🛑 ኣለሻ መንእሰይ በሪሁ ወላይ _ ማራኺ ሟዉ ምስ ሙሉጌታ ገብሚ

  Ð ÐµÑ‚ қаралЎы 51,866

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

21 күМ бұрыМ

ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#marakishow #gedliplus #ማራኺሟው #ገድሊ_Plus #ሙሉጌታገብሚ
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus

Пікірлер: 868
@Gedli_plus
@Gedli_plus 19 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ስለ ዝገበሩ ኣዚና ነመስግን።
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 19 күМ бұрыМ
💛❀❀❀💛💛💛❀💛💛💛
@hadushberehe1539
@hadushberehe1539 19 күМ бұрыМ
​@@letshgeremariam9258❀❀❀❀❀❀❀
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 19 күМ бұрыМ
ኣነ ዝገርመኒ ኣብዚ ተቅርብዎ መደባትኩም ኣታዊ ንምርካብ ዲዩ ዋላ እቲ ዝሓለፈ ታሪኜ ንምዝንታው ዩ። ኹም ኣዳለውቲ መጠን ሲ እቲ ትጥቀምሉ ቃላት ንምንታይ ዩ ፍርቁ ኣምሓርኛ ። መዓስ ኢኹም ክትእሚሙ ወይ ሰብ ካባኹም እንታይ ዩ ክምሃር
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei 19 күМ бұрыМ
@mu-ue1gs ሱቅ በል ክንድኊም ክንዲ ሳንቲም ዘይሰራሕካስ ግርም እባ ኣብዚ መፂካ ምልፍላፎ ኞነጥ👊
@nicenice9324
@nicenice9324 19 күМ бұрыМ
ክቡር ሓወይ ክብሚት ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነምሰግን በሪሁ ምሰ ወለዱ ሰለዝራኣኩዎ ደሰ ኢሉኒ ሰልክካ ኣቅምጠልና ዝሓወይ መሰ እግዚአብሔር ፍቃድ መልእክቲ ናብ በሪሁዚይ እተላኣክናካ ሓወኒ❀❀❀
@SamriSamri-wk7eu
@SamriSamri-wk7eu 18 күМ бұрыМ
ዝቆላዓ እዚ ካብ ሕልናይ ዋላ ሓንቲ ማዓልቲ ሪሕቁ አይፈልጥን እቲ መጀመርታ ማዓልቲ እሞ ንባዓተይ አይተቃፃርክወን ነይሚ😢 እስኪ ንበሪሁ ኹምዚ ቃለ መሐተት ናገበሹ ልታሓገስኩም ላይክ ግጚውኒ❀
@TEzEkARl
@TEzEkARl 19 күМ бұрыМ
ዙቆልዓ እዚ ካብ ሕልና ትግራዋይ ዘይወፅእ ኣምበሳ ትግራዋይ እዩ እንኻዕ ብሂወት ሃለወልና መዓሚይ❀
@user-xu5gj3vv6s
@user-xu5gj3vv6s 17 күМ бұрыМ
ነዚ ቆልዓ ሪኡ ሐዚ ንብዓት ዝቀደሞ ኹምዚ ኹማይ እንዮ ዶ😢 ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ብሂወት ብምህላውካ ንኡስይ ኣብቲ ፀልማት ግዜ ንስደተኛታት ሓቩ ዘስነቀን ዘሐበነን ጅግና ሕቡን
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 19 күМ бұрыМ
❀❀❀እስይይይይይ ዝሓወይ መዓሹይ እንኳዕ ብሂወት ሃለኻ ኩሉ ግዜ ካብ ሕለናይ ዘይትወፅእ ኣበይ ኮን ይህሉዉ እናበልኩ 🙏መን ኣሎ ኹምዚ ኹማይ ዝታሓጎስ🙏❀❀❀
@EleniTeklay-bz5mm
@EleniTeklay-bz5mm 19 күМ бұрыМ
Bhakey wala ane temsgen Amlake
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 19 күМ бұрыМ
ዋላ አነ ተመስገን ኣምላኜ❀
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ኣነለ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❀❀❀❀
@user-kt7nj7hh3u
@user-kt7nj7hh3u 18 күМ бұрыМ
አንኳዕ ብሂዉት ትሚፈ ጀጋና ሓወና ትመሊሱ ዝይኮነሰ ትጋዲሉ አዩ ዝባሃል አዚ ሓዉና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊❀❀❀❀❀❀❀❀
@user-cx7kv6wy9p
@user-cx7kv6wy9p 17 күМ бұрыМ
ዋላ ኣነ ኩሉ ብጣእሚ ኣሕዚኑኒ ነይሩ መጀመር😢ያ ኹዚ ግን ተመስገን❀🙏
@mikaelhailu3384
@mikaelhailu3384 19 күМ бұрыМ
