ጽጹይ ሓበሬታ/ መኪና ነቢ ኣቤል ሰብ ክተዛርብ ውዒላ/ ትንቢት ሞት ኢሰያስ መልሲ

  Рет қаралды 41,726

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Ай бұрын

ጽጹይ ሓበሬታ/ መኪና ነቢ ኣቤል ሰብ ክተዛርብ ውዒላ/ ትንቢት ሞት ኢሰያስ መልሲ

Пікірлер: 244
@okbaymaesho628
@okbaymaesho628 Ай бұрын
ነሽነሽ❤❤ ዓርከይ ኣነ ንፍሽ ብጣዕሚ የ ንኢደዮ ኣተሓታትትኡ ትዕግስቱ ናይብሓቂ🙏🙏🙏
@rushbush7320
@rushbush7320 Ай бұрын
እዚ ነዚ ጰንጠ ዝሓተቶ ወዲ ትሕትንኡ ሕትኡን ደስ ሉኒ ድሓር ወላ መዕጸዊ ትምኒቱ ኣብ እሱራት ዘለው መንገዲ ዘለው ሰላም ክኣትው ኩሉ ብጽቡቕ ተመንዩ እንኮላይ ንዓኻ ሰላምን ጥዕናን ይፍጠረልካ ዝሓወይ🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@azamithaile5869
@azamithaile5869 Ай бұрын
ኣብ ቤተክርስትያን ዝተዛረቦ ነቲ መንፈሳዊ ዓለም ዝርድኦ ሰብ እምበር ንኽሉ ሰብ ኣይኮነን ዝተዛረቦ : ግን ኹሉ ግዜ ዘሕዝን ነገር ናይ ደቒ ሰባትሲ : ርእስና ኣብ መንበር ፍርዲ ኣቐሚጥና ብዛዕባ ካልኦት ከነውርድን ከነደይብን ንኣምላኽ ዙፋን ፍርዱ መንጥኢልናዮ ? 1. ጊጋ መንገዲ ሓውና እንተተራእዩና ብፍቕሪ ሃናጺ ሓሳብ ብምሃብ ክንመልሶ ንፈትን 2. ግዜናን ሓይልናን ኣብ ዘይረብሓናን ዘይምልከተናን ነገር ከይነጥፍእ ንጠንቀቕ : ርእስና ከኣ ንሓሉ, ሓደራ ኣሕዋተይ :: 🥰🥰
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Ай бұрын
Selam nhu paster malet mabul negday eko eu❤❤❤
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 Ай бұрын
አቤል ዝበሃል መደናገሪ ወዲ እዩ ሽም አምላኽ እናጸወዔ ዝነግድ ዘሎ እዩ.
@feqargalerey402
@feqargalerey402 Ай бұрын
first coment for,the first time🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@elilta70
@elilta70 Ай бұрын
ነሹ ሽኮር ከመይ ሐዲርካ ሰላም ስንበት ክአ ይግበረልና🙏🙏🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-pc5hk9ng8v
@user-pc5hk9ng8v Ай бұрын
ነሽ ነሽ ጎበዝ
@user-pc5hk9ng8v
@user-pc5hk9ng8v Ай бұрын
ናይ ስሓቕ ምንጭ ❤❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@misiambeyene2568
@misiambeyene2568 Ай бұрын
ድያቭሎስ ስራሕ ረኺቡ እዚ ቆልዓ ናይ ብሓቂ ሎቕማጽ ኢዩ። እንተ ኾነልካ ኢዩ ኮይኑሉ በል ይበላ ነዛ ህዝቢ።
@mirimiri3396
@mirimiri3396 Ай бұрын
❤❤
@user-et9cw4tu3q
@user-et9cw4tu3q Ай бұрын
ነዓይ ዝልእኸኒ person ኣሎ እንዳበለ ሰብ ይጻወተላ ኣሎ
@wediEri452
@wediEri452 Ай бұрын
😅😅😅
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Ай бұрын
Good job neshu ❤
@mlat9280
@mlat9280 Ай бұрын
Neshu shkor❤
@finhassaron2183
