No video

ደቂ ትንሳኤ ኢና / New Eritrean orthodox tewahdo mezmur 2023 /

  Рет қаралды 410,658

Zemari Bereket Tikue official

Zemari Bereket Tikue official

Жыл бұрын

ዲ/ን ዘማሪ ዮዉሃንስ ገ/ትንሳኤ
ዘማሪ ሳንድሮ ግርማይ
ዘማሪ ዩኤል ኢዮብ
ዘማሪ ሳይሞን ኣረጋይ
ዘማሪት ቅሳነት ክብሮም
ዘማሪት ሄርሜላ ይሕሾ
© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ።
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmur
Eritrea orthodox tewahdo
eritrean music
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
ethiopian orthodox tewahido
ethiopian orthodox tewahedo
tewahido church
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
orthodox tewahido
Debesey Mezmur
Teahdo mezmur
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
Ethiopian orthodox
Eritrea orthodox
eritrean music
Eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
#ethiopian orthodox tewahedo
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
#orthodox tewahido
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
#Ethiopian orthodox
#Eritrea orthodox
Hidmona
new eritrean movie 2020
#Debesey Mezmur
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur
Teahdo mezmur
nihemia
music eritrea
eritrea music
comedy of eritrea
eritrea comedy
hidmona comedy
warwarta
eritrean film
eritrean movie 2020
eritrean music 2020
eritrean comedy
eritrean movie
eritrean film 2020
best eritrean film 2020
New eritrean comedy 2020
hdmona tv
habesha comedy
habesha music
HDMONA NEBARIT
Mahlet
Eritrean
ethiopian orthodox mezmur new
Bereket
eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox tewahido
#tewahido church
amharic mezmur
Shegye Shegitu
best music
New Eritrean Music 2020
Ethiopia music
Rora
New ethiopian tigrigna
admas
Amharic
Tigray
ATA
Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido

Пікірлер: 659
@wedi_kristos1
@wedi_kristos1 Жыл бұрын
ደቂ ትንሳኤ ኢና ---| | | | |~|- - - ብሓይሊ ናይ ሕጊ መውግእ ኮይኑ ሓጥያት ኣሕሊፉ ሂቡና ተገዚእና ብሞት ወዲ ኣምላኽ ግና ስጋና ለቢሱ ሓራ ከውጽአና ሞትና ተቋዲሱ (2) ~> ደጊም ኣብቂዑ'ዪ ታሪኹ መቃብር ተዋሒጡ በቃ ብናይ እየሱስ ስልጣን ዝነበሮ ኩሉ ምርኮ ተዘሚቱ ዕርቃነ ወጺኡ ሓይሉ ተቀንጢጡ ሞት ክሕዞ ኣይክኣለን ነቲ ጻድቅ ተንሲኡ Yesus ንዓና ከጽድቅ ሒዙ ክሕዞ ኣይክኣለን ነቲ ጻድቅ ተንሲኡ Yesus ንዓና ከጽድቅ ብሓይሊ ናይ ሕጊ መውግእ ኮይኑ ሓጥያት ኣሕሊፉ ሂቡና ተገዚእና ብሞት ወዲ ኣምላኽ ግና ስጋና ለቢሱ ሓራ ከውጽአና ሞትና ተቋዲሱ ~> ብበደል ሓደ ሰብ ኩላትና ካብ ሞትና ብጎይታ Yesus ውን ደቂ ትንሳኤ'ና መሰልናን ነገርናን ንኹሉ ወዲኡ ምስኡ ኣቐመጠና ኣብ የማን ኣቡኡ ደጊም ሞት ስልጣን የብሉን ኣብ ልዕሌና ናይ ኣቦ ወረስቲ ፍቑራቱ ኢና ሕጅስ ሞት ስልጣን የብሉን ኣብ ልዕሌና ናይ ኣቦ ወረስቲ ፍቑራቱ ኢና ብሓይሊ ናይ ሕጊ መውግእ ኮይኑ ሓጥያት ኣሕሊፉ ሂቡና ተገዚእና ብሞት ወዲ ኣምላኽ ግና ስጋና ለቢሱ ሓራ ከውጽአና ሞትና ተቋዲሱ ~> ንዕኡ ክነብር ምስኡ ካብ ተንሳእና ክፉኣት ኣይሰልጥን ኣብ መቅደስ ስጋና ደጊም ናትና ኣይኮነን ዘለናዬ ሂወት ሓርነትና ኣይንግበሮ ምኽንያት ሓጥያት ትንቁዱሳን ዝግባእ ምስጋና እምበር ኣይረኸበና ንፍቃዱ ዝጻረር ትንቁዱሳን ዝግባእ ምስጋና እምበር ኣይረኸበና ን'GoYta ዘየኽብር ብሓይሊ ናይ ሕጊ መውግእ ኮይኑ ሓጥያት ኣሕሊፉ ሂቡና ተገዚእና ብሞት ወዲ ኣምላኽ ግና ስጋና ለቢሱ ሓራ ከውጽአና ሞትና ተቋዲሱ (2) Zmarie dawit zteqebele zmariekum yqebel brukat deqi Kristos 🫶🏽❤️❤️❤️ #wedi_kristos1