ንፉዕ ጋዜጠኛ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ፣ ቀፅለሉ፣ እዚ ሰገን ኩሉ ግዘ አብ ሕልናይ ነይሩ። እንኳዕ ተሹኾበ ምስ ሙሉእ ስድራቀቱ።❀
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❀❀❀❀
@Hzbey_Babitey
@Hzbey_Babitey 17 күМ бұрыМ
ዋላ ንዓይ😢❀❀
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g 19 күМ бұрыМ
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ዚቅንዚልና ማራኪ ሾው ናተይ እውን ናይ ኣእምሮይ ሕቶ እዩ ነይሩ እሞ።ብጣዕሚ ዚቅንዚልና።ሕቶካን ኣብ ገፅካ ዝንበብ ዓሚቅ ፍቅሪ ህዝቢ ትግራይን ኣዝዩ ማራኪ እዩ።😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❀❀❀
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 16 күМ бұрыМ
ዋይ ተመሰገን እዚ ቆልዓ አዚ ካብ ሕልና ትግራዋይ ዘይወፅእ ኣምበሳ ትግራዋይ እዩ እንኳዕ ብሂወት ሃለወልና ጅግና 🀲🀲❀❀
@mom12127
@mom12127 19 күМ бұрыМ
ገድሊ plus ኣብ ገጠራት ዝርኚቡ ሕብሚተሰብና ኹምዚ እናገበርኩም ድምፂ ክትኟንዎ ኣጠንኪርኩም ቀፅልሉ❀❀❀❀
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ትሓባበሩኒ ክብራተይ❀❀❀❀
@SaraSara-ee8ii
@SaraSara-ee8ii 19 күМ бұрыМ
ደጋጊመ ይሪኊ ነይሹ በፍላይ ቻው ኢሉዎ ክኞድ ተሎ ዘበኞኜዎ እንኳዓ ብሰላም ተሚፍኻ ሓወይ😢
@brhaneye9521
@brhaneye9521 19 күМ бұрыМ
ንሳያ ልዕሊ ኹሉ ተብክዚኒ 😢
@Wejereteyti
@Wejereteyti 19 күМ бұрыМ
ኩልና እና በኜና ኣነ ዋላ ሐዚ ኣይኜኣልኩን🙏
@user-um1oo1wv5i
@user-um1oo1wv5i 19 күМ бұрыМ
አታ ቪደዮ በበይ ክሚኜባ ይኜእል ሓብርኒ አባ ዝያዳይ ❀❀❀❀
@user-ey5tu2bz5t
@user-ey5tu2bz5t 19 күМ бұрыМ
❀🎉🎉😂
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 19 күМ бұрыМ
ዋላ ኣነ እዞም ጚኻናት ዶ ይሚክብዎ እናበልኹ እዚ ዝሻቀል ነይሚ😢ተመስገን ሐዚ ዳኣ🙏🥺
@askalutsegay9498
@askalutsegay9498 19 күМ бұрыМ
ነዚ ተዳልዉ ትስንዱን ጀጋኑ ኢኹም ክብርን ሞጎስን ነቶም ኩቡር ሞስዋኣቲ ዝኾፈሉ ጀጋኑና። ፈጣሪ ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ ዚውርድ።
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ማዓሚይ❀❀❀❀
@magdarodriguez6778
@magdarodriguez6778 18 күМ бұрыМ
Amen Amen Amen
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv 19 күМ бұрыМ
ዹቀንዹልና ብጣዕሚ እና ነመስግነካ ሰለ ርሕቅ መንገዲ ሰለ ዝኚድካ ዛሓወይ ❀ግን ዘም ሰድራ ክሕገዙ ኣለዉም በጃኩም ተጋሩዋይ ናሓግዘም 😢
@grthty
@grthty 18 күМ бұрыМ
ትክክል
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 6 күМ бұрыМ
How we can help? I need to get his phone number.
@emmaq1588
@emmaq1588 19 күМ бұрыМ
እንኳዕ ድሓን መፃእኩሞ ተመስገን ጀግና ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ሃለካ
@sarasa1683
@sarasa1683 19 күМ бұрыМ
ካብ ሕሊናይ ለይጠፍእ ተባዕ ቆልዓ እንዃዕ ብሂወት ሃለካ ዝሓወይ አጀኩም ክብራት ስድራ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ክቡር ሓወይ ለ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❀❀❀
@user-te3op2xb8l
@user-te3op2xb8l 19 күМ бұрыМ
