ ከማይ ዝተወለፈ ላይክ ጽቀጥ ወዲ ሓወቦይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-wt7rv7xn3i
@user-wt7rv7xn3i Ай бұрын
😅
@user-vi9hf6ky8s
@user-vi9hf6ky8s Ай бұрын
@@user-wt7rv7xn3i ወዲ ገያጽ ዓክ ጡፍ ከኡብለልካ ወዲ ከልቢ ተጋሩ
@user-rn6vn5kk6u
@user-rn6vn5kk6u Ай бұрын
ኣወሊኖ የቐንየልና ብምቕጻል ኣይትደንጉየና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዊ ኢየ ካብ ማእከል ኣዲስ ኣበባ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Ай бұрын
ኣወለይ ንጉስ ጥበብ ሓበን ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u Ай бұрын
እግዚአብሔር ዝተመስገነ ይኹን ከዳዕን ሸያጢ ሃገርን ዘይገበርካኒ አምላኸይ አወሊኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤ ርሑስ ዓርቢ ስቅለትን ፋሲጋን ይግበረልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤
@wt7061
@wt7061 Ай бұрын
ኣወል እንታይእሞ ኽብለካ ቃላት ስኢነልካ ሓወይ ሓላለይ ኣነ ዝብሎ ግን በጃኹም ኣብ ኤሪ ቲቪ ክፍኖ ኣለዎ ኩሉ ክሰምዖ ኩሉ ክሪዖ ሓደራኹም። 🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏🇪🇷❤🇪🇷❤
@salehosman4442
@salehosman4442 Ай бұрын
ኣነ ዘይተመለሰይ ሕቶ ኢካ ሓቲትትካ ኣብ ኤረቲቭ ይፍኖ ዶ ኢለ ይሓስብ ኩሉ ግዜየ በዚ ዘረባካ ከምዘይፍኖ ፈሊጠ ክፍኖ ኣለዎ እንበር ሰብ ክነቅሕ
@futuwihasen2667
@futuwihasen2667 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤አወል ኢዚ መልእኽቲ ካብ መጽሐፍ ንላዕሊ ብሐደ ሰዓት ታሪኽ ኤርትራ ገሊጽካዮ thank you❤❤❤❤❤
@samitewelde3113
@samitewelde3113 Ай бұрын
ንኩናት ይዳለዊ ኣለዊ ኣወሊኖ ተጠንቀቅሎም ኣዲስ ኣባባ የ ዘለኩ ብስራሕ ናብቲ ናብቲ ይብል የ ምስ ቡዚሓት ሰባት የ ዝራከብ ስለዚ ኩናት ዝተርፍ ኣይመስልን ሃየ ዓዲ ዝኮነ እንተ ኮይኒ ካኣ ኣብ ዓድና ጠበቅ ክንብል ኢና ላይክ ግበሩ ፈተውቲ ኣወል
@Blackbo139
@Blackbo139 Ай бұрын
መዓስ ከ የዕሪፎም ይፈልጡ ሕጂ ግና ከምዚ ዓይነት ዕድላት ናብ ስልጣን ተምልስ ኩናት ረኺቦም ግን ተረሚሳ እያ ናብ ተብሎ የብላን
@GaduraGayem
@GaduraGayem Ай бұрын
Nesika mexaa mesuam guhaf rasah hasawi
@teameneguse9717
@teameneguse9717 Ай бұрын
​@@GaduraGayem mes men koinu kmexee
@user-lw3mx9bc2v
@user-lw3mx9bc2v Ай бұрын
ለክባጥ ሰራቂ ቀታሊ ነብሲ ኩሉ ግዜ ደቂሱ ኣይሓድርን። እሞ ድማ ትግራዋይ ቀቲልካስ ደቂስካ ክትሓድር ዘብት ኣታ ጉሓፍ።
@teameneguse9717
@teameneguse9717 Ай бұрын
@@user-lw3mx9bc2v gual 2 xegases wedom dika
@user-zt4ky1mk2y
@user-zt4ky1mk2y Ай бұрын
ጅግና ወዲ ሃገር ያከ ሃበና ደኣ ደሃይ ዓድና
@berhanearegawi-vo2si
@berhanearegawi-vo2si Ай бұрын
?