@finhassaron2183 Ай бұрын
Neshu gerhi lbu ❤
@user-vc5iz4ih1o
@user-vc5iz4ih1o Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉❤
@tesgamezgobo2787
@tesgamezgobo2787 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤neshu. Good. job❤❤❤
@user-od1qs9jz9h
@user-od1qs9jz9h Ай бұрын
ነሹ ኣቱ OG ዓፈናኹም ቀፅልሉ😂😂❤🥰
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
Atalilu hsiyuo zegeza mekina
@amanuel5687
@amanuel5687 Ай бұрын
ነሹ ሰለምካ ይብዛሕ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@amonabeba4005
@amonabeba4005 Ай бұрын
❤❤❤
@temesgenamlak4540
@temesgenamlak4540 Ай бұрын
Neshnesh shkor btami ye zftweka beakal entzrekbekas des mbelni germen ye zkmet sebat zfetwuwom derefti wey tewasati krekbu ymneu ane kea neshnesh ye krekbo zdeli ye zblom❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@HdbdHdhd-mw7dp
@HdbdHdhd-mw7dp Ай бұрын
ነሹ መጸ መጸ❤😂😂
@adhanomhabte2913
@adhanomhabte2913 Ай бұрын
Anbesa sebay eka Abel jigna kemaka belih seb yelen
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Ай бұрын
ኣነ ዘሕዝነኒ😢 ነገር እንተሎ ካብ ነብይ ኢሳይያስ ነብይ ዳንኤል ይዓቢ እየ እናበለ ክጃሃር ከሎ እዩ ብጣዕሚ ዘሕዝነኒ ንምዃኑ ነብይ ማለት ትርጉሙ ታይ ማለት ምኳኑ ይፈልጦሎ ድዩ😢
@AlmazGhezai-eu7xo
@AlmazGhezai-eu7xo Ай бұрын
💙💫👌🏻👍💪
@heyabisak6814
@heyabisak6814 Ай бұрын
💙🌿💙🌿💙🌿💙
@user-gf3es3wi9i
@user-gf3es3wi9i Ай бұрын
ጰንጤ ጽብቕቲ ቢዝነስ ንቑሩብ እዋን ኣምላኽ ኣሪኡኒ ትብል ብዙሕ ሰብ ኣሜን ኢሎም ይኽተሉኻ ገንዘብ ልቑምጽ ኣቢልካ ኣነ ኣይኮንኩን እቲ ንዓይ ዝተዛረበኒ ኢዩ ሓላፍነት ዝወስድ ኢልካ ሕሳብካ ትዓጹ እንደገና ከይሰልቸውካ ምስካልእ ሓሳዊ ፓስተር ውዕል ትጅምር ትዓጹ ኣብሸንኮለል ትነብር ምስሓሰውቲ ነቢያት !!
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Ай бұрын
Nhu alem Ako nserakti ei tgzae zela nska ay feltkan dekiska aleka❤❤❤
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 Ай бұрын
Neshnesh bro abel flasfa ykonelna lo 😉😍
@bsenkisdet6963
@bsenkisdet6963 Ай бұрын
Neshnesh gn eza enjera felitkaya eka nibalka twnna mekina kidey dyu waga 😢
@tediambes3908
@tediambes3908 Ай бұрын
HAMIMKA ALEKA BELIWO!