ካብ ሕልናይ ዘይሃስስ ቆልዓ እንኳዕ ኹምዚ እልካ ሚእናካ ወድኖዋ ✊ እና ገድሊ ፕላስ በጃኹም ባ ኣብ ኚባቢ ኩሓ ቁሞት እግሚወንበር ዝባሃል ሰለስተ ጀጋኑ ተጋደልቲ ዘሰዉኡ ኣብ መርድእ ደቆም ግጥሚ ንደቆም ብሕራነ ዝገጠሙ ወለዲ ኣቅርበልና ካብቲ ኣዲኊም ዝገጠመትሎም ግጥሚ ኚካፍለኩም ተምኒት ኣዶ ቶም ጀጋኑ 3 ስውኣት ተጋደልቲ 😭 እግዚኣብሔር ኣምላኜ ዚጜንዕኺ (መንግስተ ሰማያት ዚዋርስኩም ተማራሪሕኩም ኚይድኹም😭💔 1ባህሚ ተስፋይ ሾቋር 2ሕሉፍ ተስፋይ ሾቋር (ኣምበላይ) 3ኪዳኑ ተስፋይ ሾቋር(ማንጁስ ወዲ መቀለ) ደቂ ጅግና ተጋደላይ ተስፋይ ሾቃር ኣዲኊም ማዓንጣኣ ሞጥ ኣብላ ዝገጠመትሎም ግጥሚ ንደቃ 😥✊ ባህሚዋይ ዶ ክብሎ ተሞካማይ ብሬን ግንባር ተወርዋሪ ፃሓይ ዘይመሮ ኮለይ ሒሓ ቁሪ ኣጋ ዛዓወቱ ታግነዮ በራሪ ኣንበላይ ዶ ክብሎ ሕሉፍ ዓይኒ ፋሮ ባዓል ገሚብ ደራ ባዓል ገሚብ ዶሎ ንጞላእቱ መርዚ ይኻድኖም ጾለሎ ወዲ እግሚወንበር ወዲ ማይዳ ሕዛእቲ ንጞላእቱ መርዚ ያዓጜዶም ኹም ሰንቲ ወዲ እግሚወንበር ወዲ ጣብያ ሜብጣ ንጻላእቱ መርዚ ዘሐሮም ኹም ቃንጣ ምስዋእቲ ኹም ዘሎ እሞ እናፈለጣ ንድሕርት ኹይበለ ትበተኜ ማዓንጣ ሓሪኑ ወጺኡ ዓዲ ኚይሞጣ ማንጁሰይ ዶ ክብሎ ወይ ወዲ መቀለ ጅግና ተጋደላይ ኪዱሜ ባዓል ስሚ ኪዱዋይ ዶ ክብሎ ቆልዓ ናይ ማይደራ ብምድሪ መዳፍዕ ብላዕላይ ቁቡላ ጥዩት ተወድኡ ወርዊሩ ደንጎላ ፈንጺሕዎ መሰስ ኮለ ዓዲ ኣምሓራ ኣዶ ዞም ጀጋኑ ኣይብልን ወይኣነ ዞም ደቀይ ሓሪኖም ብናህሪ ብወነ ስሚ ታዓጢቆም ስሚ ናይ ወያነ ግቩኩም ፈጺሞም ግቡእ ናይ ወያነ ኣዶ ዞም ጀጋኑ ኣይበክን ኣነ ኣዶ ዞም ጀጋኑ ኣይሓዝንን ኣነ ኣዶ ጅግና እኺ በቃ ኚይትነብዒ ተሰዊኩም እልኪ እወ ኚይትነብዒ ዓለም ብላሜ እያ መንኹ ኣሎ ነባሪ ናይ ጆጋኑ ሞት ግን ዘላኣለም ክብሪ ጅግን ኮ ኣይዉዕልን ኣብ ሓሶት ኣብ ስርቂ በሚኻ ይስዋእ ጚቢጥዋ ሓቂ ጅግና ኮ ኣይሞትን ኣብ መንገዲ ጜርጋ በሚኻ ይስዋእ ኣኜፊልዎም ዋጋ ጅግና ኮ ኣይሞትን ኣብ ማእኞል መድሪቀት በሚኻ ይስዋእ ጚቢጥዋ ዓወት ኣዶ ዶ ትገጥም ተንብብ ወሚቀት ፈሊጣ ኮአያ ኚብዳ ናሓሚሚት ኒሕ ባ ኹይንዋ ናይ ደቃ ጅግንነት ኣዶ ዶ ተንብብ ሞይትዋ ዉላዳ ፈሊጣ ኮአያ ብሕሩሩ ኚብዳ ናይ ጀጋኑ ደቀይ ኹይኾዉን ሕልሚ ክገጥመሎም እዚ ኹዉጾአሎም ትልሚ ኣዶ ዞም ጀጋኑ ኣይበክን ኣነ ኣዶ ዞም ጀጋኑ ኣይበክን ኣነ ዓወት ንሰራዊት ትግራይ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ትግራይ ትስዕር ። እዚኣ ትመስል
@user-kv3cz6hi1s
@user-kv3cz6hi1s 19 күМ бұрыМ
ናይ ብሓቂ ጅግና ኣድ ጀጋኑ ወሊዳ😢
@embeytu
@embeytu 15 күМ бұрыМ
😢😢😢😢😢😢
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 19 күМ бұрыМ
ብጣዕሚ ነመስግን ጋዜጠኛ ሓውናለ ቀፅልሉ ንታሪክ ይቀመጥ🏖🏖🏖🏖
@AzeAxum
@AzeAxum 19 күМ бұрыМ
ሕርቅርቅ እንኳን በለኒ ስምዕተይ ምቅፅፃር ኣብኒ😢😢😢
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 17 күМ бұрыМ
ካብ ሕልናይ ዘይሃስስ ቆልዓ ተመስገን እንኳዕ ብሰላም ተሚፍኻ ብሩኚይ❀❀❀🥰🥰🥰
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 19 күМ бұрыМ
ካብ ሕሊናይ ዘይጠፈእ ቆልዓ ሐቩ ዘስንቅ እንካዕ ደጊምና ሚእናካ❀❀
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓሚይ❀❀❀❀
@truwerkgegremedhin
@truwerkgegremedhin 17 күМ бұрыМ
ትግራዋይ ምኻን ትዕድልቲ እዩ ዓለም ተገሪማ❀❀❀
@MililoveAdeyeyaalemey
@MililoveAdeyeyaalemey 19 күМ бұрыМ
እዛ ማዓልቲ እዝኣ መቾም ኣይርሳዓን😢😢😢እንካዕ ብሂወት ሃለካልና❀
@user-pc7je4wv5n
@user-pc7je4wv5n 18 күМ бұрыМ
ብሪሁ ፁሩይ ካብ ሕልናይ ዝይርሕቅ ጥራሕ ዝይኮነ ምልክት ትግራዋይነት ዘርእካ ጅግና ኢካ እሞ እንኳዓ ብሂወት ሃለካ ❀❀❀ ንጋዜጠኛ ሓዉና እዉን ክብሪ ይግብእካ❀❀❀
@tsegatsega7776
@tsegatsega7776 19 күМ бұрыМ
መዓሹይ እንኳዕ ብሂወት ሃለካ ዹቀንዹልና ሙላት ሓውና ❀
