No video

#YGREM_ALEKU_NEW_ERITREAN_ORTHODOX_MEZMUR_ይግረም_ኣለኹ

  Рет қаралды 2,345,206

Zemari Bereket Tikue official

Zemari Bereket Tikue official

3 жыл бұрын

ናይ ንስሓ መዝሙር

Пікірлер: 1 100
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 3 жыл бұрын
ይግረም ኣለኹ ብኣኻ 😍 ንጉሰይ ፍሉይ'ዪ ስራሕካ ሂወት ከም ዘይብለይ ርኢኻ ሂወትካ ሂብካዬ ንባርያኻ ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ 🥰 ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ ዓለም'ዪ ዘመንን ፍቅርኻ ጎይታይ ምእንታይ ዘይሓፈርካ ዕርቃንካ ኣብ መስቀል ስለይ ተዋሪድካ ዝሞትካለይ ...... ክሰብኮ'የ ስምካ ክሳብ መኸተምታ ዘመነይ ተስፋይ ኣይጎድልን ኣይሓፍርን ፍጹም ብኣኻ ልዕሊ ማንም እንዴ ኣብ ሂወተይ ክሉ ዝሰርዐካ ይግረም ኣለኹ ብኣኻ ንጉሰይ ፍሉይ'ዪ ስራሕካ ሂወት ከም ዘይብለይ ርኢኻ ሂወትካ ሂብካዬ ንባርያኻ ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ ከምቲ ነቶም ስምካ ዝፈትዉ ዝመሓርካ ስምዓኒ ንዓይ ንስጉምተይ ኩሉ ኣብ ቃልካ ኣጽንዓዬ ከይወድቅ ...... እከይ ከይመልከኒ ፈተና ጸላእተይ ካባይ ኣርሕቅ ገጽካ ኣብርሃለይ ስርዓታትካ ኸኣ ምሃረኒ ኪንዬ ምብዛሕ ቃላት ብመንፈስ ክህሉ ርድኣኒ ይግረም ኣለኹ ብኣኻ ንጉሰይ ፍሉይ'ዪ ስራሕካ ሂወት ከም ዘይብለይ ርኢኻ ሂወትካ ሂብካዬ ንባርያኻ ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ Zmarie melakt Yesmelna wedi tewahdona bruk 👏🏼
@media4163
@media4163 3 жыл бұрын
ጎይታ ኢየሱስ ክበር ዘልኣለም
@azahelazahel2921
@azahelazahel2921 3 жыл бұрын
Aseyyyy amen amen amen egziabher amlak tsegue yebzahaka beriye hawey &zmare melakti yesmalna amen!
@nameit2690
@nameit2690 3 жыл бұрын
😍😍😍
@masiiyedingilmaryamlij1039
@masiiyedingilmaryamlij1039 3 жыл бұрын
አሜን፫
@user-ru1ju4re6s
@user-ru1ju4re6s 3 жыл бұрын
ዝማሪ መልእክቲ የሰመዐልና
@samuelfrezghi6484
@samuelfrezghi6484 Жыл бұрын
ተስፋ ይገብር በዛ መዝሙር ሂወትና ከንቅይር ኣነ ጀሚረ ኣለኹ ክርስቶስ ይቅረ ይበለለይ
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 Жыл бұрын
Amen amen amen ajoka amlak yhagzkan yhagzenan hawey jemerti zeykonas fexemti ygberena fetari alem 🙏🏾🥰😇
@Sami14111
@Sami14111 3 жыл бұрын
ህዱእ መዝሙር ጸጋ የብዝሓልካ ፈጣሪ.. ነቶም ንሰምዕ ክኣ ሰማዕቲ ጥራይ ዘይ ኮነ ሂወትና ንልውጠሉ ሂወት ይሃበና ፈጣሪ
@danaitteklemariam1365
@danaitteklemariam1365 Жыл бұрын
Amen amen amen
@miley2883
@miley2883 Жыл бұрын
Amen briuky
@habuhawieru1720
@habuhawieru1720 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ,,,,,
@hanibaltesfahanes7992
@hanibaltesfahanes7992 Жыл бұрын
Amen amen amen
@mathewreda5476
@mathewreda5476 Жыл бұрын
I am in Protestant denomination Follower of Jesus ,The song is full of Holy Sprit!! God Bless You Bereket Hawna. B Krstos Zeamena Kulatna Ahwat ena .
