ጸብጻብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ህግደፍ ድሕሪ ውዕል ፕሪቶርያ | Yikealo Tv

  Рет қаралды 19,091

Yikealo ይከኣሎ TV

Yikealo ይከኣሎ TV

7 күн бұрын

Yikealo Tv

Пікірлер: 94
@merhawitekie8850
@merhawitekie8850 5 күн бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ይካኣሎ ሓዉና የቐንየልና ከንቲባ ናይ መጻኢት ደቀምሓረ 🩵🩵🩵
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 5 күн бұрын
ህግደፍ ቀታሊ ብሕጊ ዘይ ምእዘዝ ናይ ጨካ ስረዓት
@merry7267
@merry7267 5 күн бұрын
Thank you ykealo 💙 💙💙💙💙💙💪💪💪
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 5 күн бұрын
Jgna zhawey Admentanan yhabka fetari ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉Thanks may brother
@user-bw2dy1di8w
@user-bw2dy1di8w 10 сағат бұрын
Thanks yaki wedi meley 💙💙💙💙
@user-zt6up2cg1v
@user-zt6up2cg1v 5 күн бұрын
ጽብቅ መደብ ያኪ
@user-bm4yd6sx6g
@user-bm4yd6sx6g 5 күн бұрын
ጽቡቅ መደብ ይካኣሎ ጅግና❤❤❤❤
@medhintecruray1307
@medhintecruray1307 5 күн бұрын
Well done Yikealo hawina You did an amazing job God bless you its really depressing to hear whats going on in eritrea and with eritrean people they should work together to get ride of the evil system poor eritrea Thank you Yikealo 🙏🙏💙💙💙
@abrahamtesfai6597
@abrahamtesfai6597 5 күн бұрын
ደንቆሮን ደደብን ኢኻ። ዓባቅ። I don't like stupid people.
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 5 күн бұрын
Thank you ykealo tv ❤❤❤❤
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 5 күн бұрын
Mzrab trah endom konom zeyhguzuna gida zeygzhufuluna
@user-oy1sw1dh1u
@user-oy1sw1dh1u 5 күн бұрын
Yiki hawey ❤
@user-vu5cc8fv5w
@user-vu5cc8fv5w 5 күн бұрын
Thank ykalo
@shamram6200
@shamram6200 5 күн бұрын
Straight to the point 👈 good job yikealo.
@SamsomAbreham
@SamsomAbreham 5 күн бұрын
Well come yeki jigna my lovely chanell so i proud you❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@demozabraha4541
@demozabraha4541 5 күн бұрын
Thanks For hard work to find and serve the truth
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 5 күн бұрын
Welcome Yikealo tv
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 5 күн бұрын
ጹብቅ ስራሕ የቅንየልና ቀጽሎ ይክኣሎ ብሩክ።
@mebrahtombarak666
@mebrahtombarak666 5 күн бұрын
ይካአሎ መምህር ናይ ህዝቢ ቀጽሎ ...........🎉❤ ዝአርከይ
@jonifili3992
@jonifili3992 5 күн бұрын
💙💙💙💙
@ExzsafGRAZMINARIS
@ExzsafGRAZMINARIS 5 күн бұрын
Bela yaki hawey💙💙💙🎈
@fretatesfay343
@fretatesfay343 5 күн бұрын
ዪካአሉ ሐወይ ቀጽሉ ጥራይ ጹቡቅ ትሰርህ አለካ አጁና ጥራይ ኢዚኢዩ ደድሊ ዘሉ 🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏
@user-qn3qx5pf4k
@user-qn3qx5pf4k 4 күн бұрын
Well come brother yikealo
@berekethaile6493
@berekethaile6493 5 күн бұрын
thankes dear berather yekalo keep it up💙💙💙💙
@Fili_brgidawi
@Fili_brgidawi 5 күн бұрын
Thank you ykaelo 🎉🎉🎉🎉👉💙🌿✊✊✊💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👉🌿💙💙💙
@MarabanaMarabana-v4l
@MarabanaMarabana-v4l 5 күн бұрын
ይካአሎ ጀግና
@1990selina
@1990selina 5 күн бұрын
Thanks 💙💙💙💙
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 5 күн бұрын
You did well yjkealo.