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. 18 күМ бұрыМ
ሕራነ ናይዚ ሰገን ካብ ሕልናይ ኣይስወርን! እዚ ሓቩኛ ተባዕ ንኡሰይ ምስ ክቡራት ወለዱ ደጊመ ስለ'ዝርኣኹዎ ኣዳላዊ ናይዚ መደብ ክትምስገን ይግብኣካ።
@mutonichance3723
@mutonichance3723 19 күМ бұрыМ
እንኳዕ ኹምዚ ኢልካ ንምርኣይ ኣብቓኣና::🙏#መርኣያ ፅንዓት #ትግራዋይነት ብዕትብቲ ኹም ዝዉሚስ ካባኻ ዕሾል ኣብታ ፀልማት ግዝዹ ተገንዚብና :: ንቲ ዑዱል ናይ ሚድያ ዝሹኾበ ትግራዋይ ፅቡቅ #ሕራነካ ካብ ፀምፀም በሚኻታት ትግራይ ኣጋዉሕካልና ::💪💪🎙🔊
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ❀❀❀❀
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u 19 күМ бұрыМ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግናይ ትሕቲ ዕድመ ኢካ ክብሉካ ተለዉ ብጣዕሚ እዩ ዝስመዐካ ሓሪንካ ስለ ትወፅእ እና እንካዕ ካሙዚ ኢልካ እንካዕ ሚአክካ ጅግናይ💥❀❀
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓሚይ❀❀❀❀
@PanaJgs-kk9cf
@PanaJgs-kk9cf 19 күМ бұрыМ
ካብ ሕልናይ ዘይጠፍእ ቆልዓ እግዚአብሔር ይመስገን ብሂወት ሰለ ዝተሹፈ 🙏♥ጋዜጠኛ ሓወይ እውን ዚቀንዚልና♥
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓሚይ❀❀❀❀
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 19 күМ бұрыМ
ገድሊ ፕላስ ናይ ሎሚ ብጣዕሚ ፅቡቕ ንህዝቢ ሚብሓ ዘለዎ ናብራ ህዝብና ዘርኢ ሓቩን ጀግን ነትን ተጋሩ ዘርኢ ፅቡቕ ታሪኜ እዩ ❀❀❀
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓሚይ❀❀❀❀
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 18 күМ бұрыМ
@@user-uy4ek2zj3s ገይሚልኪ እዚ
@toorkhan9315
@toorkhan9315 19 күМ бұрыМ
እሰኻ ዝትገብሮ ምትሕብባር ብጣዕሚ እዩ ዝድነቅ ፈጣሪ ጉልበትካ ግዜኻ ይባርኚልኻ ገድሊ plus❀
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓሚይ❀❀❀❀❀
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 19 күМ бұрыМ
ሓቩኛ ትግራዋይ እንዃዕ ብሂወት ተሚፍካተመስገን 👏👏👏♥♥♥💊💊💊👍👍💪💪💪
@user-yk2xs3vn4v
@user-yk2xs3vn4v 19 күМ бұрыМ
በሱልን ንቁሕን ወላዲ ደስ ዝብል ፖግራም አሕሊፍካልና ዕድመ ጥዕናን ንኹሉኹም
@user-cx7kv6wy9p
@user-cx7kv6wy9p 17 күМ бұрыМ
ዊ ምኣሚይ ተመስገን ፈጣሪ እንካእ ብሂወት ተሚፍኻ ኣነስ መጀመርያ ክርእዮ ኚለኹ ብጣእሚ ሓዚመ ነይሚ😢😢❀❀❀🙏
@user-se3zx8fc6n
@user-se3zx8fc6n 19 күМ бұрыМ
ደስ ኢሉኒ አሓዋተይ ጓሚቀተይ ሰለ ዝራአኩኩም❀❀❀❀
@britgraweyti
@britgraweyti 18 күМ бұрыМ
እቲ ዓዲ ታይ ይበሃል 🥰
@tsegufseha1709
@tsegufseha1709 17 күМ бұрыМ
ሰላም ገድሊ plus እንኳዕ ነዚ ቆልዓ ኣቅሚብኩምልና❀❀❀ ብጣዕሚ ተሓጒሰ። እንኳዕ ተሚፍካ በሪሁ ጅግና ሓውና።❀ ብምቅፃል ሪእካ ኚይትሓልፈና ኢካ። ኣብ ወሚዳ እንባስነይቲ ጣብያ ሰጉሕ እዩ ዓዳ ተጋዳሊት ጅግና ሓፍትና ፅገ ኣፍታው ትብሃል ምስ 5ተ ኣሕዋተይ ተጋዲልና ኢላ ዝተዛሚበት ሓፍትና ኣቅርበልና።
@gual70enderta17
@gual70enderta17 19 күМ бұрыМ
ካብ ሕሊናይ ለይጠፍእ ተባዕ ቆልዓ ተመሊሱ ተጋዲሉ ዶ ይኟን ብህይወት ይህሉ ዶ ይብል ነይሹ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ዝሓወይ ጎቢዙ መንእሰይ ኣኺሉ በይዛኹም ኩልና ተጋሩ ንሓግዞ ትምህርቱ ይማሃር ንቁሕ ቆልዓ እዩ ገድሊ plus ናይ ባንኪ ቡክ ኣውፅእሉ 😘😘😘🙏🙏🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ❀❀❀❀