@wonder580
@wonder580 Ай бұрын
​@@berhanearegawi-vo2siዉዒጊን
@mebrahtubeserat5742
@mebrahtubeserat5742 Ай бұрын
አወሊኖ እንቛዕ ናህና ኾንካ ኩሉ ሳዓቢካ ጸባ አስቲካና ታሪክ እዞም ሰራሕቲ ቕያ ጀጋኑ ተጋደልትና ጃህራ ዘይናቶም ሐቂ ብሐቂ ዘቃላካዮ ተሐቢና ዕድመ ይሃብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🌷❤
@user-ob4ub1kz2k
@user-ob4ub1kz2k Ай бұрын
🎉
@user-ob4ub1kz2k
@user-ob4ub1kz2k Ай бұрын
@bereketrussom9444
@bereketrussom9444 Ай бұрын
ውውውው ኣብ ሓደ ሰዓት ሓደ ዱልዱል መጽሓፍ ኣምቢብና ዕድመን ጥዕናን ኣወለይ ።
@Senafe_91E
@Senafe_91E Ай бұрын
ሻዕብያ ወያነ ሓሳዊት ምዃና ኣይነገረናን ሻዕብያ ምስ ቀጽዓ ብግብሪ ተዓዚበ !
@zebibaosman9282
@zebibaosman9282 Ай бұрын
ቀጻናኩም ዳአ ተጋሩ 7 ሐገረት ተሐንዲኩም መጺኩም አርኢናኩም ጀግንነትና ንሕና ዉሕዳት አሺኒፍናኩም ሳላ ጅግንነት መራሕትና
@Horn_of_Afrika
@Horn_of_Afrika Ай бұрын
@@zebibaosman9282 ብሓቂ? እስከ ስዩም ይሙት ኢልኪ ምሓልለይ?🫣
@edengebrihewet8633
@edengebrihewet8633 Ай бұрын
Nihinas mis tegadeliti Abina gidi kona endasemana ena abina seniafe hawey wey haftey ab mesihaf win alo wedi erey hiji miflat win subuk eu
@aneeri6921
@aneeri6921 Ай бұрын
​@@zebibaosman9282ዱሁል ሓሶት ኣስኒቆምካ
@user-jm3ti6ks2l
@user-jm3ti6ks2l Ай бұрын
@@zebibaosman92821.5 mwutat and 1 m snkulan 1.6 m tefenakilu Xbuk do hji
@senait4255
@senait4255 Ай бұрын
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS‼️ 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏽 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 🇪🇷 💐
@adhanomkokobe713
@adhanomkokobe713 Ай бұрын
መርሓባእ ኩቡር ስነ -ጥበባዊ ኣወል ሰዒድ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ከማካስ ኣሽሓት ይወለዱና ነዓናን ንሃገርናን ክሕሸና 🥰🥰🥰🥰🥰
@motherland1510
@motherland1510 Ай бұрын
33 ነፈርቲ... ናብ ሓሙኹሽቲ!... 1 ጅግና ዝተኸፍሎ... ስርሒት. ኣብ ታሪኽ ዓለም... መዳርግቲ ኣልቦ!!!!!!!!❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
@asmera2773
@asmera2773 Ай бұрын
Selmentay dea abe sedet alka dea imo
@user-jm3ti6ks2l
@user-jm3ti6ks2l Ай бұрын
@@asmera2773eritrawi tray dyu zsded melseley riekaya aytexket
@motherland1510
@motherland1510 Ай бұрын
@@asmera2773 ስርሒት ኮማንዶን ስደትን እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ? ብሩኽ??? ቅድሚ ምዝራብካ እንታይ ከምትዛረብ ምሕሳብ ኣገዳሲ እዩ.