@robielhaile7642
@robielhaile7642 Жыл бұрын
Kxbeyeka xenihe tebarek wedi krstos hawey 😍😍😍
@kokobhabte
@kokobhabte Жыл бұрын
zemare amlak yesmalana bereket hawena xegu yebzehaleka
@wedi_kristos1
@wedi_kristos1 Жыл бұрын
@@robielhaile7642 Amen brukeY 🙏🏽
@yohannesyemane3547
@yohannesyemane3547 Жыл бұрын
በረከት ሓወይ ብሉጻት ናይ ብሉጻት ኢካ እግዛብሔር ጸጋ የብዘሓልካ ዘሃወይ እጂካ በርትዕ ዘረባ ሰብ ግዲ ኣይትግብረሉ ናይ በሓቂ ደስ ዝብሉ ሞዛሙር ኣለውኳ
@sarawoldu8593
@sarawoldu8593 Жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🏿 bereket hawey niakawin xegu yebzhalka medhanialem zimare melaikti yesmealina ❤🙏🏿🇪🇷
@tijtijtij2154
@tijtijtij2154 Жыл бұрын
የተዋሕዶ ልጆች የሆናችሁ በሙሉ እትዮጵያዊያን ኤርትራውያን እንኳን አደረሳችሁ አደረሰን
@zebibmesgina1107
@zebibmesgina1107 Жыл бұрын
Amen enikon abiro aderesen 💜
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 Жыл бұрын
እንኳን አብሮ አደረሰን አሜን (3) 🌿🙏🌿🙏🌿🙏
@24Reem
@24Reem Жыл бұрын
አሜን እንኳን አብሮ አደረሰን
@RobelBrhane-ko1vs
@RobelBrhane-ko1vs Жыл бұрын
Amennn
@medrekyata9683
@medrekyata9683 Жыл бұрын
አሜን አሜን❤️❤️❤️❤️
@Lifeisgood300
@Lifeisgood300 Жыл бұрын
ብሰላም ምጹና በሬ ሓወይ!❤ ኣምላኽ ናይ ሰላም ናይ ፍቕርን ትንሳኤ ይግበረልና🎉🎉🎉
@selamwollo
@selamwollo Жыл бұрын
I wish I can like this mezmur 10000000 times!! ዘማሪ መላእክት ያሰማልን
@rutgebrezgi2765
@rutgebrezgi2765 Жыл бұрын
እቱም ጡዑማት ድምጺ እንቃዕ ናትና ኮንኩም ብጣዕሚ ሰሚዕካ ዘይምኖ መዛሙራትኩም ናይ ኩላትኩም ጥዑም እዪ አምላክ ይባርኩም ጸጒኡ የብዝሐልኩም በረከት ሐወይ ብጣዕሚ ኩሉ መዛሙራትካ ኩሉ ጥዑም እዪኩሉ ይበላለጽ አምላክ ይባርካ ጸጒኡ የብዝሐልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@semariachannel1513
@semariachannel1513 Жыл бұрын
ስለዚ ድማ ብደም ክርስቶስ ሞት ኣብ ልዕሌና ምንም ስልጣን የብሉን ! ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና እንዳ በልኩ ሳብስክራይብ ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ፈተውቲ ዘማሪ በረከት ትኩእ like ወስ ኣብሉ
@ThtnaTv
@ThtnaTv Жыл бұрын
ብዝግባእ ቃል ኣምላኽ ተንብብን ከም ቃል ኣምላኽ ትዝምርን ምዃንካ፡ ኣምላኽ ይባርኽካ ዘማሪ በረኸት። ድያቆን ነጋ ውን ብሉጽ ቃል ኣምላኻዊ ግጥንን ዜማን ስለ ዝደረስካ ዘመንካ ይለምልም። ኣብ ዘመን ነቢ ኤልያስ 7000 ን በዓል ዘይሰገዱ ምስክር ኣምላኽ ከም ዝነበሩ፡ ንስኻትኩም ውን ካብቶም 7000 ሒደትን ብሉጻትን ኢኹም። መመሊሱ መዝሙርኩም ይፈልፍል።
@filmonsamuel3621
@filmonsamuel3621 Жыл бұрын
[ ሮማ 15 ] 55 “ኦ ሞት፥ ኣበይ ኣሎ ዓወትካ᎒ ኦ ሞት፥ ኣበይ ኣሎ ምውጋእካ᎒” 56 ሞት ብኃይሊ ኃጢኣት ገይራ ትወግእ፥ ኃጢኣት ከኣ ካብ ሕጊ ኃይሊ ትረክብ። 57 ግናኸ ነቲ ብጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ገይሩ ዓወት ዚህበና ኣምላኽ ስብሓት ይዅኖ።