@user-mm2tn5kx7i
@user-mm2tn5kx7i Ай бұрын
ዋይ ኣቤል ትረክቦ ሓሳዳት ቡዳ ፍጥረት
@user-dw5wn9dw8w
@user-dw5wn9dw8w Ай бұрын
ኑሹ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mahialemey5162
@mahialemey5162 Ай бұрын
እታ ትንቢት ከምአ ድያ ብሓቂ 😆 አየ አሹ ይመች
@HenokChare
@HenokChare Ай бұрын
Neshu hadadi
@MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz
@MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz Ай бұрын
منشان لله ا تبارك الله ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@nuruadam9117
@nuruadam9117 Ай бұрын
Xfietttt hibekaaa. Alekuuueee Abel Dekuieeeee
@yacobtesfamikael9112
@yacobtesfamikael9112 Ай бұрын
ነዚ ብሩኽ ሓበሻ ንስካን ጀነራል profesay ነቢ ጻጸን ኢዅም ፈሊጥኩሞ ዘለኩም ከመይ ጌርካ ከም ትረብሓሉ ይመቻቹ የኣራዳ ሉጆች😅😅
@Acnt12
@Acnt12 Ай бұрын
😢😢😢menfesi eu nezi wedi Abel zezaribo zelo miskin
@HabtomT184
@HabtomT184 Ай бұрын
ብቀዳምነት ሰላም ነሽነሽ ወደይ ኢዛ ሓበረታ ተስንቀና ቲድጉየና አለኻ ሞ አብ ዛ ናይ አርሰናል ምኪትታልኻ ተቃውሞ አለና!
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
Kk Eshi 🙏
@SamsomSasa-id7uj
@SamsomSasa-id7uj Ай бұрын
🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@Nohiyhoo
@Nohiyhoo Ай бұрын
Neshawi💙
@teblaxnagsy
@teblaxnagsy Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@firubiniam1099
@firubiniam1099 Ай бұрын
Gazetena neshu ❤❤❤🎉🎉
@misganamedhanje5437
@misganamedhanje5437 Ай бұрын
Aknieka diua Entay Amto nay.argam Nawri Eua
@luwamyohannes4247
@luwamyohannes4247 Ай бұрын
Beja wedi afie gah bel bente wahid
@filmongoytom6183
@filmongoytom6183 Ай бұрын
Why Nebi elika Title tixihf so tiaminelu eka males nezi kehadi
@haneber7369
@haneber7369 Ай бұрын
💙🏖ነሽ-ነሽ!🏖🆓
@Ganers2024
@Ganers2024 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ganersawii
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Ай бұрын
Pajet wey jogar intekhoyna wihidwa iko natey 120 shih iya! Waga🎉
@nuruadam9117
@nuruadam9117 Ай бұрын
Weyaneeee eya likatoooo Abel dekuieeeee
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Ай бұрын
😂❤❤❤
@user-sk5bo4qf5q
@user-sk5bo4qf5q Ай бұрын
ነሹ መቅሰን
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb Ай бұрын
ነሹ በል ስሓቕ ክትድረር
@kibreabweldeab2232
@kibreabweldeab2232 Ай бұрын
Vuvvv nay sheqet mekina
@ove6164
@ove6164 Ай бұрын
ብሓደ ሓላዊ ኣካል ተዓጂቦም ናከዱ "ኣይትፍራሕ ኣምላኽ ክሕልወካ እዩ ኣብ ሰብ ኣይትወከል ይብሉካ!" ነታ V8 መኪና ደው ኣቢሉ ምድራዊ ንብረት ዋጋ የብሉን ንዕኡ ኣይትድከሙ ይብሉካ፡ ስብከቱ ምስ ወድአ ንስካ ብእግርካ ንሱ ብመኪንኡ Run😂 ድሓን ሕደሩ ምእመናን🙌🤩
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂😂😂
@Peacean
@Peacean Ай бұрын
😂ሃለ ሉያ
@user-pc5hk9ng8v
@user-pc5hk9ng8v Ай бұрын
ዋዛ ምስ ቁም ነገር
@MichaelSolomon-tq9bo
@MichaelSolomon-tq9bo Ай бұрын
Wa Neshu Vuv vuv endabelka eko vuv serihkani😂😂😂😂😂
@user-rs5wt6cu8k
@user-rs5wt6cu8k Ай бұрын
ሰላም ነሹ ዓይነይ ማዓዝ እያ፣እዛ ቆቢዕ ክተቕንዓ? 😂😂😂❤❤❤❤!