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 Ай бұрын
@@asmera2773 አብ ስደት ዘለኩ ከም ኩሉ አለም ዝሐሸ ሕይወት ስለዝደሊ ንግዚኡ ከይትረስእ ከዘክረካ ኤርትራዊ ሰርሐተኛ ነካስ ስለዝኮነ ሰሪሑ ይነብር ካብ ሐገሩ ክወፅእ ዝተገብረሉ ብዉግእ ስከዘይተከአለ ወያነ ኢርትሪያ ንክትቆፃፀር ዝተገብረ ሽርሕ ኔሩ አጋመ አብ ግንባር ባድመ መረብ አሊተና ከሙኡን ግንባር ቡሬ አሰብ ነዚ ኩሉ ሐይሊ በሊኢናዮ ይቅፅል 2018 2023 ሐንሳእን ነሐዋሩ ሚሳይላት ቢሊየናት አብ ኢድና እቲናዮ አለና መወዳእታ ሕጂ ኩላ አጋመ ስለቀበርናያ ካብ ስደት ክንምልስ እቲ ግዜ ሕጅ እዮ
@tesfitkudus9879
@tesfitkudus9879 Ай бұрын
ክክክክክክ አዞም ኮሎም ቻይናውያን ኣሜሪካውያን ጀርመናውያን ወዘተ አንታይ ኮይኖም አዮም ኣብ ስደት ዝነብሩ ?
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d Ай бұрын
ኣወለይ ንስኻ መጽሓፍ ኢኻ መግለጺ የብለይ ንስኻ ፍሉይ ንስሪ ኢኻ ዉላድ ሻዕብያ ወትሩ ዓወትና ሓፋሽ ብዙሕ ዘይንፈልጦ ኣፍሊጥካናን ተፍልጠናን ኣለኻ እሞ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼🍀🍀🌿🌿🍀🌼🌼🇪🇷🍀🍀🍀🌿🌿🍀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼🍀🍀🍀
@samimehari6771
@samimehari6771 Ай бұрын
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ኣወለይ ጅግና we love you for ever ❤❤❤❤
@user-rb9rg3ls5o
@user-rb9rg3ls5o Ай бұрын
መርሓባ መረዋሕ ድምጺ ኣንበሳ፡ ሃብቲ ሃገር ኢኻ ኣወል ጅግና!!!!!!!!!! ድምጺ ህዝቢ
@Massawaeri8140
@Massawaeri8140 Ай бұрын
شكرا أول سعيد ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ The will of the man that's fighting not the sophistication of the weapons EPLF is the backbone of 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@elsat792
@elsat792 Ай бұрын
Thank you 🙏 brother Aweley, for all you do! Keep up the amazing job! 👋👏✅💯🌹💕🇪🇷🌹💕🌹💕🌹✊
@johndoe-by7qn
@johndoe-by7qn Ай бұрын
Well said as always awesome speech and very interesting brother keep up the great job godbless you are doing well for new generation 🤝💪🤲🏽🌺👌✌️💒🕋
@aaabdelgadir1839
@aaabdelgadir1839 Ай бұрын
كلام مرتب بطريقة محترفه جزيل اشكر لكم ياشباب والأخ المحترم أول سعيد
@haniabrha705
@haniabrha705 Ай бұрын
አት ዘይጽገብ መንአሰይ ኣወል አንካኤ ብሰላም መጻካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
@temesgengebrezgiabher8122
@temesgengebrezgiabher8122 Ай бұрын
A resistance that a human mind can not comprehend 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@johndoe-by7qn
@johndoe-by7qn Ай бұрын
Well done as always grateful speech AWAL said it is amazing history !!!!!!!!!!🤲🏽👍💪💒❤️🕋✅🌿🌺🤲🏽🇪🇷
@Eritrawyanmeninet
@Eritrawyanmeninet Ай бұрын
We need you Awelino, Please never stop to tell us the truth and our story. Amlak msaka ykun, ajoka.