@eritreangirl1839
@eritreangirl1839 Жыл бұрын
ብሩኽ ዘርኢ ሓወይ መዝሙራትካ ክሎም ስንቀይ ዮም።ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ።መድሃኔ ኣለም ካብ ክሎም ዕንቅፋታት ይሓልኻ ብሩኸይ🙏❤️
@hagyemane5264
@hagyemane5264 Жыл бұрын
I think it is the right time to delete all Evil music from our Smart phones and make it all our Holy mezmur, Great work brothers God bless you.
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Жыл бұрын
Yes do it
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
ብሰላም ምፀና ክቡር ሓወይ ዘማሪ በረከት እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ❤✝️
@GhenetBokure
@GhenetBokure Жыл бұрын
Zmeri melakiti ysmana xexgu ybzhalka edmen tenan eybka fetari beri hewina🙏🙏🙏
@bisratbeyn3843
@bisratbeyn3843 Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f Жыл бұрын
ብመጀመርታ እንካዕ ንኩለኩም ተከተልቲ እምነት ክርስትና ናብ ብርሃነ ትንሳዩኡ ብሰላም ኣብፀሐኩም /ና ክስካብ ትልቀቅ ብሃንቀዉታ ንፅበ ኣለና ዘማሪ በረከት ሓዉና❤❤❤
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ngistibrhane2002
@ngistibrhane2002 Жыл бұрын
Zmare melahkti yesmalna❤
@vipistarl5973
@vipistarl5973 Жыл бұрын
አልልልልል ዝማረ መልክት ዝተቀበለ ዝማረካ ይቅብል
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u Жыл бұрын
እንቋዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብጻሓና አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጎይታ ጸግኡ የብዛሓልካ በረከት ሓውና 👏✝️💚
@asmerasweet8706
@asmerasweet8706 Жыл бұрын
ኣዝያ መንፈስ ትህድስ መዝሙር ኣገሊግሎት ዘመንኩም ይባሪክ ደቂ ኤሪ ሓላላት❤️🇪🇷🕊👏👏👏እንቁእ ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ኣብትጻሃና❤
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
ዘማራይ በረከት ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ተዋህዶ እምነትካ የፅንዕካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ኣይዘካ ፈተና እንተበዝሐ እግዚአብሔር ክሕግዘካ እዩ ተስፋ ከይትቆርፅ ድንግል ማርያም ፅላል ትኩንካ
@solomontekle6870
@solomontekle6870 Жыл бұрын
ደራፋ እዩ ዘማራ ኡይኮነን
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
@@solomontekle6870 ብኣተሓሳስባካ ክከውን ይክእል እየ
@buruktesfaldet9566
@buruktesfaldet9566 Жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንጎይታናን መድሓኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ንዘልኣልም❤
@Momlove143-
@Momlove143- Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቅኑዕ መልእኽቲ ምስጋናን፣ኣምልኮን ብግልጺ ዘረድእ፣ንስካን መሳርሕትካን ብግልጺ ናብ ጎይታ ዘጠምት መዛሙራትኩም ተባረኹ።ካብዚ ድብልቅልቅ ዝበለ ኣምልኮ ናብ ጎይታ ክንጥምት ዝገበርኩምና ተባረኩ🙏🙏🙏
@teweldebrhanzeray2989
@teweldebrhanzeray2989 Жыл бұрын