@AndyiNuguse-mg1zx
@AndyiNuguse-mg1zx 5 күн бұрын
Well done dear brother 👌👍💯✅️👌👍💯✅️💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@erm3806
@erm3806 5 күн бұрын
Thank you z wedey edemen tenan yehabka fetari 💙🌿🌾💙🌿🌾💙🌿🌾💙🙏
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 5 күн бұрын
Yekalo tv is good
@sakaeyamoabo6297
@sakaeyamoabo6297 5 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@SamiGeri
@SamiGeri 5 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙
@almazmehari4160
@almazmehari4160 5 күн бұрын
Thanks br agelalxa
@haneber7369
@haneber7369 5 күн бұрын
🆓💙Blue(ሰል✍️ጠነ) Revolution✊💙🆓
@MarabanaMarabana-v4l
@MarabanaMarabana-v4l 5 күн бұрын
ቤተሰብ ግበሩኒ
@samuelsegid796
@samuelsegid796 5 күн бұрын
That's reallyty the fact Eritrean in darkness we need world Help Help to sad setwetion .
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 5 күн бұрын
💙💚💙
@yorusamare3986
@yorusamare3986 5 күн бұрын
Good job yekalo
@menkemadexewar
@menkemadexewar 5 күн бұрын
🎉🎉
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 5 күн бұрын
Thank u.
@membereyemane683
@membereyemane683 5 күн бұрын
💙💙💙🌿💙💙💙🌿💙💙💙🌿
@habtomkfle570
@habtomkfle570 5 күн бұрын
💙🌿🌿Xbuq habereta ykalo hawey🐅🎤
@user-vu5cc8fv5w
@user-vu5cc8fv5w 5 күн бұрын
Selam ❤
@solomontadese7918
@solomontadese7918 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@olgaberhane9530
@olgaberhane9530 5 күн бұрын
We love love you ❤❤❤
@michaelatekle6073
@michaelatekle6073 5 күн бұрын
💙💙💙🌿💙💙💙
@shikorskorina1198
@shikorskorina1198 5 күн бұрын
💙💙💙
@user-in2ew7qu6z
@user-in2ew7qu6z 5 күн бұрын
Kexil tray
@AwetKahsu-ry8xs
@AwetKahsu-ry8xs 5 күн бұрын
NICE WORK BRO !!
@KdusGebrial
@KdusGebrial 5 күн бұрын
❤❤❤
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 4 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@letebrhantesfasillase576
@letebrhantesfasillase576 5 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@wedieri8264
@wedieri8264 5 күн бұрын
💙💙💙💙💙
@matimaletmati2449
@matimaletmati2449 5 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 5 күн бұрын
I like your program in general. It would be great if you could change the intro to avoid the unnecessary throat stress sound of the singer.
@gm5215
@gm5215 5 күн бұрын
አነ ብዛዕባ ዞም ጥሪት ህግደፍ አየገርመንን ምኽንያቱ መሰል ንነብሱ ዘይሐተተ ብዛዕባ ካልኦት ክሓስብ ወይ ክጣበቕ ዘይሕሰብ ዩ ደገፍቲ ወይ ዘመናዊ አጸዋውዓ ጥሪት ንበሎም እምበዕዕዕዕዕዕዕዕዕዕዕ አይትገድስሎም
@konjithagos7591
@konjithagos7591 5 күн бұрын
Selam ykalo hewey selamtaka yitiaem yekenyelna nufue bitaemi nemesigineka
@ghirmaygebrelibanos8429
@ghirmaygebrelibanos8429 5 күн бұрын
Nayzom pente eu ymesleny? Wala nska keman rispect yeblun azerarbaka.