@dana.j9062
@dana.j9062 Ай бұрын
Always and forever proud to be an Eritrean!!💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
@mehari_ffm
@mehari_ffm Ай бұрын
ከማኼስ ብብዝሒ ይወለዱ ወዲ ኤረይ። 🌹🌹🇪🇷🇪🇷❤️❤️🎉🎉
@bereketteklay8046
@bereketteklay8046 Ай бұрын
I'm watching the best classic movie.That's what i'm feeling right now when i'm listening to awel awesome
@wediakriaasefaw3412
@wediakriaasefaw3412 Ай бұрын
ኣውል ጅግና ኽትፈልጦ ዘለኻ በይንኻ ሓደ ግንባር ኢኻ ሙሉእ ኽፍለሰራዊት ኣከለ።
@edenasfaw9409
@edenasfaw9409 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷….How blessed are we to be Eritreans 💪🏽💪🏽💪🏽
@W.j.i-cx6kh
@W.j.i-cx6kh Ай бұрын
ኣወሊኖ ዌልካም ጅግና ወዲ ጀጋኑ ብኩሉ ተቅርቦ ስራሕ ዕጉባት ኢና ኣብ ኣሰርካ ውን ኣለና ንሕና ሃገራውያን ብህዝብናን ሃገርናን ዝመጻና ዋልታ ኮይና ክንከላከል ድልዋት ኢና እንድያሞ ደቂ ሪመይ ላይክ ርገጹ ኩሉኩም ፈተውቲ ኣወልን ሃገራውያንን❤❤❤❤❤
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Ай бұрын
ዕ ድመን ጥዕ ናን ይህቦ ንኩቡር መራሒና ዓወት ንሐፋሽ.
@yohanneshiyabu7359
@yohanneshiyabu7359 Ай бұрын
ጎዝሚ ኣንበሳ ከንቀጥቅጥ ዝብኢ ርእሱ ይሓብእ ። ጋዝም ጋዝም ኣወሊኖ ጋሕጋሓዮ ኣጆኻ ታሪኽ መሰረት ዩ።❤+❤+❤+ ❤+❤+❤ +❤+❤+❤ = ❤Eirtrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meharitedros4196
@meharitedros4196 Ай бұрын
እዋይ ድርቅና ተጋሩ* ኣስመራስ ህወሓት ምስተቖጻጸረታ ድሕሪ ሽዱሽተ መዓልቲያ ንሻዕብያ ኣረኪባታ ካን በለና *። ትግራዋይን ሓሶትን መፋጥርቲ ኢልና ንስገሮ ። ብርግጽ ኣወል ከምዝገለጽካዮ : ኣብ ሻድሻይ ወራር ኣብ ግንባር ሓልሓል ኣብ ማእከል ሓሓንቲ ቦጦሎኒ ኣሃዱ ናይ ወያነ ይሱኴዓሞ: ደሓን ኣይእተዉ ኣዘዝቲ ደርግ እታ ዝለምለመት ሶንከፍ ቦታ ኣጽኒዖም በታ ወየንቲ ዝሓዝዋ ቦታ ብቐሊሉ በሲዖም ተጋደልቲ ወያነ ድፈዐን ራሕሪሐን ተመላጠጥ ። ወያ ኣደራዕ ኩላ ህዝባዊ ግንባር ተወሳኺ መስዋእቲ ተኸፊሉ ወየወየንቲ ራሕሪሖሞ ዝኸዱ ድፋዕ ይዕበስ ነይሩ ።ከምእንደገና ተመሳሳሊ ፍጻመ ምስ ተደጋገመ : እምበኣር እተን ኣሃዱታት ናይ ወያነ ርእሰን ክኢለን ከትክላን ክምክታን ካብዘይከኣላ በንጻሩካ ድኣ ንሻዕብያና ብተደጋጋሚ ካብ ኣግደዓና ተባሂሉ ኣብ ሓንቲ ሓይሊ ሓንቲ ጋንታ ጌርካ ምስኴዕ ተፈቲኑ ።እዝውን ኣይሰለጠን ። ሽዑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ብዙሕ ኣኼባታት ንሓለፍቶም ዝሓትዋ ዝነበሩ ሕቶ ሓንቲን ሓንትን እያ ። እንታይ ጌርናኩም ኢና ካብዞም ሰብ ጥላም ዘይተገላግሉና ትብል ዘረባ ብምረት ትዝረብ ዝነበረት ዘረባያ ነይራ ። ብሰንኪ ምፍራስ ናይታ ዝዓርዱላ ዝነበሩ ድፋዕ ነታ ብሰንኮም ዝፈረሰት ድፋዕ እንደገና ንምድፋን ክንደይ ቀያሕቲ ጀጋኑ ተጋደልቲ ሻዕብያ ተደፊኦምሉን ሰንኪሎምሉን እዩ ሻድሻይ ወራር ደርግ ኣላሽ ኢሉ ፈሺሉ ። ወያነ ብወታደራዊ ፖለቲካዊ ማሕበራውን ኩለንተንኣ ሰውራ ኣካይዳን ሰውራዊት ነይራን ክትብላስ ይትረፍ ነቲ መስፍናዊ ኣተሓሳስብኣ ድሕሪዚ ኩሉ ዓመታት'ውን መስፍናዊት እያ ዘላ ። ትግራዎት ክዕረዩ ክቕየሩ ኢልና ከይንጽበ ኣበደን ። ግደፍዎ ንዓና ንኤርትራውያንሲ ንሕናኴ ጔኖቶም ይትረፍሲ ኣብ ሓድሕዶም ካዕቦ ሓሶትን ሕንኽ ኣይብሉን እዮም። ኣብ ደም ዝሰረጸ ባህሊዩ ።