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 19 күМ бұрыМ
ጎይታዋይ እንካዕ ድጋሜ ሚኣኩካ ንዘልኣለም ካብ ኣእምሮይ ለይትጠፍእ ሰገን እንካዕ ለ ተሚፍካ ማራኺ Show ለ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀፅልሉሉ ኣብ ጎንኩም ኣለና🫶🏜♥💛 Tegarwani ሃዹ ሚድያና ነዕቢ dekney♥
@user-ml8fs3xc4y
@user-ml8fs3xc4y 18 күМ бұрыМ
እሰይይ ተጋሩዋይ እዙ መርሑ ልወሰደካ ቆልዓ ደስ ክብል❀❀❀
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 19 күМ бұрыМ
እዋይ ካብ ሕልናይ ዘይኞድ ቆልዓ😥ተመስገን ኣምላኜ እንታይ ይሳኣኖ እንቋዕ ብሰላም ተሚፍኻ ዝሓወይ❀🙏 ንስኻ እውን ተገዲስኻ ዝኣለሜኻዮ ክብሪ ይሃብኻ ሓጎስና ወሰን ዚብሉን🥺💛❀🙏
@user-se3zx8fc6n
@user-se3zx8fc6n 19 күМ бұрыМ
ዋይ ገዛይ ናፈቀይ🎉🎉🎉🎉🎉😢😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❀❀❀❀
@milihabesawit8861
@milihabesawit8861 18 күМ бұрыМ
ሎሚ ኩሉ ሓሊፉ ኹምዚ ኢሉ ብዓይነይ ምስ ሹአክዎ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ብሩኚይ ተመስገን ትምህርቱ ክቅፅል ተስፋ ይገብር🙏💙💙💚
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv 19 күМ бұрыМ
ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ እንካዕ ብህወት ተሹፈ ተመስገን❀😢
@haftomdebeasy3749
@haftomdebeasy3749 19 күМ бұрыМ
ካብ ሕልና ትግራዋይ ዘይ ጠፍአ ጅግና ቆልዓ ዓደይ ህዝበይ አይደፍርን ዘበለ ጅግና ቆልዓ 16 ዓመት ነይሩ ካብ ሕልናና ፍጹም አይንርሶዕን እግዚአብሔር ይመስገን ብሂወት ሰለ ዝተሹፉ ❀❀❀ ዹቐንዹልና ክብርት ይሃበልና ጋዜጠኛ ምስ ኩሎም ካሜራታት ❀❀❀❀
@user-nn2fd4bf4v
@user-nn2fd4bf4v 19 күМ бұрыМ
ብጣዕሚ ዝበኟኜላ ማዓልት እህ ግዜ 😢
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 19 күМ бұрыМ
ጅግና ህዝብና ገና ካብ ማህጾን ኣዲኡ ኹይወጾ እዩ ዝጅግን። ገድሊ ፕላስ ብጣዕሚ እዚ ዘድንቐኩም❀
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ❀❀❀❀
@user-he3gh3ln3m
@user-he3gh3ln3m 19 күМ бұрыМ
ትዝኩሩ እንትኮንኩም ሓንቲ ሓፍትና አብ አመርካ ትቅምጥ አድራሹኡ አልሜልይ ክሕግዞ እዚ ትምህርቱ እስካብ ዝጭርስ እላ ንራ ንሱ ዝይጠይቅካዮ
@netsanetalem2975
@netsanetalem2975 19 күМ бұрыМ
እሞ ቁፅሪ ሰልኪ ኣቅሚጡ እንዮ ሓላለይ ብእኡ ትሚክቊ❀❀❀
@user-yr5os1us9b
@user-yr5os1us9b 19 күМ бұрыМ
ውይ ኑኡሰይ እንኳዕ ናብዚ አብቀዐካ ብንትካ ንግግር አብዚ ኩፍእ ግዜ ዘይ ነብዐ ትግራዋይ አይ ነበሹን እቲ መራሒ ቅልዓ ደስ ክብለካ ትሕትንኡ ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ❀❀❀❀
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 19 күМ бұрыМ
ሰላም ደቂ ዓደይ እንዃዕ በሰላም ተራኚብኹም በሪሁ ሓወይ መርኣያ ፅንዓትን ሓቩን ትግራዋይ ኢካ ምስዚ ጀግና አቩ ዝቀሹፆ አለራክብዎ ኢኹም።
@titinotitino2910
@titinotitino2910 19 күМ бұрыМ
ተመስገን እንካዕ ብሂወት ሃለካ🥰 ጋዜጠኛ ምስ መሳርሕትኩም ክብሪ ይሃብኩም 🥰
@user-mo9bp7qr3j
@user-mo9bp7qr3j 19 күМ бұрыМ
1 ባዕለይሰብሰክራይብ ለይክተሖቊበሩና ተጋርዋይ ደቅዞ ሖለል መሚት 🙏🀗🀗
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ንዳማመር ማዓሚይ❀❀❀❀❀
@user-gj2jd8zl8n
@user-gj2jd8zl8n 19 күМ бұрыМ
ዚስታዉስ እቲ ቪድዮ ምስ ሚአኹ ዝሕንዝሕ በክዹ እቲ ምንታይ ህፃዉንቲ ትግራይ ዶ እዙይ ኮይኑ ዕድሎም ኢለ።ስለ ዝሚአኩዋ ደስ ኢሉኒ።
