ቴዲ ዝበልኽን ባሕቲ ምድሪ ኣብ ቅድሚ ሰብ ኣሕፊሩኒ😡 ተፀብቐኒ ጋል ተረኺበ ትዉሰደኒያ😱

  Рет қаралды 35,716

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Ай бұрын

#smile #habesha #tigrayan #duet #video #tigrignamusic #tigray #Selamtsegay

Пікірлер: 559
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ንቴዲ ኘራንኽ ይገበር እትብሉ ላይኽ😂😂❤❤
@user-wm2ft7dy7s
@user-wm2ft7dy7s Ай бұрын
ወይይይይ መ/ር ሰማሃል ሰለ ዝረኣኩኪ ደሰ ኢሉኒ ቡሩክ ባሕቲ ይግበረሉኹም❤🙏❤
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
ደምርኒ መዓረይ
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z Ай бұрын
ኣብ ዓደካ ሰራሕ ክብር እየ ኣጆኩም ደቂ ሪመይ ይፍትዉኩም እየ👍😍
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
ደምርኒ መዓረይ
@user-dh5ue8gf3w
@user-dh5ue8gf3w Ай бұрын
ሰልዋይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ እዘን ሕማቅ ዝፅሕፋ ያትገደስለን ኣድነቅትኪ ኢና ንበዝሕ እግዚአብሔር ኣምልክ ሓዳርኩም ይበርክ ❤
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u Ай бұрын
መሐጎሲትና ባሕቲ ይግበረልና ሙቁራተይ ሓዳርኩም ይባረክ👏😘😘😘
@KhanGull-dp5hg
@KhanGull-dp5hg Ай бұрын
መምህር ሰምሃር❤❤
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Ай бұрын
ኣታ ሎሚዶ ደፊርካ ተስፍ ኣለካ ሓያል ፕራንክ ክትገብር 😅😁
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤❤
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Ай бұрын
@@Grmaneshyoutube 😍
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz Ай бұрын
መምህር ሰምሃል ሓደ ሓደ ግዜ ትምፃእ ❤❤
@user-nd8pm2ju7h
@user-nd8pm2ju7h Ай бұрын
እንዳ ጫት ኮ ኣሚስልኽምዎ ኡይይይ😂😂 ሶ ደስ ትብሉ ምቁራተይ❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስስስስ ብሃሊ ብሩክ ባሕቲ ይግበረልና❤❤❤እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ቴዴየይይ❤❤❤
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je Ай бұрын
ብሩክ ባሕቲ ይግበረልና ላዓመታለ ብሰላም የፅነሐና ፈጣሪ አሕዋተይ❤❤❤
@user-gh8fs7uw4g
@user-gh8fs7uw4g Ай бұрын
Betamiy eykume des tebelo aneka bekuleotikom ena halekum eylefltikom betiley tediy abey sebay kuneka ena selam takum yebezahi welelatiy❤
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w Ай бұрын
ብሩክ ባሕቲ ሰነ ይግበረልና ደሰሰሰ ትብሉ ሰሉየይ ኩሉ ግዜ መፅኡ
@nfffdt931
@nfffdt931 Ай бұрын
ሰሉዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ግን ምስ ስብኣያ ዘይትሰርሕ እየ ዝብል ነይረ ደስ ባሃልቲ ኢኺም ሓዳርኩም ይባረኽ ክዓ ካልኣይ ቆልዓ ውለዱ ብቆልዓኻ ምውላድ እዩ ፅቡቅ ሰሉየይ ❤❤❤❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x Ай бұрын