❤ርሑስ በዓለ ትንሳኤ ይግበረልና ንመላእ ኤርትራውያን ከምኡ'ውን ደቂ ወልድ ዋህድ ኦርቶዶክሳውያት ቤተ ክርስትያን ኣሕዋትን/ ኣሓትን ለካ እቲ ዝተኸፍለልና ዕዳ ብደም ፍትውና ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ኮነ ብፍጹም መቓብር ሞት ኣባና ስልጣን የብሉን እዩ።❤
@amanuel4062
@amanuel4062 Жыл бұрын
Selam Berket hawey Egziabher ybarika tium mezimur kulu nigoyta Jesus Lisan zebele yzemir ygezae ñety fewsi medhanit . ruhus awdeamet
@fevenfrezgi4608
@fevenfrezgi4608 Жыл бұрын
Pls btselot nhagzo ab hmakkeywedkena ayni seb bezihwo bere hawuna biabiu Amlak aygadefek Amen 🙏
@merhawighebretnsae4522
@merhawighebretnsae4522 Жыл бұрын
ወዲ ኣምላኽ ግና ስጋና ለቢሱ ሓራ ከዉጸኣና ሞትና ተቋዲሱ። ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩኽ ሓወይ
@armanimedia1997
@armanimedia1997 Жыл бұрын
በረከት ሓወይ ብዓል ጡዑም ድምጺ::ሞዛሙራትካ ኣዝየ እየ ዝፈትዎም::ካብ ናትካ ሞዝሙር ወጻኢ ምስማዓ ገዲፈዮ::ብልበይ እየ ዝሰምዖም::ደስ እንዳ በለኒ ክኣ: የስተማቅሮም::ርሑስ ኣዉድኣመት ደቂ ክርስትያን የሐዋተይ::ስደትና የሐጽረልና ፈጣሪ::❣️🕊❣️🕊❣️
@nahomahforom1718
@nahomahforom1718 Жыл бұрын
በረከት ሃወይ ኣጀካ በርቲኢ ን ክድሚት ትራይ ተምት ባኣካ ኩራኣት ኢና
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓውና ዕልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤
@zaidteklay797
@zaidteklay797 Жыл бұрын
ኣሜን ክርስቶስ ትንሳኤ እምሙታን ብኣብዪ ሃይል ወስልጣን ኣሰሮ ለስእይጣን ኣግኣዞ ለኣዳም እምዜሰ ኮነ ፍስሃ ወሰላም🌹💒🌹እንካዕ ኣብቀዓና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና🌹💒🌹
@habengebreslase7753
@habengebreslase7753 Жыл бұрын
Zemari Berie hawey ane kea kixibe eye xenihe Mezmur nay ትንሳኤ bselam mxana 🙏🏻
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox Ай бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
@alemayehualemayehu
@alemayehualemayehu Жыл бұрын
የተዋህዶ ልጆች እንኳን አደረሳችሁ
@user-tu4tw2pd5k
@user-tu4tw2pd5k Жыл бұрын
❤❤❤❤ እየሱስ ጎይታ ይኽበር ይመስገን❤❤❤❤ መዘምር በረኸት ሓውና ጎይታ ዘመንካ ይባርኽ❤❤❤❤
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox Ай бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV Жыл бұрын
ቅድሚ ኩሉ እግዚኣቢሄር ዝተመስገነ ይኹን ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ፈጣሪ
@rezeneghirmatsion664
@rezeneghirmatsion664 Жыл бұрын
The real Gospel song.This is what our people need.God bless you abundantly.
@heruy8274
@heruy8274 Жыл бұрын
Its good for our spirit but i think most of our people prefer to listen guayla garbage.
@user-kg7se4qf5c
@user-kg7se4qf5c Жыл бұрын
አሰይ እልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና በረከት ሓወይ ንመላእ ህዝበ ክርስቲያን እንካዕ አብፀሐና ንባዓል ትንሳኤ ተመስገን አምላክ 👏👏👏❤❤❤❤❤
@kemLbey3699
@kemLbey3699 Жыл бұрын
ብሰላም ምጽኣና ዘማሪ በረከት ሓወይ ኣጆካ ኣብ ኩሉ መንፈሳዉ ሂወትካ ፈተና ከም ዝመጽኣካ ትስሕቶ ኣይብልን ንኩሉ ግን ብትሕትናን ፍቅርን ዕላማካ ክትበጽሖ ዝደለካ ከየቃረጽካ ክትቅጽል ይላቦ ካብ ሓወካ።❤❤❤
@dj_hazeka.