@almazmehari4160
@almazmehari4160 5 күн бұрын
💙🙏💞💙💖💙
@danielnema7154
@danielnema7154 4 күн бұрын
ሰላም ዝሓወይ፡ ኣብታ ናይ ስፖርት ጥራይ እንተትነጥፍ ምሓሸትካ። እዚ ፖለቲካ ጠቕሚ የብሉን ሓደራ።
@samiraboehm2381
@samiraboehm2381 5 күн бұрын
🙏🌹🇨🇭
@TrhasTesfay-zo9om
@TrhasTesfay-zo9om 5 күн бұрын
ኣነ እኮ ዝገርመኒ ሰብ ብዛዕባ ሃገርና ሓቂ እና ተዛረቡ። ባረዩ ግን ጽባሕ ይወግሕ ይኩን።
@meuzhailu8621
@meuzhailu8621 5 күн бұрын
Like like like 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀👍
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 5 күн бұрын
Good on you yikealo for doing good job 💙💙💙💙💙
@MarabanaMarabana-v4l
@MarabanaMarabana-v4l 5 күн бұрын
ነይ ይካአሎ ተከታተልቲ ብሱም ቅድስቲ ድንግል ማሪያም ቤተሰብ ግበሩኒ
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 5 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🩵🌿🩵🌿🩵🌿🌹🌹✌️✌️
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 5 күн бұрын
እዚ ጋሃፍ ሕዝቢ እዚ ስድራቤትና ን24 ዓመት ተአሲሮም እበይ እለው እይተባሃሎን ስጋብ ሒጂ ሐቲትና ብዛዕባ ሐለዎቶም ዝተዎሃብናዮ መልሲ ዝህቡና መልሲ የልቦን ሕጂግን ስድራቤትና ብሂወቶም ዘለው ኮይኑ ኽማን እይስማዕናን እዩ ።እታ ሳዕስዒ ሕዝቢ መስጣ ስድራቤትና የውርደልካ ጥራህ እየ ዝብል። መዎዕሎም ተጋዲሎም መፀዮም Reform ስል ዝሃተቱ 24 ዓመት ተዓሲሮም ከምዚ ዓይነት ጨምላቅ መንግስቲ ትራእዩ እይፍልጥን።
@SamiLondon
@SamiLondon 5 күн бұрын
ኣጆኻ ዓርኩ ።ዘይህዝቢ ደኣ መን ኣብዚ ኣብጺሕዎ።ገለ ክነብዕ ገለ ከኣ ከጥቅዕ እንድዩ ኣብዚ ኣብጺሕዎ ዘሎ።
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 5 күн бұрын
Lali dkone megadltomn mesarhtomn zneberun eyom telimom zbl eane Gn kea wala biateseb esurat abzi kalsi ealewu endyom gn kab hgdef Weyane yxeleu eane kab zraekwom klom zeykkenu ykelu eyom
@PeterPetros-tw9gg
@PeterPetros-tw9gg 5 күн бұрын
Nayzom pente
@NatuHenok
@NatuHenok 5 күн бұрын
ኣታ ጠፊዎም ዶ ከነሩ ፡ኮሙ ስለ ዝፈትዉ አንበር ብዝኮነ thank u bruk
@SamiLondon
@SamiLondon 5 күн бұрын
ካባና ንላዕሊ ኣጸቢቖም እዮም ዝፈልጡ።ስለምንታይ ብመልክዕ ኣኼባ እቲ ጉድ ናይዚ ማፍያ ስርዓት ይገናጽልዎ ኣለዉ እንተኢልና፡እዛ ከምድሌቶም ዘሽከርክርዋ ጎረቤትና ካብኢዶም ስለ ዝኾነ ቀለቦም ግበሩ ዝተባህሉ እዮም ዝገብሩ።ስለ ዝኾነ ጉዳይ ኢትዮፕያዉያን ጆሃር በል ናይ ኣምሓራ ሊሂቃናት ኩሎም ኣብ ሓደ ክመጹ ዕርቅታት ይገብሩ ኣለዉ።ቀጺሎም ምስ ሶማሊያ ኩሎም ሽግሮም ኣደቂሶም ፡ንኣቢ ብድሕሪት ዝወግእ ከይህሉ ምስ ኣረጋግኡ ቀጻሊ ፕላን ናብ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነ ናብ ባሕሪ ኣይኮነ ትኽ ኢሎም ናብ ስርዓት ዘይብሉ ዕልዋ መንግስቲ እዮም ክገብሩ።ነዚ ከኣ ኣይኮነን ንኢሰያስ ንወያነ ከማን ኣገልጊሎም ኣገልጊሎም ክእለዩ ምስ ተደልየ ንኣቢይ ህዝቢ ዘይፈልጦ እዮም ንኦሮሞ መሪጾም ኮፍ ኣቢሎሞ።ኣብ ዓለም ቁጠባ ማዕረ ክንደይ ወሳኒ ምዃኑ ናይ ዘበናት ደፍሪ ስኢኑ ዝንበረ ወያነ ከመይ ጌሮም ኣብ ሓደ ቦታ ወሲኖሞ ኣዝዩ እዩ ዝገርም።ኣብ ድኻታት ሃገራት ድሮናትን ኣጽዋራቶምን ኣብጺሖም ምስ መን ትዋጋእ ኣለኻ ፍሉጥ ነገር እዩ።ጉዳይ ሻዕብያ ዉን ልክዕ ከም ናይ ሕዉሓት ኣወዳድቃ ቅርጻ ትሕዝ ኣላ።ከመይ ኣብዚ ግዜ እዚ ስደተኛ ምቅባል ስደተኛ ብብዝሒ ዝወጸን ሃገራት ተጸኒዖም ሓደ ካብኣቶም ንሕና መወዳድርቲ ዘይብሉ ኢና ።ነዚ ኣልዮም ንሶም ዝእዝዝዎ ክተኽሉ ግድን እዩ።ደቅ ዓደይ እዚ የርብሓና ዶ እንተኢልና ፡ነብሰይ ወኪለ ሓሳበይ ከቀምጥ ፡ፍጹም ኣይጠቅሙናን እዮም።ልዕሊ እቲ ዝኣልዩልና ሽግር ሪኢናዮ ሰሚዕናዮ ዘይንፈልጥ ግብረሰዶም ምጥፋእ ቆልዓ ማሕበር ሸይጣን ኣምለኽቲ ከስፋሕፍሕ ኣድባራት ቤተክርስቲያናት መስጊዳት ኩሎም ክበርሱ ታሪኾም ክሕከኽ ወድ ሰብ ዓይኑን ልቡን ኣብ ኢንተርነት ክሕጸር እዚታት ናትና ኢልና ንቀበሎ።ኣብዚ እዚ ምስ ኩሎም ክልላት ዝገብሮ ዘሎ ዕርቂ ድሕሪ ነዚ ናትና ምእላይ ከምዛ ዘለዉዋ ኣብ ኤርትራን ኢትዮፕያን ክቅጽል እዩ።ከመይ ኣብ ዕግርግር እዮም ድኹማት ሃገራትን ተጸበይትን ኣምለኽቲ ናታቶምን ዝረኽብወን ነተን ሃገራት ከምቲ ናቶም ድሌት ክኸዳ ።ኣብ ዓለም ዳርጋ እዚ ናይ ረሻ ዉግእ ናይ ሶርያ ኩሉ ኣጀንዳ ናይ ኢሉምናቲ ዕንቅፋት ዝኾና ሃገራት ኣቀዲምካ ድኹማት ምግባር እዩ።ብፍላይ ኣብዚ ግዜ እዚ ማይክሮ ቺፕ ፕሮሶሱ ወዲኡ ክጅምር እዮም ዝደልዩ ዘለዉ።ካሽ ገንዘብ ብዝተኻእለ ዓቅሞም ከትርፍዎ ይጎዩ እዮም ዘለዉ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንት ሮበት ኩሉ ይጎጉ ኣለዉ።እዚ ጉልበት ወድ ሰብ ሰራሕተኛ ስለ ዝተሳእነ ኣይኮነን።ብዝሒ ወድ ሰብ ቀኒሶም ቀኒሶም ሰሪሑ ዘይደክም ገንዘብ ዘይክፈል ዝሃብዎ ኣፕ ጽዒኖም ዘስርሕዎ ሓደ ሰብ ኮፍ ኢሉ ብ100 ሰራሕተኛ ዝስራሕ ብሓደ ክሰርሖ ከምዝኽእል ብዓቢኡ ከኣ ጥንታዉያን ሃይማኖታት ቀንዲ ክጠፍኣ ኣለዎን ዝብል ኣጀንዳ ካብ ሙስሊም ይኹን ኣብ ክርስቲያን ንሶም ኣየድልዮምን እዩ።ንሶም ዝደልይዎ ሰብ መሪጾም መልክዕን ጾታን ኣብ ማሽን ከፍርይዎ ከምዝኽእሉ ድሮ ክዉለዱ ዝተቀረቡ ኣማኢት ቆልዑ ሪኢና ኣለና ።ኢሰያስ ብትኽክል ንሶም ዝደልይዎ ኣካይዳ እዩ ጸኒሑ።ኣብ ሽምግልንኡ ሕጂ ነዚ ክገብሩ ሕሳቦም ንባዕሉ ኩሉ ብፕላን ዝገብርዎ ይመስል።ኣብ መወዳእታ ካብዚ ዝኸፍእ ጸላኢ ኣይክህሉን እዩ እደለ ክንብል ዉን ንደፍር።ወያነ ምስ ተሰጎገ ዝቡሓት ኢትዮኦያዉያን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዘሊሎም ሕጂ ኸኣ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ማይጮሎት ዉጽእ ኢሉ ሰብ ክገይሽ ኣብዘይክእለሉ ደረጃ በጺሑ።ዉጽኢት እዚኦም ኢዶም ዝኣትዉዋ ኣዝዩ ክኸብድ እዩ ደቅ ዓደይ ኣበይ ከይሓልፈልና።ንሶም ዝደልይዎ ምስ ዘይከይድ ከኣ እታ ሃገር ኩሉ ግዜ ኣብ ዕግርግር ትነብር ንሶም ንሓደ ማሕበረሰብ የዕጥቅዎ ኣብ ዉሽጥኻ ነንሕድሕድካ እንዳተዋዳእካ ትነብር።