ኣሜን ንኩልና ሰልየ ፅብቃት ስድራ❤❤❤❤
@user-tq4bh3hl9i
@user-tq4bh3hl9i Ай бұрын
waw semhaley kulu gize mtsi nski bmkanki des eluni eyu kfli halafitey neyrki 2012 e,c ena btaemi clever teacher eki neirki ane wn btaemi english subject eye zfoti neire ksab kezi wn tmhrtki ayrson eye ena edmen tienan yhabki ksab kezi bselam mhlawki des eluni teacherey mearey❤❤❤
@user-nl1ek3wc6f
@user-nl1ek3wc6f Ай бұрын
ዛ ኮፍ ኣባሃህላስ ሰሉ ኢኪ ዓልሚክዮም እዳ ዓረብ እኮ መሲልኩም😊😂😂እና ብሩክ ባሕቲ ይግበረልና ፁሩያተይ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Ай бұрын
ዋላ ኣነ ከምኡ ይብለኩ😂
@user-yr6ik8zg7v
@user-yr6ik8zg7v Ай бұрын
ዋላ ኣነ ይበልኩ😂
@slamh2481
@slamh2481 Ай бұрын
ፅቡቃተይ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ዞምአሕዋተይ ይፈትወኩም እየ ስሉዋይ ሓደራ ናይ ስብ ዘረባ ስሚዕኪ ብዛዕባ ሂወትኪ ሓዳርኪ ናብ ምድያ ኣይተምፅእዮ ስባት ልመስልና ኢና ንዛረብ ኩሉ ወዮ ኢና ንስኪ ግን ናይ ቤታ ጅግና ኩኒ ኩሉ ዝሓተታኪ ዝሓተቱኪ ኣይትመልሲ እቲ ክምለስ ልግቦኦ መልሲ ብቻ ካልእ ሸለል ኢልኪ ሕልፍዮ ግርህነት ሙሉእ እንየኪ ኩሉ ናብ ምድያ ኣይወፅእን ኩሉ ግዜ ይዕዘብኪ ሰለ ዝኮንኩ እየ እታ ለባም ስቤይቲ ቤታ ትሃንፅ እታ ዓሻ ስብይቲ ድማ ብገዛእ ኢዳ ቤታ ተፍርሶ ስለ ዝኮነ ተጥንቀቂ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@yaredwelday6792
@yaredwelday6792 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ ልበይ ዘረባ ሓፍተይ
@user-nw1jw1wt6j
@user-nw1jw1wt6j Ай бұрын
👌👌 ግልፅነት ስለ ትፈቱ እያ ግን ብሓቂ ንምድያ ክንዲዚ ገልፅካ ኩሉ ዘይምንጋር ግን ኣየድልን❤
@zaidkaiu4449
@zaidkaiu4449 Ай бұрын
ብሓቂ።❤
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Ай бұрын
ኣሰይይይይ ደስስስስ ክትብሉ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ሓዳርኩም ይባረክ ቴዴየይ ስራሕ ክብሪ እዩ አመጆካ😘😘😍😍❤❤❤❤❤
@senaytcheay-sw5dg
@senaytcheay-sw5dg Ай бұрын
ሰላመይ በተዓም ደኣስ ዘበል ኣብ ሱኣድ ደኣኽ ላምዱክዮ ሰልኡየ ክሸብቅ ኣቀራተብ ኩሉ ጠየ ክወሾ
@sarahbrhan5301
@sarahbrhan5301 Ай бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ፈጣሪ ሙቁራት 🎉🎉🎉🎉🎉🎉ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ መሐጎሲና ባሕቲ ሰነ ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu Ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኪ ሰሉዋይ መሐጎሲና ባሕቲ ይግበረልና ባሕቲ ሓጎስ ብሓቲ ሰላም ባሕቲ ፍቅሪ ባሕቲ ራህዋ ባሕቲ ሓሌት ይግበረልና ብስም ማርያም ድንግል ሳብስክራይብ ግበርለይ ዛከመንቶ ተንብቡ ዘለክም ብርካተይ ዝሓመመ ዝዕንግሉ ዝወፀ ዝረኣየሉ ዝዓረቀ ዝክደነሉ ናፍቶም ንፍትየም ንናፍቆም ስደትና ኣሕፅሩ ብሰላም የራክበና ምስ ስድራና 🥀👏🙏 ሸሕ ኣምልእኒ ግደፍ
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ዌልካም ምቁራት ፋሚሊ ዋው ገለ ዓይነት ንኹልና መሕጎስና ባሕቲ ይግበሮ ♥️♥️♥️👌 ቴድየ ሶልየ ሓዳርኩም ይባረክ ምቁራተይ 🙏♥️