@dj_hazeka. Жыл бұрын
አንቃዐ ብሰላም ናብ ትንሳኤ ጎይታና መድሓኒና ኣብጽሓና 🙏 ቃል ሂወት የስምዓልና አግዝኣቢሄሩ በረከቱ ረዲኤቱ ይሃበና ኣሜን 🙏 ሃገርናን ህዝብናን ኣምላኽ ይባርኽ
@mussietn1966
@mussietn1966 Жыл бұрын
እንቋዕ ናብ በዓል ትንሳኤ ኣብጻሓና 🙏🏿🖤💚
@furtilove6335
@furtilove6335 Жыл бұрын
Berie hawey natka mezemur mes semaku fkri mezmur kehaderni jemiru 😢❤️enqua abtsehana 🙏
@teamekiflom6105
@teamekiflom6105 Жыл бұрын
ዘማሪ በረኸት ሓወይ ኣምላኽ ካብዚ ንላዕሊ ኣብሊጹ ይባርኽካ.... መዛሙርካ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎም, መዓልታዊ ክሰምዖም ከለኹ ብስጋ ዘይኮነ ብመንፈስ የ ዘስተማቕሮም. ዓቢ መንፈሳዊ ዕዮ ኢኻ ትዓዪ ዘለኻ'ሞ ካብዚ ንላዕሊ በርትዓልና 🥰🙏
@Scoffy12
@Scoffy12 Жыл бұрын
I have the same feelings ❤
@samuelhailemichael2799
@samuelhailemichael2799 Жыл бұрын
ሕጂ ጽቡቕ ጌርና ፈሊጥናካ፡ ካብ ጠርጠራ ኣይወጻናን እንዲና በረኸት ሓውና ድኣ ሕጂ ኸ ፈሊጥኩሞ ዶ፡ ምስ ትሃድሶ ከምዘሎ፡ እቲ ግጥሚ ሂብዎ ዘሎ ተሃድሶ ኣብ ኢስራኤል ዘሎ ዲያቆን ነጋ ግርማይ ይብሃል ኣነ ጽቡቕ ጌረ ዝፈልጦ
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 Жыл бұрын
​@@samuelhailemichael2799 ስቅ በል ድያብሎስ! ንኽብሪ ጎይታ የሱስ ዝተዘመረ መዝሙር ኢዩ ትሰምዕ ተኾንካ ስማዕ! ኣይኮነን ዘዕገርግረካ ዘሎ መንፈስ ዲያብሎስ እዩ ይብለካ ኣለኹ።
@adrianaarin652
@adrianaarin652 Жыл бұрын
kbur hawey eza comment natka ms reaku btaemi ye senbide , bzey flat tefiena alena malet dyu 😢😢😢
@weyniaregay1469
@weyniaregay1469 Жыл бұрын
​@@samuelhailemichael2799 ኣታ ሓወይ በስኣም ዘይ ትብሉ እታይ እዩ ገሩ እዚ ሰብ በቃ ኮንኩም ብዛዓባ ዘማሪ በረከት ክትዛረብ ጻሓይ ትዓርበኩም እንተ ክእልኩም ከም ዘማሪ በረከት ሓውና ኮንኩም በርትዑ ስለ ዝነፈዐ ስለ ዝበርተዐ ድዩ ዘቅነእኩም ዘሎ ብዝኮና እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅረ ይበለልኩም ንዘማሪ በረክት ሓውና ካኣ ጸግኡ የብዛሓሉ 🙏🙏🙏
@user-yy7ko3wf3p
@user-yy7ko3wf3p Жыл бұрын
ክብሪ መስጋና ንእየሱስ ክርስቶስ ቃል ሂውት ይስምዓልና በረኽት ሓውይ ከማኻ ይብዙሑ ኣብዛ መድሪ
@yuelsamson
@yuelsamson Жыл бұрын
"ንቕዱሳን ዝግበር ምስጋና እምበር፡ ኣይረኸበና ፍቓዱ ዝጻረር" በሬ ሓወይ መልእኽትኻ ተረዲኡኒ'ሎ። ኦርቶዶክሳውያን፡ ናብ ቤት ኣምላኽ ትመርሕ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ናትናያ፡ ግን ክኣ ስኣን ምስትውዓልና ኣይተጠቀምናላን'ሞ፡ ንበራበር ንንቃሕ በተ ክርስትያንና ንፍለጣ።
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
በረከት ሓወይ ጸግኡ የብዘሐልካ በርተዐና አዝየ ዘድንቀኻ በእምነትኻ ጽኑዕ መንእሰይ ኢኻ ጸላኢኻ ዓይኑ ይፍሰሰ
@achuderby3484
@achuderby3484 Жыл бұрын
Zemare melaket yesmalena Berket hawena egziabher amlak be eideme betiena abzihu yebarka Degime mot seltan yebelun ab lielena nay abo wersti fekuratu ena 🙏🙏🙏
@wedieri7465
@wedieri7465 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና ፡ ጸጋን በረኸትን ረዲኤትን ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ምስ ኩልና ይኹን። ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ❤🎉
@mikalghbregziabiher3691
@mikalghbregziabiher3691 Жыл бұрын
I can’t stop this amazing holly mezmur May God bless you my brother proud of you always happy Easter ✝️✝️💒💒💒💒💒💒💒💒
@letebrhanhabtslasieweldege7451
@letebrhanhabtslasieweldege7451 Жыл бұрын
I have been listening to this Holly song since it is posted late hours and still has not disappeared from my mouth so I repeatedly play it. Thanks all and God may listen to us the angel's songs.