ኣብዚ ቁሩብ ተስፋ ንገብሮ እንተሊዩ ምናልባይ ህዝብና ብዙሕ ጸበባ ስለ ዘሕለፈ ኣብ ዉሽጡ ይጸዋወር ዶ ይኸዉን እሞ ጥራይ ይእለዩልና እንበር ሰሚርና ንነብር ዶ ንኸዉን ኣብዚ ዘሎ ህዝቢ መርኣያ ናይ ዉሽጢ እንድዩ ይባላዕ ይኸዉን እንበር ።ኣብ ዘይምስምማዕ ከኣ ቀንዲ ዝከስበና ኣቢይ ኣሕመድ እዩ፡ጠቅሊሉ ናብ ኢትዮኦያ ትመሓደር ኢሉ ባሕሪ ዘለዋ ሃገር ኣብ ግዚኡ ክፈጥር ታሪኽ ኮይኑ ክዝከር ክነብር ድሌታቱ ሪኢና ኢና።ኣይኮነን ትግራይ ክትግንጸል ዝተገንጸለት ኤርትራ ክነምልሳ ኢና ክብል ሰሚዕና ኢና።ህዝቢ ኢትዮፕያ ካብዚ ዘለዎ ምቅታል ባሕሪ ክነምልስ ምስ ዝብሎም ሽዑ ደፍፊ ከዉጽኡ እዮም ንኣባይ እኳ ሽሕን ሚእትን ዝደረፉ ባሕሪ ሰሚዖም ዉግእ ክገብር ኮሎ ግባ በለዉ እንዳበሉ ኩሎም ዓሰብ ክዓልቡ እዮም።ባህርያት ጎረቤትና ካብ ንፈልጦም እዩ እዚ ።ስለዚ ንዓና ኩሉ ወዮ እኳ እንተኾነ ንሻዕብያ ዝኣሊ ግን ከብድና እምኒ የእቲና ይእተዉ ይእለዩልና ኩሉ ሓደ እዩ ።ሽዑ ኸኣ ንርእዮ።
@user-in2ew7qu6z
@user-in2ew7qu6z 5 күн бұрын
Bini rikayodo 😅😅😅
@weldehiwetmeharinaizghi799
@weldehiwetmeharinaizghi799 5 күн бұрын
ኣፈጨለ፡ መጀመርያ ናይ'ቶም ምሳኻ ዘለዉ መሰል ኣኽብር።ወይስ ኣንብብ ኢኻ ተባሂልካ
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 5 күн бұрын
ወደተን ካብዝን ፍርንጭት ናይዚ ርሳሕ ምራሒ ዝፍትዎ ዶ ትኽውን እታ ትኻን ማዓኮር።
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 5 күн бұрын
Mskinay Ab dege zelo dea klu hluw endyu meselu ab wushiti hager zelo eyu shiagr keynu zelo 😢
@samuelhaile7452
@samuelhaile7452 5 күн бұрын
Kkkk America dya human rights teble zela kkkkk xemam zkone seb atyom Ka Libya Iraq Sudan entay geromen ke qurub yerayeka do
@tesfitgerye-ok9fc
@tesfitgerye-ok9fc 5 күн бұрын
🤮🤮🤮🤮
@Massawa90com
@Massawa90com 5 күн бұрын
Abziaa zelo wedi ka a 😂😂😂😂 zeyakmka do aytzareb ,Eske nay Bini Amxalna kemu eu Formaka😂😂😂
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 5 күн бұрын
Mskinay nay Bini enay ygebrelka kab nay hzbna zelewwo halewat si nay Bini Awet yegedseka paw 😢
@Massawa90com
@Massawa90com 5 күн бұрын
@@fekarwedifekarat Antum Sebat Hangol gberu Hiwetkum Mrhu nay manm Gohafffffff mexaweti aytkunu :: Ane dhri srah iye dahay Sport entay alo gele ile Hasess zbl :: Ezi Hawuna ka a Politika resah eu Hanti geben zeyblu khtetelu ka a xbuk aykonen ::
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 4 күн бұрын