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ክክክ ግዜ ምስ ቀንዐ
@Abelbirhanu12488
@Abelbirhanu12488 Ай бұрын
ን አቤል ዝሃቶ ዘሎ ጋዘጠንኛ ቅምጥ ኢሉ ን ነሽነሽ ይመስል ....
@merhawitsegay8211
@merhawitsegay8211 Ай бұрын
Neshu mexe
@selamyohannes1993
@selamyohannes1993 Ай бұрын
Adi qala do seme❤❤❤kkkk
@okubaybeyene6231
@okubaybeyene6231 Ай бұрын
ክክክክክክ ምኪን ህዝቢ ደንቆሮ በዚ ዓፋፍ ቆንዓ ኣብ ኣዳራሽ ተዓጽዩ ይውዕል ኣሜን ክብል ይውዕል የሕዝነካ
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd Ай бұрын
ዋይ ዓወት😂😂😂
@NoorNoor-bx4tb
@NoorNoor-bx4tb Ай бұрын
ኣነ ለ ሰሓቅ እየ ሞይተ😂😂😂😂
@user-dl6yn4pw2u
@user-dl6yn4pw2u Ай бұрын
V8 mekina kem nay Iseias Afwerki the same iyen.....
@habtommasgina4065
@habtommasgina4065 Ай бұрын
ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት እዩ ዝኸውን ዝመውት
@MedhanieKidane934
@MedhanieKidane934 Ай бұрын
9:28 😂😂😂☝️☝️🙉🙉
@user-wt1yk8ym9s
@user-wt1yk8ym9s Ай бұрын
Eseyas eko hade eu ymut yhalu Eritrea Eritrea eya
@Kide252
@Kide252 Ай бұрын
Dhan ksab tahsas beakli nxbe zblu mechem ayseanun eyo. Kabtom natu
@abieltesfayesus8632
@abieltesfayesus8632 Ай бұрын
Neshu hawey ezi paster abiel zbehal nmillion afqiruwa eyu zkewn😂😂
@zddggfjcdgkd
@zddggfjcdgkd Ай бұрын
ወይ ነሹ ዓፈና😂😂😂😂🎉😂😂❤😂🎉
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 Ай бұрын
ደፋር ሓሳዊ ሕጂውን ይዳነገር ኣሎ
@tredadawo8463
@tredadawo8463 Ай бұрын
ክሐተካዶ ነሹ😮
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
ብልምድን ስርዓትን ህዝቢ ኣግኣዝያን ብፍላይ ብሄረ ትግርኛ ፡ ዝኾነት ትኹን ጓል ወይ ሰበይቲ ፡ ዉላድ እንተደልያ ክትወልድ መሰል ኣለዋ። ብሕጊ እንዳባን እምነትናን መውስቦ ጌራ ሓዳር ወጺኣ እንተወለደት ግርም ፡ ይኹን እምበር ብስርዓት መውስቦ ክትገብር እንተዘይከኣለት ውን ካብ ዝመረጸቶ ሰብኣይ ፡ ብወሰን ውን እንተኾነ ክትወልድ መሰላ ሕሉው እዩ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ኣብ ስርዓትና ክብርን ተድላ ህይወትን ናይ ደቂኣንስትዮ ፡ ምስ ውላድ ስለ ዝተሓሓዝ እዩ። ብስርዓትና ዉላድ ማለት ክብሪ ፣ ሃብቲ ፣ ዑቑር ንዋት ፣ ገንዘብ ፡ ኣብ ግዜ እርጋን ጡረታ ወይ ሕማም እናተዘርዘረ ዝሽረፍ ገንዘብን ጠዋርን ውን እዩ። ከምዚ ስለዝኾነ ፡ ገለ ሰባት ከም በዓል ዮሴፍ ገብረህይወት (ንእሽቶ) ብዛዕባ ካብ ሓደ ንላዕሊ መውስቦ ክድገፍ ይግባእ ዝበሉ። ካልእ ውን ከምቲ ዮሴፍ ዝሓበሮ ብዙሕ ምኽንያት ክጠቅስ ይከኣል እዩ። ምናልባት ፡ ገለ ሰባት ነዚ ናይ ዮሴፍ ሓሳብ ዝቃወሙ እንተኣለዉ ፡ ነተን ብዝተፈላለየ ምኽንያት መውስቦ ጌረን ክወልዳ ዘይክኣላ ፡ ንውላድን ክብርን ዝበቕዓሉ መገዲ ክንደልይ ኣለና። ነዚ ዝኸውን ናተይ ሓሳብ ፡ ኣብ ኩላ ሃገራት ብሄረ ትግርኛ ደቂ ተባዕትዮ ከበርክትሉ ዝኽእሉ ናይ ወዲ ዘርኢ እስፐርም ባንክን መዝገብን ይከፈት። በዚ እተን ደቂ ኣንስትዮ ንውላድ ሃረር ዝብላ ንኽወልዳ ይኽእላ እየን። ኣብ ቁጠባ ሸነኽ ንምዕባይ ቆልዑ መንግስቲ ይኽእለን እዩ። ኣብቲ ናይ ማሕበራዊ ኣተዓባብያ ቆልዑ ግን ነፍሲ ወከፍ ከተማ ሓንቲ ሓያልን ጽንዕትን ማሕበረኮም መስሪታ ፡ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ኩሎም እቶም ቆልዑ ቋንቋን ባህልን ዝመሃርሉ መድረኽ ይፈጠር። ኣብዚ ኣብ ግምት ክኣቱ ዘለዎ ብሰንኪ ዘየቋርጽ ኵናትን ዕግርግርን ፡ ድኽነትን ስደትን እቲ ቁጽሪ ናይ ደቂ ተባዕትዮ ኣዝዩ ጎዲሉ ኣሎ። ብተወሳኺ ብስንኪ ድኽነት ብስርዓት ሕጊ መውስቦ ክገብሩ ዓቅምን ንብረትን ዘለዎም ኣዝዮም ኣዝዮም ዉሕዳት እዮም። ስለዚ ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ ኣዝየን ተጎዲአን ኣለዋ።
@abiabity8082
@abiabity8082 Ай бұрын
እቶም ናይ እግዚኣብሔር ነብየት ብዓንደ ደበና እዮም ዝከዱ ኔሮም። እዚ ኣቤል ከኣ ኣነ ካብ ነብያት ይዓቢ እየ ይብል ንምንታይ መጋየጺ ዝጥቀም
@Eri-pe5ix
@Eri-pe5ix Ай бұрын
Anta ezi nebi 2024 ab Eritrea hadish mabale kmetsi eyu kbil hasibu zkewun,
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd Ай бұрын
ብሓቅ ንጽጉማት ከረድእ ኔርዎ
@almazgebrengus7164
@almazgebrengus7164 Ай бұрын
😂😂😂😂😂❤❤❤❤
@Selamyewrdelna
@Selamyewrdelna Ай бұрын
Hzbey sean flyet ytfie alo ezgeyo 😢😮
@Tg3i2198
@Tg3i2198 Ай бұрын
Wallai ane gn n profesay abiel mara ye zednqo nay bhaqi profesay elu neza v8 geziuewa tekoynu mara sebay nay bhaqi jgna nezi dhul hbreteseb kemzi gierka eka txawetelu
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd Ай бұрын
ትንቢት እኮ ንከይፍጸም ናብ ኣምላኮም ክምለሱ ኢዩ ብነብያቱ ዝዛረብ ኣምላክ ስለዚ እንቋዕ ይቅረበለሉ ኣምላክ ኢዩ ዝብሃል ምናልባት ብልቡ ንስሓ ኣትዩ እንተኮይኑ ከመይ ትፈልጡ
@eru5343
@eru5343 Ай бұрын
እዋይ ነሹ ዓይነይ ጽኑዕ ጋዜጠኛ😂😂😂😂😂😂😂
@senaitbiede6819
@senaitbiede6819 Ай бұрын
Kkkkk Neshu btami asihkani kkkkkkkkkkk I couldn’t stop laughing 😅
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂❤️
@Semay7828
@Semay7828 Ай бұрын
Hezbi eritrea dukum hezbi eyu kemzi abel leyabu bekelilu zetsawetelu
@arongezai189
@arongezai189 Ай бұрын