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
ደምርኒ መዓረይ
@Mary-ot2pv
@Mary-ot2pv Ай бұрын
ባሕቲ ጥዕና ባሕቲ ሓጎሰ ይግበረልና ሰላተይ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-cl9gv2qr7w
@user-cl9gv2qr7w Ай бұрын
ፅሩያት ሓዳርኩም ይባርከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@safdvzxcx634
@safdvzxcx634 Ай бұрын
ሰሉዋይ ኩሉ ግዜ ደስ ኢኪ ትብልኒ ለማዓንቲ ግን የመና ደስ ትብሉ ስድራ ኮይንኩም❤❤
@Skjs-hj7cj
@Skjs-hj7cj Ай бұрын
Ati haftey zereba naseb aytzmei so soli jgna btaemi eye zfotweki edmen tenan yhabkum fetari attfeu❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@jastavms2119
@jastavms2119 Ай бұрын
እንኻዕ ደሓን መፃኩም ሰሉየይ ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራት❤❤❤❤
@user-lt5rm4vj2s
@user-lt5rm4vj2s Ай бұрын
ኣረ ደስ ክትብሉ ኮፍ ኣባሃህላኩም😅🥰🥰🥰🥰🥰ቴድውን እካዕ ብስላም መፃእካ🥰🥰🥰🥰🥰
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፅሩያተይ❤🎉
@AsAs-wz8cv
@AsAs-wz8cv Ай бұрын
የሓመቅካይ ዝሓወይ ፅቡቅ ኣለኻ ሰሉዋይ ለ ኹልኹም ዝፈትወኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mili6964
@mili6964 Ай бұрын
ደስ ክትብሉ ኣነስ ጎሮቤት ክፎቲ ማዓት እየ መምህር ትምፃእ❤
@user-fp4ly2tg6y
@user-fp4ly2tg6y Ай бұрын
ደስ በሃሊ ሰሉዋይ ፅቡቅ ባሕቲ ይኹነልና
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Ай бұрын
እንካዐ ሰላም መፀአኪ ሰሉዊተይ ፈተውቲ ሰሉ @ቴዲ ብስም ዞሞ ፍቁራት ሳብስክራይብ ግበሩለይ መሕጎሲና ባሕቲ ይግበሮ ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስልና እግዚአብሔር አምላክ እሕዋተይ❤❤
@SalmSalm-oe9fx
@SalmSalm-oe9fx Ай бұрын
እሺ
@weynigaltegray8987
@weynigaltegray8987 Ай бұрын
ዉይ ሰምሃል ሓፍተይ ጋል ሓፍተባይ ፅሪቲ ሰሉዎይ ምቁራት ብሩክ ባሕቲ ይግበረልክሙ❤
@Ngsti518
@Ngsti518 Ай бұрын
ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉዋይ ተዲዋይ ክፈትወኩም ❤ኣሜን ሰናይ ባሕቲ🎉❤
@user-tr7dg3uz8o
@user-tr7dg3uz8o Ай бұрын
ብሩክ ባሕቲ ይግበረልና እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ቴዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ❤🥰
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube Ай бұрын
ባሕቲ ጥዕና ባሕቲ ሓጎስ ይግበረልና ቡሩካተይ ደስ ክትብሉ🍀💕💕💕💕
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@668-tj6oz
@668-tj6oz Ай бұрын
ባሕቲ ጥዕና ባሕቲ ሓጉስ ይግበረልኩም ❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu Ай бұрын
ኣሜን ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o Ай бұрын
ፅብቅተይ
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x Ай бұрын