@yosiefhadgu564
@yosiefhadgu564 Ай бұрын
Awel al awel yahoo haba lamba eske habibi🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dt2535
@dt2535 Ай бұрын
ኣወል ስዒድ ጅግና ንኹሎም ትሰርሖም ፕሮስ ብልቢ ነመስግነካ ነዚ መዝገብ ንክትፍትሽ ንዘፍቅዱልካ ኩሎም ብጾትካን ሓለፍትኻን ድማ ብልቢ ነመስግኖም ሎሚ ኣብዚ ሰረቕቲ ታርኽ ዝብዝሕሉ እዋን ብኸምዚ ኣገብብ ታርኽ ህዝብን ጀጋኑ ተጋደልትን ዋርሳይን ብምዕቕብካ ጸባ ኣስቲኻና ኢኽ እሞ ልባዊ ምስጋናና ይብጻሕካ ምስ ኩሎም መሳርሕትካን ብጾትካን ብፍላይ ህድሞና ኢንተርተይመንት ድማ ብልቢ ነምስግንኩም ብዙሕ ካልእ ክትውስኹና ድማ ንጽበ ኣብዝደልኹምና ድማ ኣብ ጎንኩም ኣለና ካብ ናይ ቀደም ኣሃደይ 22 /3 / ካብ ናይሎሚ ግንባረይ 4ግንባር ሎንዶን ። 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@yonaszeray1744
@yonaszeray1744 Ай бұрын
ኣወል ብጣዕሚ ዘይንፈልጦ ዝነርና ታሪክ ሃገርና ሰለ ተፍልጠና ዘለካ ፡ ካብ ብ ❤ የመስግነካ
@edenrose4380
@edenrose4380 Ай бұрын
AWEL, you are making history 👈🏻I am saying it again let it be published. Then I hope they include this treasure into the educacional curriculum.🙏🇪🇷🐪
@user-oe4sd5mg1g
@user-oe4sd5mg1g Ай бұрын
ጅግና ኣብ ኹናት ጥራይ ከምዘይፍጠር ሎሚ ብልቢ ፈሊጠ thanks awel 21c hero
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 Ай бұрын
Great job Awelino please come back soon the politics is moving so quickly specially in our region so your Awareness is important ድግም ድግም ሃብሮማይ 💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Ever-Smiling
@Ever-Smiling Ай бұрын
ሰላም ንዓኻ ኣወል ስዒድ ጅግና። 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 Ай бұрын
You are our Voice Aweley Gigna thanks 🙏 love ❤🇪🇷💪🇪🇷💪❤️💪💪🇪🇷
@user-ip9kp6ey3i
@user-ip9kp6ey3i Ай бұрын
ኣወል ጽላል ሃገር 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-oi3wk5vd7h
@user-oi3wk5vd7h Ай бұрын
Awel Said, my HERO , thank you for this outstanding and educational program that clarifies the incorrect stories told about Eritrea's struggle," which led to the independence of Eritrea .🇪🇷♥️👍🇪🇷♥️👍
@Kokob-ye8rt
@Kokob-ye8rt Ай бұрын
❤❤❤ቡርግጵ ታሪኽና ክጎትዎ ከለው ደቂ ማለሊት ንደቂ ኤረይ ኣጰቢቅካ ተረድኣናን ትምህረናን ኣለኻ ኣወለይ ነብሲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌❤️❤️💪💪💕💕👍👍💯💯🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@WediBAHRE-NEGASI
@WediBAHRE-NEGASI Ай бұрын
Happy Independence Day Mama Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 And To My beloved one President ISAIAS AFWERKI 👉👉👑👑👑👑💚💚💚💚💚❤❤❤❤❤