Enqae hagoseka Arsu siera
@SB10889
@SB10889 Ай бұрын
ጣዕ ክብል እዩ ከም ኣመውታ ኣድጊ🙃 መልሓሱ ደኣ ተቖሚራ ከይትኸውን😂😂😂
@malikEtifanos
@malikEtifanos Ай бұрын
Neshu mgmat gemr eba Kem abil😂😂😂😂😂😂
@berhanhagos9511
@berhanhagos9511 Ай бұрын
Wa Wa Wa Wa 😂😂😂
@asterisayas8522
@asterisayas8522 Ай бұрын
እዋይ ዑኸት😂
@jossi2794
@jossi2794 Ай бұрын
ዓሻ አማኒ ተረኪቡ ደአ ዊሒድዎ ከማን ጽቡቅ ገበሮም 😂😂😂😂
@danieltewelde330
@danieltewelde330 Ай бұрын
ነሹ ሲ ፕሮቶስታን ተትኸዉን ካብኣ ትበልጽ ምገበርካ😂😂😂😂
@user-hk4xk3sw4d
@user-hk4xk3sw4d Ай бұрын
😅😅❤❤❤
@user-hk5zn3bw7o
@user-hk5zn3bw7o Ай бұрын
ኣምላኽ ይሓልዎ እንበር የሰክፍ ዩ መኪና ምግዝኡ መቃላጠፊ ሞቱ ከይ ከዉን😂🤣🤣
@user-qu4lj7hp6t
@user-qu4lj7hp6t Ай бұрын
It’s not 80,000 $ it’s 360,000 dirhams in Dubai converted to dollars means 100,000$
@yaredkidane4829
@yaredkidane4829 Ай бұрын
BMW ዘይዘወረስ ብ Toyota ይግረም ክብሉ ኣቦታትናስ መሬት ዘይወድቅ ሓቂ እዩ😂😂😂😂
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂
@yaredkidane4829
@yaredkidane4829 Ай бұрын
ናትካ እኮ ትበልጽ ነሹ ወዲ:: እዛ ናይ መኪና ሳብጀክት ትብርተዓካ ድያ
@user-yp6oh9mq9u
@user-yp6oh9mq9u Ай бұрын
ሓደ person 😂😂😂😂
@samitesfagabr4262
@samitesfagabr4262 Ай бұрын
Xaxe arkey yeak 😂😂❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@Building_show_t-yd8we
@Building_show_t-yd8we Ай бұрын
ታርጋ ኣዲስ ድዩ😃😃
@WiliQachil-hs2mf
@WiliQachil-hs2mf Ай бұрын
ነሹ እዛ መኪና ካብ መኪናኻ ዶ ትኸብር እያ 😅
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂wa mara enber
@samidk788
@samidk788 Ай бұрын
​@@neshnesh_showata lokmax hegdef xenha
Gere emun part 182 | ገሬ እሙን ክፋል 182
50:54
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 193 М.
Is it Cake or Fake ? 🍰
00:53
A4
Рет қаралды 18 МЛН
3 wheeler new bike fitting
00:19
Ruhul Shorts
Рет қаралды 33 МЛН
진짜 여자만 ?  #kpop #comedy  #해야 #HEYA
0:25
공작삼촌
Рет қаралды 27 МЛН
Разница в уровнях🔥
0:26
FERMACHI
Рет қаралды 2,3 МЛН
9999 iq guy 😱 @fash
0:11
Tie
Рет қаралды 13 МЛН
Why didn’t Nika like my long and beautiful nails? #cat #cats
0:25
Princess Nika cat
Рет қаралды 3 МЛН