ኣሰይይይ ደስ ክትብሉ ፅርያተይ ናተይ ሓደርኩም ይባረክ ❤❤❤
@user-dc6hg7lt4g
@user-dc6hg7lt4g Ай бұрын
ጓል ሓተባኣ ፅሪተይ ብጣዕሚ ናፍቀያ ሰምሃለይ 💕💕💕❤️❤️❤️
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
ሰሉ የመና እኳ ትከናኸነካ አላ አብዘይየእተወክን አይተእትዋ ኢድድክን በልየን
@Meme-kk4wg
@Meme-kk4wg 23 күн бұрын
ዕዲመን ጥዕናን ናኣኹም ሰሉየይ ምሰ መምህር ሰምሃል እባ ኣራኪብኒ
@hareyatbebe
@hareyatbebe Ай бұрын
ቴዲየ ሰሉየይ ሓዳርኩም ይባረክ ቡሉፃተይ ኣብ ሓዳር ካኣ ልውልድካ ገለ ስለ ትሓስብ ምሕማቅ ዘሎ እዩ ጥዕና ብቻ❤🙏
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th Ай бұрын
ደስ ብሃልፅቡቅ ባሕቲ ይግበረሉኹም ዩኡኣስ ከናበይ ሰድዱኩሞ ዳኣ ክብል እናበልኩስ ድበርያ ብዘይ ኣፊምይ ዩኣስን ዝኮነ ነገር ኣይበላም ምጭዋተይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-qi2vk7wd3q
@user-qi2vk7wd3q Ай бұрын
ደሰ በሃሊ ሰሉዋይ ፅቡቅ ባሕቲ ይኹነልና❤❤❤❤👏👏🙏🥀
@user-lr7lh1nj3j
@user-lr7lh1nj3j Ай бұрын
መሐጎሲትና ባሕቲ ይግረልና ሙቁራተይ ሓዳርኩም ይባረክ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@lilihafithalofom270
@lilihafithalofom270 Ай бұрын
ሓደሓደ ዘለዎ ዘይ እትወን ዝሕፋ ፀላኡኩ😮 ሽኮራት እኹም ኣሕዋተይ♥️♥️♥️
@amanithupia1201
@amanithupia1201 Ай бұрын
ኣይሓመካን ማዓረይ ፅቡቅ ኣለካ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤
@user-uq6wq5nn8g
@user-uq6wq5nn8g Ай бұрын
ደስ ባሃልቲ ኢኹም ግን ኣልኩሆል ኣብቅድሚ ወድኹም እንተዘይትጥቀሙ ግርም ነይሩ ኣሓተይ❤
@user-uh2hm2tv8m
@user-uh2hm2tv8m Ай бұрын
ወይይ መምህረይ እያ ነይሪ ሰሉዋይ ብዝኾነ ቡሩክ ባሕቲ ይግበረሉኩም❤❤❤
@user-rj9er5jh5q
@user-rj9er5jh5q Ай бұрын
ኣጉላዕ ድዩ
@user-uh2hm2tv8m
@user-uh2hm2tv8m Ай бұрын
@@user-rj9er5jh5q ፅጌረዳ እያ ትምህረኒ ነይሪ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሰላም ሰላም ሰሊቲይ ናተይ እንኳዕ ሰላም መፃኹም ብርክ ብሕቲ ይግብረልና ፈጣሪ ሰላምን ፍቅርን ንወዲ ሰብ❤❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
አረ ፅቡቅ አለካ ማዓረይ ቅንአን እየን እምበር❤ይመችኩም❤❤
@TsadiFikrrr
@TsadiFikrrr Ай бұрын
ዋውውውውውው ስማሃል ሸኮርና ዕባይ ገራዓልታ ስሉየይ ሙቁራተይ ❤❤❤❤❤💋💋💋💝💝💝💝💝💝♥️♥️♥️💞💞💞💞
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish Ай бұрын
ብርክ ባሕቲ ይግበረልና ደሞ ሓዳርኩም ይባረክ🙏🙏🙏🙏🙏
@user-yi9qs6vt7e
@user-yi9qs6vt7e 22 күн бұрын
ፍቅርኩም የብዘሐይ ዞም አሕዋተይ❤❤ ብርክ ባሕቲ ይግበረልኩም🎉🎉❤❤❤
@galtigray2496
@galtigray2496 Ай бұрын
ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባረክ ፅቡቃተይ ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@Awet355
@Awet355 Ай бұрын
መምህር ሰምሃል ትምፃአ ❤️
@user-jb4po4mr9u
@user-jb4po4mr9u Ай бұрын
Amen ሰልየ
@abrehethabu2806
@abrehethabu2806 Ай бұрын