@SamuelGebremariam-ce1mi
@SamuelGebremariam-ce1mi 19 күМ бұрыМ
Respect bro ❀ ምክንያት መውፀእዚይ እዮ ነይሩ 🙏
@user-nd9ws5nv5i
@user-nd9ws5nv5i 19 күМ бұрыМ
ብጣዕሚ ዝበኻኜላ ማዓልቲ እንካዕ ብሂወተ ተሚፍካ ዝሓወይ❀
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 18 күМ бұрыМ
ኣብፍቲ ፀልማት ግዝዹ ብናይ በሪሁ ቃለ መሕተት ስምዒተይ ምቁፅፃሹይ ዓቢኒ ነሩ ብሂወት ስለዘለኻ ምስ ስድራኻ ደስ ኢሉኒ ❀❀❀❀❀❀❀❀🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ghhhtrrr-ep5jz
@ghhhtrrr-ep5jz 18 күМ бұрыМ
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ተመስገን እንካዕ ብሂወት ተሹፈ ማኣሚይ🥺💜
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b 19 күМ бұрыМ
ባሓቂ ደስ ክብል አምላክ ነዉሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ብሩህ አእምሮ ዘለዎ መንእሰይ እንኳን ብህወት ተሚፍካ ንስካቱም እለ ተገዲስኩም እዛኩላ መንነዲ ተጓዕዝኩም ዳሃዩ ምሕታትኩም ብጣዕሚ ፁቡቅ🙏🙏🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 18 күМ бұрыМ
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓሚይ❀❀❀❀
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l 18 күМ бұрыМ
ውይ እዚ ቆልዓ ንብዓተይ ዝወደኊ😢ብፍላይ ቻው ኢልዎ ክኚይድ ኚሎ😢 ደስስ ኢሉኒ ስለ ዝሚኣኜዎ ብጣዕሚ ተቀይሩ ጎቢዙ ዕድመ ይሃብካ❀❀❀❀❀
@sndug3394
@sndug3394 16 күМ бұрыМ
ብጣዓሚ ዹቀኒዹለና ክቡር ሓዉ ንዚዳሃይ ሙቁር መንእስይ ምስሉ ዘሚአካና🙏🙏
@user-bu3fp8ho3c
@user-bu3fp8ho3c 18 күМ бұрыМ
ተባዕ ቆልዓ እዩ ብእነት ኩሉ ግዜ ኣበይ ኹን ይህሊ ንብል ነርና ምስ ማሓዝተይ ኹነ ሕጅግን ሓጎሰይ ደሚት ኣለቊ እዩ ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ🎉🎉
@user-np6ud3ej3j
@user-np6ud3ej3j 19 күМ бұрыМ
ተመስገን ኣምላክ እንኳዕ በህይወት ሃለካ ዝሓወይ ❀ዚቀንዚለን ኣቅሚብቲ ናይዚ ቻንል❀👏 ተጋዳላይ ንእሜተን ሓወይ ኣሎኒ ንዕኡ ይመስል መልኩዑ ግን ክስካብ ሃዚ ዳሃይ ይብልናን ካብ 2013 ሓምለ 😢 ብድሕሪኡ ውን ሓደ ታጋዳላይ 2014 ጥቅምቲ ተራኪብና ነይርና ኢልና ነይሩ ካብ ድሕሪኡ ዝኮነ ደሃይ ገለ ኣይገበሚን እና እሕዋተይ ኣብዝ ቻንል ዘለኩም ታሓባቢሩኒ ኣርሚ 31 ክፍል ሰራዊት ሹመፂ እዩ ነይሩ ወይ ኣብቲ ኣርሚ ዝበርኩም ተሃሊኩም እሕዋተይ ብስም እግዚአብሔር ተሓባበርኒ😥❀👏
@edon7537
@edon7537 19 күМ бұрыМ
አጀኪ መዓሹይ ኣምላክ ምሱኡ ይኩን ኣብ እሱብሚትገለ ኢዩ ዙኮን😢
@user-np6ud3ej3j
@user-np6ud3ej3j 19 күМ бұрыМ
​@@edon7537 እሺኒ አሜን ፫ ማዓሚይ❀👏😍
@user-gf4kg9tt2t
@user-gf4kg9tt2t 19 күМ бұрыМ
ማሓዛ ወዲ ሓፍተይ በርሁ❀
@GgGg-yz2gm
@GgGg-yz2gm 16 күМ бұрыМ
ፈፂሙ ካብ ሕልናና ኣይክወልን ማዓሹይ ዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብንእሜተይካ ጅግና❀❀❀❀❀❀❀
@felegbelay888
@felegbelay888 17 күМ бұрыМ
ዓብዪ ይግበርካ ዕድመን ጥዕናን ዚሃብካ፣ ንህዝቢኻ ክተድሕን ኚምዝወፈርካ ኢኻ ትቚጞር ኣጆኻ ወደይ መዓሚይ፣ ንዘለኣለም ካብ ዓይኒ ህዝቢ ትግራይ ኣይትፍለዚናን።
@FbfnfnfFhfjdh-pf9vr
@FbfnfnfFhfjdh-pf9vr 18 күМ бұрыМ
ሪእና ስቅ ኣይንበል ላይክ ሳስክራይብ ሞር ንገበሹሉ ኣሓተይ በጃኩም
@user-jq1iq5wt7h
@user-jq1iq5wt7h 19 күМ бұрыМ
ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ብሂወት እንኳዕ ተሚፍካ ኩሉ ግዜ ዘይትሃስስ ካብዛ ዓይነይ ቻው ኢልዎ ክኚይድ ኹሎ እንኳዕ እስኚ ካብዞም ሩኩሳት ፍጥሚት ኣትሚፍልና ዝሓወይ ማዓሚይ❀❀❀❀❀❀❀
@user-wk6dh1ik2o
@user-wk6dh1ik2o 19 күМ бұрыМ
ቡሉፅ ትግራዋይ❀ጎቢዙ💙😊
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 19 күМ бұрыМ
ኩቡር ወላዲና ወላዲትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምፈጣሪ 🎉🎉🎉
@NoraYaman-ck4bm
@NoraYaman-ck4bm 16 күМ бұрыМ
ዙቆልዓእዚ በልቢ ዝብክይኒ🎉❀😢 ተመስገን🎉❀ እኝ❀ ሙቁር
@ngatngat2286
@ngatngat2286 18 күМ бұрыМ
እንኻዕ ብሂወት ሃለካ ዝሓወይ❀❀❀ እና ሞዊት ትብሃል ዝነበሚት ብክራር ትጫወት እባ ኣልሞልና ሓወይ ዓዳ ውቅሮ 2 ኣውልዓሎ እዩ
@ZaraZara-ff3mt
@ZaraZara-ff3mt 16 күМ бұрыМ
ኣሰይ ጎይታዋይ እንኳዕ ብሂወት ሃለኻልና ማዓሹይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ስድራ ❀❀❀❀
@burhankhan2542
@burhankhan2542 19 күМ бұрыМ
ብጣዕሚ እዩ ዓብይ ደስታ ተሰሚዕና ብሂወት ስለ ዝርአናካ ድሕሪ ኹንደይ ግዜ ዹቐንዹልና ♥🙏♥
@zedigidey-qm8xu
@zedigidey-qm8xu 16 күМ бұрыМ
እንኳዕ ብሰላም ሃለካ ካብ ሕልና ሰብ ዘይጠፍእ ተባዕ ትግራዋይ መፃኢካ ምቜው ይኩን🙏💞💝
@edon7537
@edon7537 18 күМ бұрыМ
ጀግና ሐዋና እንኮዓ ብሰላም ሃልካልናጋዙጠኛ ካዓ ዹቀንዹልና
@Gubsa
@Gubsa 19 күМ бұрыМ
Ab ገጠር ገድካ መግብ ኣዚድለካን እዩ ሕጉስ ኢኻ ቱብል 💙
@Gg-qv9ix
@Gg-qv9ix 19 күМ бұрыМ
ዓድካ ዚዘክሚካ እቱ ቊታ❀
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m 17 күМ бұрыМ
ብጣዕምይ
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 17 күМ бұрыМ
ማርያምን 😢😢
@user-pg9hg2kh5d
@user-pg9hg2kh5d 16 күМ бұрыМ
ንዘቆላዓ እዘይ ኣናሚእኩ ብክይ ይወዕል ነይሹ እፍፍ😢እንካዕ ሃለካ ዛሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❀
@bolommahta1561
@bolommahta1561 16 күМ бұрыМ
ዓደይ ዹሕዋተይ ዝዓበኹም ዝነኣስኩም ጀጋኑ 👚‍❀‍👚🙋‍♂
@Letish190
@Letish190 19 күМ бұрыМ
I always think about him. I remember it 3 yrs ago
 he was one of the examples of Tigrayans ready to fight the evil .it brought me a tears in my eyes. He was ready to die for our people. ኜብሚት ያሃበለይዝወደይ.
@MelesGebreme
@MelesGebreme 17 күМ бұрыМ
ናይ ገባር ደምባርደይ 23:47😂😂ገጠር ጥዑማት ማሕበሹ ሰብ ህዝብና ፈጣሪ ትጡዑም ዘመንካ ይምለሰልካ በሪሁ ጀግና ደርጋ ዝተጋደልካ
@user-uw2dq6zn7q
@user-uw2dq6zn7q 16 күМ бұрыМ
ካብ ሕልናና ዘይጠፈአ ቆልዓ እንኳዕ ብህይወት ሃለዹ ❀ ሙሌ ዓብዪ ሰብ❀
@selamtigray3173
@selamtigray3173 18 күМ бұрыМ
ዙቆልዓዚ ካብ ሕልና ትግራዋይ ዘይወፅእ ጅግና ቆልዓ እንኻዕ ብሂወት ተሚፍካ ማዓሹይ
@chbcdbgd997
@chbcdbgd997 18 күМ бұрыМ
ተመስገን እንካዕ ብሰላም ሃለካ ዝሓወይ መዓሹይ 🥰🙏
@aadd8069
@aadd8069 18 күМ бұрыМ
ኩሉግዜ ይዝክሮ ነይሹ እንካዕ ብሂወት ሃለካ❀❀❀❀❀
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 6 күМ бұрыМ
I am very emotional watching this video. I thank Tgadaly Habtom for recording such historical event. May the Lord God bless my sweet Tigrai people.