@senayzeray3050
@senayzeray3050 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏Zemare melakti yesmealna.
@Frealem-dj7zs
@Frealem-dj7zs Жыл бұрын
Aasey zwedey ahgoskani haderaka nazom kab etfetwo kfolyuka zhkunu zelewu ankefty keytdahal sele zhaledkayo eyom akli xbet zgeru zelewu Aboka seltene keshi teweldebrhan eye ajoka
@goitomtadesseferede2330
@goitomtadesseferede2330 Жыл бұрын
We will conquer the world by His Word. No One will stop us.Amen
@habeshawit-gf6el
@habeshawit-gf6el Жыл бұрын
ብሰላም ምፀአና ክብር ሓውና ብሓቂ ደቂ ትንሳኤ ኢና ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላም የብፅሐና እግዚአብሔር🙏
@fthawitdawit1373
@fthawitdawit1373 Жыл бұрын
እንቋዕ ናብ ብርሃነ ትንሰኤ ኣብጸሓና የሕዋተይ።🤲🇪🇷🌹❤❤🌺🌺❤❤❤🌺🌺🌺❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@bahaasweay3988
@bahaasweay3988 Жыл бұрын
Zemari melakti yesmalna bereket hawey enke nab berhan tensi abxhan❤❤❤❤🎉🎉🎉
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 Жыл бұрын
እሰይይይይይይይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሪ መላእክቲ ይስምዓልና ኩቡር ዘማሪ በረከት ሓውና ብሩክ እካ እሞ ኣጆካ ክርስትና ማለት ብፈተና ምንባር ኢዩ እሞ ኣጆካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-dy9ml8dy5t
@user-dy9ml8dy5t 7 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ደቂ ተዋህዶ
@fevenandemeskel1809
@fevenandemeskel1809 Жыл бұрын
ኣሰይ በሬ ሓወይ ጅግና ናትና መኽሰብ 💖💖💖በዓል ጥዑም ቃና ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና 💖💖🥰💖💖🎊🎉
@KhanKhan-ii2re
@KhanKhan-ii2re Жыл бұрын
ዕልልል እኮዕ ኣብፀሐኩም ናባዓል ትንሳኤ ኣሚላኽናን መዳሓናን እየሱስ ክርስቶስ የሕዋተይ በክ ሓወይ ናትካ መዛሙር ክሰምዕ እንከለኹ መንግስተ ኣሚላኽ ዝኣተኹ እዩ ዝመስለን❤😘💒👏ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ሓወይ ማዓረይ👏
@ኣየግዜ1939
@ኣየግዜ1939 Жыл бұрын
ዘማሪ በረኸት ትኩእ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ።ነዞም ቻነሎም ንምዕባይን፡ካብታ ዘዕበየትካ ኦርቶዶክስ ብሐይሊ ደፊኦም ከዉጽካ ዉሕ ዉሕ እናበሉ ዝነብሑ ዘለዉ ፈሪሳዉያን መሰል አይትገደሰሎም።ንሐደ ሰብ አስተምሂሮ ናብ ናይ ንስሓ ህይወት ከምጽኡ ዘይክሉ፡ጽባቀ ጽሕፈት ጥራይ ሒዞም ዝተረፋ እዝኒ አይትሃቦም።ቀጽል ጥራይ አጆካ ።
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox Ай бұрын
God Bless You Amen Amen Amen.