Aseyyy shikorinatattt ahwatey edmen tienan yhabkum fetari 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🖐🖐🖐🖐🖐🖐🖐🖐🖐🖐👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💖💖💖💖👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🖐🖐🎂
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q Ай бұрын
ብርካተይ ተድይ ሰለ ዝርኣክካ ድሰ እልኒ ሰሉዋይ ማዓረይ
@SALMANALHARRIS
@SALMANALHARRIS Ай бұрын
amen ሰልየ
@user-rb7yu5bv2l
@user-rb7yu5bv2l Ай бұрын
ፅብቃት
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm Ай бұрын
ኣታ ዓደና ውን ናብ ዓዲዓርባ ተቅዮሩ ከመይኣለኩም ኣኩም ክፍ ኣለኩም ዘለኩም ሞቱኩ ሳሓቃ😃🤣ሶ ይምቸኩም በሉ❤❤
@user-kp9vc6uh9c
@user-kp9vc6uh9c Ай бұрын
ተቀይርወ😁❤️👑
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 Ай бұрын
እወ ጎለይ ዋላ ገዛናሲ ፎቶ ሰዲደሙለይሲ ከምዚ ኢለሞ እታይ ኮይኑኩም ከምዚ ኢለኩም ኮፈ ኢለኩም ኢለዮምሲ ከምዚ እዩ ሙችው ኢለሙኒ ዶ ኢለዮም 😁😁✌️
@rahelestif2112
@rahelestif2112 Ай бұрын
ሙቐት ስለ ዝኾነ አዳመይ ኩላ አብ መሬት እያ ጃዕ ኢላ ትውዕል 😂😂😂
@user-or5so7vx3g
@user-or5so7vx3g Ай бұрын
ባሕቲ ሓጎስ ባሕቲ ሰላም ይግበረልና ምቁራተይ ❤❤❤❤💞💞
@user-lp4zd3jg1u
@user-lp4zd3jg1u Ай бұрын
ወይለይ መምህርና ሰላም በልልና ሰሉየ መዓረይ❤❤❤❤❤
@MmMm-ni3ey
@MmMm-ni3ey Ай бұрын
ፁቡቃተይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ፈጣሪ ፍትዋተይ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይ ግብረለይ❤❤❤❤
@metselaleberhe2297
@metselaleberhe2297 Ай бұрын
Long life to you and your beautiful family keep up the amazing life ❤❤❤❤❤❤
@mebrihitkidanu9362
@mebrihitkidanu9362 Ай бұрын
ቡሩክ ባሕቲ ይግበረና🙏🙏🙏
@mesi-wn7mx
@mesi-wn7mx Ай бұрын
Semhaley marey yene nafkot sewdesh eko🥰🥰🥰
@letshy
@letshy Ай бұрын
ብሩኽ ባሕቲ ኣሕዋተይ❤💛🙏
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
አሜን ሰሉዬዬዬ❤❤❤
@user-ek4jc3ty4f
@user-ek4jc3ty4f Ай бұрын
ቡሩክ ባሕቲ ኣሕዋተይ ግን ንፍቅ ናበል ናኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-rj9er5jh5q
@user-rj9er5jh5q Ай бұрын
ዉይ መምህረይ 10 ክፍሊ English ምሂራትኒ ብጣዕሚ ልፎትያ መምህረይ
@sagguksa1200
@sagguksa1200 Ай бұрын
ሰሉዋይ ናይ ሰብ ዘረባ ከይትስሚዒ ❤ ሰብ እንታይ ዘይብል ❤🎉❤❤❤❤
@ራየተይት
@ራየተይት Ай бұрын
ፅብቅት❤
@user-rw9xr4wd5i
@user-rw9xr4wd5i Ай бұрын
Memhrey maarey ayaregetn ka kema ela eya zela kdmi 10 amet memhrey zneberet eya ❤❤❤
@user-fd5us2oi5q
@user-fd5us2oi5q Ай бұрын
ኣሜንንንንንን
@user-im7pc5zg4y
@user-im7pc5zg4y Ай бұрын
❤ቴዲ ብንእሹተዩ እየ ዝፈልጦ ኣብ ከምዚ ምብፅሑ ደስ ኢለነ ኣሎ❤❤❤🎉🎉🎉ሰሉዋይ
@AsuLovedmiringPegasus-lp4jt