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 16 күМ бұрыМ
ጎይታዋይ እንኳዕ ብሂወት ተሪፍካስ ንምርኣይ ኣብቅዐና❀❀❀❀
@user-hn8em4ur5c
@user-hn8em4ur5c 17 күМ бұрыМ
በሪሁ እንኳዕ ቢሂወት ተሚፍካ መርአያ ፅንዓት አንበሳ ትግራይ
@user-sb2hx1se7h
@user-sb2hx1se7h 16 күМ бұрыМ
ውይ ተመስገን እንካዕ ብስላም ሃለወ መዓሹይ ብንኡሜተዩ ለባም❀😊
@hiwi2141
@hiwi2141 17 күМ бұрыМ
ተመስገን ጅቡዐይ ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ሃለኻ ዋላ ሕጂ እዚ ዝበኪ ዘለኹ ኩሉ ጊዜ ይዝክሮ ነይሹ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ኩሎም ቀተሰብካ🙏😍😍
@user-kl4sn3fi6i
@user-kl4sn3fi6i 18 күМ бұрыМ
ውድ ዓደይ ፀንቀመ ተምቀን ዓደይ ሪአ ብዚ ኣጋጣም ❀❀❀🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-pm2ul5pg1r
@user-pm2ul5pg1r 17 күМ бұрыМ
ተመስገን እንቋዕ ንካልኣይ ግዜ ሚአናካ እንቋዕ ብሰላም ሃለካልና❀
@HhBb-it7xh
@HhBb-it7xh 15 күМ бұрыМ
አነ ገሚልካ አዹ ዋ ሃዹ ተጋርዋይ ናይ ድኻሙ ላይክ ሌር ንግበሹሉ አሕዋተይ❀❀❀
@tecleabkidane6811
@tecleabkidane6811 19 күМ бұрыМ
ተጋሩ ጀጋኑ ቅኑዓት ጜኑዓት ንመንነቶም ዘይደራደሩ ተባዓት ኢኩም ፈጣሪ ሰላምኩም ይምለሰልኩም❀❀❀❀
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 17 күМ бұрыМ
amen nkulatna selam yhabena ahwatey❀😊
@Hanin-eq7kl
@Hanin-eq7kl 17 күМ бұрыМ
ቃደማኻ ምዓሹይ እኳዕ ብሰላም ሃለኻልና❀❀❀
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 15 күМ бұрыМ
ጅግና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ።ቃላት ዚብለይን።❀🧡👍👍👍👍👍
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 19 күМ бұрыМ
ዹቀንዹልና ሃፍቶም ገ/እግዝኣብሔር
@danielgebregergis2915
@danielgebregergis2915 19 күМ бұрыМ
ጞላኣኢዳ ሰብ ያሓርድ እህም እህም ኢዚኊም ጞላኢ ኚጥፉኡ ይወፍሩ መራሕቶም ካኣ ብዛዕባ ስልጣን ይጭንቁ ዓሓ
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k КүМ бұрыМ
እንኳዕ ብህይወት ሃለካልና ጀግና ዕሾል ፈሹ ትግራይ👑💊💗♥
@user-sh2wm9tz3j
@user-sh2wm9tz3j 19 күМ бұрыМ
ስምዕተይ ምቅፅፃር ኣብኒ ንእሜተይ ሓውይ እዩ ዝመስለኒ😢😢😢
@tslalegebretsadk2956
@tslalegebretsadk2956 19 күМ бұрыМ
ተመስገን ማዓሹይ እንኳዕ ብሂወት ሃለካልና ❀❀🎉🎉
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 4 күМ бұрыМ
ዋይ ተመስገን እንኳዕ ብሂወት ሃለወ እዝ ቆልዓ ኩሉ ትግራዋይ ዝፈልጣ ዘድንቆ ጅግና ትግራዋይ
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 15 күМ бұрыМ
ብጣዕሚ ጅግና ጵብቕ አለና ድማ ኢሉ አመስጊኑ ጵቡቕ ይሃብካ።ተሌፎን እንተለዎ እንተዝሚኜቊ ደስ ምበለኒ።❀❀❀
Chips evolution !! 😔😔
00:23
Tibo InShape
Рет қаралЎы 14 МЛН
Hot Metal Balls Video by Oddly Satisfying #asmr #satisfying #satisfyingvideo #relaxing #asmrsounds
00:24
Oddly Satisfying
Рет қаралЎы 54 МЛН
КЕЛБИЛАР | bayGUYS
24:45
bayGUYS
Рет қаралЎы 654 М.
Surprise Gifts #couplegoals
00:21
Jay & Sharon
Рет қаралЎы 33 МЛН
Gere Emun Part 178 | ገሬ እሙን ክፋል 178
51:54
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралЎы 160 М.
ሰገናት ተምሀሮ ምስ ጀግና ተጋዳላይ ገብሚ ዓድዚት ዝገበርዎ ወግዒ
8:03
Meadi Segenat tigray መኣዲ ሰገናት ትግራይ
Рет қаралЎы 12 М.
The real baby bowl#nico #funny #smartnico #dog #cute #magic
0:18
Nico_thepomeranian
Рет қаралЎы 21 МЛН
ХОТЯ БЫ КИНОДА 2 - ПфОцОальМый фОльЌ
1:35:34
ХОТЯ БЫ В КИНО
Рет қаралЎы 719 М.