@samuelgebreab125
@samuelgebreab125 Жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኽና ኣሰይይይይይይ ዕልልልልልልልልልል እንቓዕ ኣብቅዓና ደቂ ተዋህዶ ዘማሪ በሬ ሓውና አግዚኣብሄር ዘመን ሂወትካ ይባርኽ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኻ ውን ይባርኸልካ❤❤❤
@arsemafshation3431
@arsemafshation3431 Жыл бұрын
Amen amen amen zmarie melaikte yesmalina berie hawey btami des tbl mezmur nay ageliglot zemenika ybarek 👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@brhankiros
@brhankiros Жыл бұрын
እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ዘማሪ በረከት ሓወይ እግዚኣብሔር ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ የብዘሐልካ😘😘😘
@ninononi1362
@ninononi1362 Жыл бұрын
ስም ይመርሕ ፣ ተባረክ, ከም ቅ, ዳዊት, ከም ቅ, ያረድ ። የፈጽምካ ።
@loveandmercy9931
@loveandmercy9931 Жыл бұрын
Amennnn halleluja Glory to the King of kings!!!!
@wehazitgerie6231
@wehazitgerie6231 Жыл бұрын
Memelisu Nay mezmuratika elatat yifelfil zemen hiwetika kulu goyta yesus ykberelelu ktzimirelu nber❤
@gulilatlemi4179
@gulilatlemi4179 Жыл бұрын
ኤርትራውያን እህት ወንድም የተዋህዶ ልጆች እንኳን አደረሳችሁ
@fevenfrezgi4608
@fevenfrezgi4608 Жыл бұрын
Bselam mtsana bere hawuna
@samridani253
@samridani253 Жыл бұрын
Willkommen berie hawna 🙏🥰🥰❤️❤️
@berhanebahibi9996
@berhanebahibi9996 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ከምዚ ናይ በሬ ብቃል ኣምላኽ ዝተኸሸነን ንክርስቶስ ዘማእከለን መዛሙራት ይብዝሓላ፡ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ቅዱይ ቅኒትን ብቃል ኣምላኽ ዝተዓለሰን መዝሙር።
@natsinetyemane
@natsinetyemane Жыл бұрын
Beslam mexai love ❤️ bro ❤️ ♥️ 💙 🙏🙏
@zere.s4401
@zere.s4401 Жыл бұрын
🙏 Amen . Ewe bihaki deki tinsae eina. Bselam mitsana Mz. Bereket hawey 🙏🙏.
@BisratAynom-ul5or
@BisratAynom-ul5or Жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መላክት የስማዓልና በረከት ሓውና
@sesinadave24
@sesinadave24 Жыл бұрын
Thank you bere hawey Aytdenguyena ika for more mezmur Good bless you
@robitsighe1994
@robitsighe1994 Жыл бұрын
Ab zhalena halina n Egziabher Nemesgno temesgen nbel Rhus Beal n melai Amenti Krstna
@habenhabytey3844
@habenhabytey3844 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤ Egzabher amlak zemria daweite zetikbla nikum ka yekbiale yehwatey betimia xubika muzmur, Egzabher amlak xagkum yabzhyio ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️♥️
@yerusalemtsehaye7149
@yerusalemtsehaye7149 Жыл бұрын
Zimare melakti yesmalna kuburat yehwat!!❤❤🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ በረከተይ ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋትና✝️❤⛪️_
@fievi4446
@fievi4446 Жыл бұрын
እንቇዕ ናብ ብርሃን ትንሳኤኡ ብሰላም ኣብፅሓና🙏🏽🙏🏽🙏🏽 ብሰላም ምፀና በረኸት ሓውና
@helenbraids8901
@helenbraids8901 Жыл бұрын
አማኑኤል ❤ ስምህ ይባረክ
@user-yu9nf7no6f
@user-yu9nf7no6f Жыл бұрын
ኣሜንንን ቡርኬየ ሓወይ ተባረኽ ኣጆካ በርትዕ❤❤❤
@asteremnet5930
@asteremnet5930 Жыл бұрын
Elelelellll Bereket hawey tebarek Egzabher yberikeka zimarere melaekiti yesmealina mezmurka bitaemi eye zifetewom Egzabher tsegeu yebzhalika 🙏✝️❤️❤️❤️❤️
@zeroto2347
@zeroto2347 Жыл бұрын
ሃሌሉያ ክብር ለንጉሳችን ለኢየሱስ ይሁን ❤🙌
@maranatahabtom
@maranatahabtom Жыл бұрын
ብሰላም ምጸና ብሩክ።
@kukuhawiweyni-jf5sm
@kukuhawiweyni-jf5sm Жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጸካልና ዘማሪ በረከት ሓዊና ርሒስ ባዓል ትንሳኤ ይግበረልና ንኩላትና ኣመንት ዝማሬ መልኣክት ይስማዕልና
@weditesfa-cx1ut
@weditesfa-cx1ut Жыл бұрын
Zemareye melakit yesmalna kuburi mezamur hawuna nay agoliguletika amilaki yhabeka
@GhGh-xi3zc
@GhGh-xi3zc Жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓወና ናዘመርካ የንብርካ❤❤❤❤❤
@semerearaya8115
@semerearaya8115 Жыл бұрын
ጎበዝ
@tesfalemkibreab1665
@tesfalemkibreab1665 Жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስመዓልና በሬ ።እንቁዓ ብሰላም መጻኻ። ደስ ዝብል ኦርቶዶስ መዝሙር። ሓርነትና ኣይንግበሮ ምኽንያት ሓጥያት። ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር።
@ey504
@ey504 Жыл бұрын
Memeliskum dimeku tegeletsu burukat Egziabiher aizizu yibarikum. Zimarie melaikti yesmialna. Ruhus beal Tinsae yigberelna.