@AsuLovedmiringPegasus-lp4jt Ай бұрын
መምህር ሰምሃል ኣብ ከተማ ኣጉላዕ ትምህርና ነይራ&2010 2011 ናይ Enigish መምህር ነይራ❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤❤
@user-xe2gj1lt8k
@user-xe2gj1lt8k Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@rroshan6975
@rroshan6975 Ай бұрын
ዓዲ ዓረብ ዘለኩም መስልኩም ❤❤❤ሱሉየ ❤❤
@gualtigray3262
@gualtigray3262 16 күн бұрын
Memhir semhal ❤️❤️ tirhas gual medebay Selam elatki belely
@user-ju8ys9uc4h
@user-ju8ys9uc4h Ай бұрын
ስልዋይ ፍቅር♥️♥️♥️♥️♥️♥️😒♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️😒ይመችኩም ምስ ስበኣይኪ♥️♥️♥️♥️
@tillybaby5110
@tillybaby5110 Ай бұрын
ሓዳርኩም ይባረከ ሰሉዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@rroshan6975
@rroshan6975 Ай бұрын
ብሩክ ባሕቲ ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤ሓዳርኩም ይባርክ ❤❤❤
@user-ne2rs9ix1k
@user-ne2rs9ix1k Ай бұрын
Des ktblu hadarkum ybarek naaeki yemslena
@rsjv415
@rsjv415 Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፅካ ቴዲ ሓወይ ፅብቅ አለካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Ай бұрын
ብጣዓሚ ደስ ይብል ኣሜን ንኩላትና 🙏❤
@user-iq1xu6hr1n
@user-iq1xu6hr1n Ай бұрын
አሜን🙏🙏
@user-sd8bw7jx7u
@user-sd8bw7jx7u Ай бұрын
የሓመቅኻይ ቴድየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹሙ❤❤❤❤🥰🥰🥰😊
@SleepyApron-cs2dx
@SleepyApron-cs2dx Ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ♥️♥️እና ሐዚ ውን እንዳ ሹሻ ዘለኩም ኢኩም ትመስሉ 😂😂😂😅
@DdMm-vh4ne
@DdMm-vh4ne Ай бұрын
ፅቡቅ እዩ ፅቡቅ ባሓት ይግበረልኩም❤😊😊😊😊😊😊😊
@lidyatadele5345
@lidyatadele5345 Ай бұрын
ፅቡቃተይ ❤❤❤❤❤
@user-nw1jw1wt6j
@user-nw1jw1wt6j Ай бұрын
መ.ር ሰምሃል ትምፀአና 🥰🥰❤❤
@user-di6nh4wi3f
@user-di6nh4wi3f Ай бұрын
ቡሩኩ ባሕት❤❤❤❤❤
@ssll7812
@ssll7812 Ай бұрын
ቴዲ እንኳዕ ብሰላም መፃእካና ብዝኮነ ሰለ ሰብ ኣይትገደሱ ኣብ ሓዳርኩም ባዕሉኩም ኣለክምዎ ሶ ቡሩክ ባሕቲ🎉❤❤
@brtukan21tibkg
@brtukan21tibkg Ай бұрын
ባሕቲ ጥዕና ባሕቲሓጎስ ይግበረልና ብሩካተይ ኣብሰደት ዘለና ውን ስደትና ኣሕፂሩ ከምዚ ኣብ ገዛና ነክብረሉ ግዘ የምፀአልና ሶ ደስብሃሊቲ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓደ ሓደ ግዘ ከምዘይ ኢልኩም ምፁና❤❤❤
@user-qj7gd6le1b
@user-qj7gd6le1b Ай бұрын
ሰሊተይ ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዋ ኒተዲ ብዓል ብየትኪ ፕራንክ ግበርዮ
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 122 М.
ይሄ ሁሉ ሴራ ግን ለምን??😭😭😭😭😭
15:39
Emebet Kassa
Рет қаралды 13 М.
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:25