@user-wi9wv7lb1l
@user-wi9wv7lb1l Ай бұрын
ኣወሊኖ ጅግና 🇪🇷ከምዚ ጌርኩም ታሪኽ ኣቦታትና እሰኪ ንገሩና🇪🇷🩸
@zufanabraham9446
@zufanabraham9446 Ай бұрын
ከዓ መጸ መጸ አንበሳ ይመስል ካብ ዱር ዝወጸ Awelino well come back,we’re very proud of you 👍 glad you’re ours.Proud to be Eritrean 🇪🇷 Stay Blessed 🙏🇪🇷👍❤️🌹🌺🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷👍👍
@MohammedsaeedAhmed-sx9wo
@MohammedsaeedAhmed-sx9wo Ай бұрын
I dont have any words to describe awellino in just 1HR u gave us a lesson of decades salute for u and please HIDMONA its just ma suggestion this kind of program must be broadcasted to our ERI-TV at least our beloved people they can know our history AWAT NHAFASH
@letenseafesshaye7801
@letenseafesshaye7801 23 күн бұрын
ዕድመኻ የንውሐዮ አወል ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ዝሐወይ ተባረክ ዮሀና ንምሉእ ህዝቢኤርትራ አብውሽጢን አብ ደገን ንሙዑት ሰራዊትና ይሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀና ወፊርኩም እተዉ አይትትዐንቀፉ ራህዋ ኦዚአየርኢኩም ብሰላም ተመለሲ አአብገዛኩም ሱላምን ቅሳነትን ዐሲልዎ ሀገርና አመን ዐወት ንሐፋሽ ዮሀና ዮሀና ንዑካን ንስድራቤትካን አወል ሐወይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️🌹🌹🌹🌹🌺🇸🇪🇸🇪❤️❤️🌽👏👏👏ካብሽወደን
@DivoraTesfay-ke9vz
@DivoraTesfay-ke9vz Ай бұрын
I Love you my brother God bless Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤
@amarechmamasita9888
@amarechmamasita9888 Ай бұрын
Deqi ereyy n awelino eske likes aytwhduley❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@LemlemAdhanom-uv8xg
@LemlemAdhanom-uv8xg 28 күн бұрын
Hasot mebekolom eyu dey felte yfletom deki Erey halalat❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@issubrkt8428
@issubrkt8428 Ай бұрын
Wow Awel jigna kber ya weled 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@solomon7244
@solomon7244 Ай бұрын
Victory to the masses! Proud being an Eritrean citizen!
@godislove1991
@godislove1991 Ай бұрын
Thank you so much for sharing us our history and our country occupied by all governments. Awel the best artists and the best ever to be Eritrea 🙏🙏🙏
@ortotv127
@ortotv127 Ай бұрын
ኣወል ናይ ብሓቂ ኣወል፥ እዘን ውዕጊን ናይ ፍርቂ ለይቲ ኖገዳ በርቂ ኮይኑ እዩ ዝስምዐን ኤርትራዊ ሓቀኛን ጽንዑን ቃላትካ።
@tebletzembaye5776
@tebletzembaye5776 Ай бұрын
እግዚኣብሄር ንኤርትራ ይሕልዋ ኣሎ ንዓኻ ረቢ ይሎሓልኻ!! ኮሪዕካ ኣኩሪዕካና!!!