@GoingUp-cg6wl
@GoingUp-cg6wl Жыл бұрын
Welcome our brother 🙏
@musieberaki1156
@musieberaki1156 Жыл бұрын
Bselam mxena bereket hawey ❤❤❤❤
@abbeyene
@abbeyene 8 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ኣመን ኣመን ኣመን❤❤❤
@user-oy8fr1mp7p
@user-oy8fr1mp7p Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ መመሊሱ ፀጋ ኣብ ርእሲ ፀጋ የዕዝዘልካ ዘማሪ በረኸት ሓውና🥰 ምሉእ ዕድመኻ ከምቲ ስምካ ንበረኸት ኩን ዝሓወይ❤❤❤
@binyam4451
@binyam4451 Жыл бұрын
🌻🌻💐💐💐🌻🌻 🌻🌺 እንኳን 🌺🌻 🌻🌹አደረሳችሁ🌹🌻 🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
@kisanethaile3857
@kisanethaile3857 Жыл бұрын
Ellllllllllllllllll ellllllllllllllllll ellllllllllllllllll zmare melakti yesmalna kubur hawna 🙏🙏🙏
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ዝማሬ መላኣክቲይ የስመዐልና
@brhankiros
@brhankiros Жыл бұрын
ብሰላም ምፃኣ በረከት ሓወይ ብሃረርታ ንፅበየካ❤❤❤
@morgere8375
@morgere8375 Жыл бұрын
Tebarek bruk hawey Egziabher biexfi ybarkka
@selamfesseha7922
@selamfesseha7922 Жыл бұрын
Welcome Beriye hawey egziabiher amlak nay agelglot zemenka ybark
@yordanosbruk8328
@yordanosbruk8328 Жыл бұрын
Amen amen amen. Bieteket hawena xegska yebzahayo egzabhier.
@helenberhane5175
@helenberhane5175 Жыл бұрын
Tebarek bruk hawey ab libi ziatu mezmur Zmare meaekti yesmalna.
@danaitkflom2341
@danaitkflom2341 Жыл бұрын
Amem zmarie melakt yesmalna xegu ybzhalkum burkat ahwat 🙏⛪⛪⛪⛪
ወራሲ \ werasi \ new Eritrean orthodox tewahdo mezmur 2023 \ zemari Bereket Tikue
9:06
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 411 М.
My Cheetos🍕PIZZA #cooking #shorts
00:43
BANKII
Рет қаралды 23 МЛН
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 10 МЛН
ዘክረኒ~Zekreni~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021
5:48
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 3,8 МЛН
#rieka_bayney_new_eritrean_orthodox_mezmur_2021_ርእየካ_ብዓይነይ
5:42
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 1 МЛН
Orthodox mezumur Segirnayo beaka (ሰጊርናዮ ብኣኻ )
5:51
St Anthony Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 169 М.
ዕፀሳቤቕ TV: DEBESEY(ደበሰይ) : Orthodox Tewahdo Mezmur 2019
7:10
Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur
Рет қаралды 560 М.
Teklehaymanot / ተክለ ሃይማኖት / Live mezmur / #zemari_bereket_tikue / 2023
9:01
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 469 М.
Ade_eyesus / #zemari bereket tikue / #eritrean_orthodox_tewahdo_mezmur_2023 / #live mezmur
8:20