@@Massawa90comመን እዩ ክሓቶ ሰብ ግዳ ደይንከዉን ሰበይ ከምዛ ንስካ ካብ ስራሕ ኣቲካ ኣብ ትርፊ ግዜካ ትዛናጋዕ ዘለካ ኣብ ሃገርና ከምኡ ክከዉን ዓቅምካ ዘይትሰርሕ ግዳ ። ስራሕ ከኣ ኩላትና ኢና ንሰርሕ ከምዚ ንሕና ረኪብናዮ ዘለና ሲ የሕዋትና ክረክብዎ እዩ ድሌትና ሕሰቦ ኣነ ንሓወይ $34 ሽሕ ከፊለ business ናይ መርዓ ይገብረሉ ኣለኩ ቀሪቡ ኣሎ , ንሱ ከይ ኣክል ወዲ ሓበቦይ ወተሃደር ኔሩ ወጼ ለንቀነ ተጋሩ ኣሽሓት ኣክፊሎምና , ሕጂ ከኣ ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣኮይ መጺኡ ኣሎ ኣሽሓት ኢሎምና ኣለዉ ተጋሩ ። በዚ እዉን ዘብቅዕ ኣይኮነን ንእሽተይ ሓወይ ቅወጽእ እየ እዩ ዝብል ሓዉና ክኣትወሉ እሞ ክወጽእ እዩ ድሌቱ ከምዚ ኢልካ ስጋብ ምዓስ እዩ ደቆሞይ ካብ 9 ትንፋስ እቶም ሸሞንተ ወጼም እዚስ ጽንተት እዩ ሰበይ ብከመይ ኢኩም ትድግፍዎ ዘለኩም እንድዒ 🤔።
@binyamkahsay619
@binyamkahsay619 5 күн бұрын
እንታይ ሞ ይምልከቶ ሓሰውቲ ኣያታትኩም ዲዮም እቶም ትብሎም ዘለኻ
@user-ei4sg9vg9w
@user-ei4sg9vg9w 5 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 Enkilalo HEGDEF Ketebel Cheguri Meakorka Ketsheyeb ika. Nekae Meakor.
@user-kl3pp2bm1h
@user-kl3pp2bm1h 5 күн бұрын
Hsur, wedi condom nay bzuhat dkalatat . Gheska trahak wedi hrkam eka bhaki… ***Ekallos Ambesa eu kem aboratu***
@yordag9538
@yordag9538 5 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 5 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙
@robelg4863
@robelg4863 5 күн бұрын
❤❤❤
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 5 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@user-ne9ed9fu7j
@user-ne9ed9fu7j 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
He sees meat everywhere 😄🥩
00:11
AngLova
Рет қаралды 11 МЛН
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 3,9 МЛН
Пробую самое сладкое вещество во Вселенной
00:41
Вечный ДВИГАТЕЛЬ!⚙️ #shorts
00:27
Гараж 54
Рет қаралды 14 МЛН
ናብ ፐንጠ ቆስጠ ሞጎስ ኣብጽሑለይ።
53:36
Wolodoy Production
Рет қаралды 10 М.
ጄነራል ተፈራ እና ገዱ አንዳርጋቸው ምን አገናኛቸው?
42:05
Addis Compass Media / ACM / አዲስ ኮምፓስ ሚዲያ
Рет қаралды 8 М.
ฝันร้าe #funny #manbee
0:18
Man and Bee
Рет қаралды 3,1 МЛН
That's how money comes into our family
0:14
Mamasoboliha
Рет қаралды 8 МЛН
I ruined my mom's lipstick 🥴🤣 LeoNata family #shorts
0:29
LeoNata Family
Рет қаралды 1,8 МЛН