@elsat792
@elsat792 Ай бұрын
God, blessed, protect, our country Eritrea 🇪🇷 and our people! Amen 🙏🙏
@YoniYoni-pp7hu
@YoniYoni-pp7hu Ай бұрын
አወል ወንድማችን እንኳን ደህና መጣህ
@yebyoande1448
@yebyoande1448 Ай бұрын
ጅግና ወዲ ሃገር ያከ ሃበና ደኣ ደሃይ ዓድና ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
@user-se7vt2nm4n
@user-se7vt2nm4n 22 күн бұрын
ኣወለይይይ ዋልታ ሃገረ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣወልይ ኣቦ ጥበብ ኢንቃ ሓወካ ከንኩ
@SirajZaki-qm3hr
@SirajZaki-qm3hr Ай бұрын
Thanks more Ustaz Awel sied Ya fares Abshier inshallah Eimren Afeyan Yihabka ❤❤❤
@temesgengebrezgiabher8122
@temesgengebrezgiabher8122 Ай бұрын
ክበሃል እንተተደልዩ እንታይ ከ ኣሎ ዘይናትና.....my pride land 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-tx8ct4mc2t
@user-tx8ct4mc2t Ай бұрын
Well said as always awesome speech and very interesting brother keep up the great job godbless you are doing well for new generation
@AK-ni8wn
@AK-ni8wn Ай бұрын
Thank you Awel hawey Neti Tefltena Zeleka Tarik 👌👏🙏❤🇪🇷❤🕌❤💒❤🇪🇷❤
@AsmoromYohannes
@AsmoromYohannes Ай бұрын
Mrhaby Awel jgnay wedi Eryyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-mh6hh1fq1p
@user-mh6hh1fq1p Ай бұрын
Mexe mexe abesa mexe we'd ereyyy halal selamika ybizah Eritreawenet kubur meninet🙏 ⛪🕌🐪💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Milli-meter567
@Milli-meter567 Ай бұрын
ኣውልኖ ኣምበሳ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️2❤️2❤️
@terhasmehari6491
@terhasmehari6491 Ай бұрын
Congratulations Eritrea people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰
@SirakYohannes
@SirakYohannes Ай бұрын
ኣወል ናይ መጻኢ መራሒና ዒም ዝበለ ይተሓጓም ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@solianaftwi6639
@solianaftwi6639 Ай бұрын
Welcome awelino ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamteklemariam
@biniamteklemariam Ай бұрын
Awel wedi hezbi❤🇪🇷 Eritrawi kubur menenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ck2di2tz2o
@user-ck2di2tz2o Ай бұрын
thank u we need more personnel shows like this
@user-xx8ej8yd1b
@user-xx8ej8yd1b Ай бұрын
430 ሰባት ኣቲና ንጽበ ኣለና። ኣወል ሰብ ስጋብ ክንደይ ኣድማዒ ምዃንካ እዩ ዘርኢ። እዚ ዓሳው ኣስመራ ወያነ ኣትያ ይብል፣ ሓሳዊ። እንኳዕ እኳ ኣብ ኣስመራ ነበርና
@user-mh6hh1fq1p
@user-mh6hh1fq1p Ай бұрын
Awelino jigna ayni abaykan xelaekan ydefen we'd rimey 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berhanearegawi-vo2si
@berhanearegawi-vo2si Ай бұрын
ኣንታ ወዲ ጥዕና የብልካን ! ኣብዘይትኣትዎ ዩቱብ የልቦን ! ንምዃኑ ኤርትራዊ ወይስ ትግራይ ኢኻ ? መጨበጢ ኣይተረበኽልካን !
@dawedseid5810
@dawedseid5810 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👋👋👋👋👋👋👋😊
@tsehayeatobrhan6569
@tsehayeatobrhan6569 Ай бұрын
ምርሓባ ኣወሊኖ! ከምቲ ኩቡር ፕረሲደንቲ ሃገረ ኤርትራ አቶ ኢሰያስ ኣፎወርቂ ዝብሎ! ኩሉ ስኑድ ዩ ሰዓት ብሰዓት :ዕለት ብዕለት, ታሪኽ ህ ግ ሓ ኤ, ንሕና ኤርትራውያን ሕቡናት ኢና ብታሪኽና. ኣወሊኖ ከኣ ሰንድ ሰውራ አና ፈተሸካ ንወልዳት ምንጋር ቅጸሎ ኢኻ
@DanialTewele
@DanialTewele Ай бұрын
Aweli wedi erey
@DanialTewele
@DanialTewele Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ eretra na eretreayan
@BRKTIYAKOB-ib3qz
@BRKTIYAKOB-ib3qz Ай бұрын
ኣወለይ ዒዲመን ጥዒናን ያሀብካ ፈጣሪ
@awaken1701
@awaken1701 Ай бұрын
Awelinooooo❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yosefgebrehiwet5910
@yosefgebrehiwet5910 Ай бұрын
ኩርኣት ሀገር ❤❤❤
@FilmonAfewerki-ux5dm
@FilmonAfewerki-ux5dm Ай бұрын
ኩርኣት ሀገር❌ ኩርዓት ሃገር✅
@kidantekle2443
@kidantekle2443 Ай бұрын
Filmon(Gebretsadik) kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
@sugartem1
@sugartem1 Ай бұрын
ኣሙኜ ኢዩ። ዓ is like አ to them!!! As long as you got the meaning it’s all good
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Ай бұрын
ኤሪትራውነት ኩብር መንነት አወለይ🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
@user-me2uu1oj8v
@user-me2uu1oj8v Ай бұрын
We love you brother ❤️❤️❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wobatwaldy5852
@wobatwaldy5852 Ай бұрын
Eritrea live for ever god bless eritrea
@WediBAHRE-NEGASI
@WediBAHRE-NEGASI Ай бұрын
ኣዝማሪኖ 👉 MADE IN ERITREA ASMARA 🇪🇷
@amanteklay4594
@amanteklay4594 Ай бұрын
ማሸላህህህህህ❤❤❤
@danafredriksson4206
@danafredriksson4206 Ай бұрын
ዓወት ናሃፉሽ👆🇪🇷👆❤️🦁👑✊
@khalidabraha9877
@khalidabraha9877 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤ thanks brother for your presentation
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari Ай бұрын
Xbuq srah betami deas zebel❤❤❤
@geni8007
@geni8007 Ай бұрын
Awel memher tarik👏🏽👏🏽🇪🇷🇪🇷🐆🐆🐆💪🏼💪🏼💪🏼
@Tessenu
@Tessenu 24 күн бұрын
You hero of Eritrea
@salkel8617
@salkel8617 Ай бұрын
Thank you Awel. Good job!
@erilove4162
@erilove4162 Ай бұрын
ደጋጊምካ ዘይጽገብ ታሪኽ ጅግንነታዊ ሓቂ።
@alganeshzeray6054
@alganeshzeray6054 Ай бұрын
Awel mehgos nber kber 🇪🇷❤🇪🇷❤👑❤👑❤👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Kokob-ye8rt
@Kokob-ye8rt Ай бұрын
❤❤❤መርሓባ ኣወለይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሪመይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯👍👍💕💕💪💪❤️❤️👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@user-rd1dp3fv2i
@user-rd1dp3fv2i Ай бұрын
Anta Awel he elik kab megemerta tarki sewira ERITREA abhade zeytihitimo mehitemi alenalka behaqi hitetena nay warsay hawiska❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ሰላም ብ ኣወል ስዒድ / PEACE BY AWEL SAID
1:02:02
Hidmona
Рет қаралды 178 М.
Is it Cake or Fake ? 🍰
00:53
A4
Рет қаралды 17 МЛН
Why You Should Always Help Others ❤️
00:40
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 102 МЛН
ዕርቂ ምስ መን/ E'RQI MIS MEN AWEL SEID 2022
23:23
Hidmona
Рет қаралды 244 М.
ኣበሳሪ ብ ኣወል ስዒድ / ABESARI BY AWEL SAID
41:59
When Your Chiropractor Owns a Cyber Truck
0:36
Mini Katana
Рет қаралды 21 МЛН
New trick 😧 did you expect that? 😁
0:10
Andrey Grechka
Рет қаралды 17 МЛН
Постель #китай #товары #прикол #shorts
0:36
Who won this time 3 🤣 #vfx #dance
0:18
Super Max
Рет қаралды 16 МЛН
Зу-зу Күлпәш.Түс (16 бөлім)
40:42
ASTANATV Movie
Рет қаралды 765 М.