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 3 жыл бұрын
እዛ መዝሙር ናይ ብሓቂ ኣብ ልበይ ተሰሪታ ❤🤲🏿 ክሳብ ሒጂ ደጋጊመ ይሰምዓ ኣለኹ ✝ ብሩኬ ሓወይ ንበረለይ ነዊሕ ዕድመ ስከ ብሩኽ 🙏🏿
@user-kj6ne1fm5u
@user-kj6ne1fm5u 3 жыл бұрын
ቡሩከይ ንቀፃሊ ብናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ሒዝካልና ክትመጽእ ተስፋ ንገብር ማዓረይ ክፈትወካ እኮ ኣምላክ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ
@semharalem8560
@semharalem8560 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@MikiMiki-fw2hq
@MikiMiki-fw2hq 2 жыл бұрын
Kbri ngota tray u amselu aytkuni
@user-kj6ne1fm5u
@user-kj6ne1fm5u 2 жыл бұрын
@@MikiMiki-fw2hq Wat 😳 ከመይ ማለት?
@MikiMiki-fw2hq
@MikiMiki-fw2hq 2 жыл бұрын
@@user-kj6ne1fm5u mezmur ngota ember nmaryam zbl mezmur alo dyu anta hamimkum ekum mesleni maryam nrsa tekbro tzmrelu ngota nera
@MikiMiki-fw2hq
@MikiMiki-fw2hq 2 жыл бұрын
@@user-kj6ne1fm5u amskum tehalekti maryam meslkum kab ngota nmaryam tblu ab mexhaf kudus tr tbl nmryam zzmer ayrakun sala kal amlak eko klu feltna ena ember seb dea entay lbi alewo
@_Godolyas7696
@_Godolyas7696 Жыл бұрын
አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሰማልን 🇪🇹🇪🇷💒🙏
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 5 ай бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@WS-Media553
@WS-Media553 3 жыл бұрын
በረኸት ሓወይ በረኸት ክትከውን ኢኻ ተወሊዲካ መዛሙርካ ህድኣት ዘለዎም ምስ ጽባቀ ሽቱድዮ ስሙር መዝሙር። ጸጋ በዲበ ጸጋ የሃብካ ቀጽሎ፡ እዚ ብጽምኣት ሰናይ ግብሪ ምድረ በዳ ኾይኑ ዘሎ ልብና፡ በዚ ጥዑም መዝሙርካ ገርካ ኣረስርሰልና።
@weditigrina6427
@weditigrina6427 3 жыл бұрын
እዛ መዝሙር ግን ጽቡቅ ገርካ ኣስተማቂርካያ ዲኻ? እንዳ ተጋገዩ ውዳሴ ከንቱ እንዳሃብና ባዕልና ናብ ጌጋ ንመርሖም ኣለና ። ብርግጽ ጽቡቅ መዝሙር የቅርብ እዩ ኣብዚ ግዜ እዚ ግን መዛምሩ ኣሰካፊ እንዳኾነ ይመጽእ ኣሎ።
@WS-Media553
@WS-Media553 3 жыл бұрын
@@weditigrina6427 በኣይ ወገን ዝወጻ የብላን፡ እንታይ ጌጋ እሞ ኣለዋ?
@weditigrina6427
@weditigrina6427 3 жыл бұрын
@@WS-Media553 ኣብ ምንታይ ምኻኑ እቲ ጸገም እኮ ኩሎም ኣብቲ ኮመንት ይጽሕፉ ኣለው ። ወይ ከኣ ደጊምካ ስምዓያ
@WS-Media553
@WS-Media553 3 жыл бұрын
@@weditigrina6427 ኣሃ ብድሕረይ እዮም ጺሒፈሞ፡ ክሪኦ ጸኒሐ ግን ሰን ነናቱ ሪኢቶ እንድዩ ዘለዎ። እቲ ዲግ ዲግ ዝብል ዝብልዎ ዘለዎ ኸኣ እዚ ኮፍ ኢልካ ዝህረም ከበሮ ኣሎ ቤተ ክርስትያን ትጥቀመሉ፡ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ዝውቱር ኣይኮነን፡ መብዛሕትኡ ኢትዮጵያውያን እዮም ዝጥቀሙሉ።
@henokteweldebrhan1198
@henokteweldebrhan1198 3 жыл бұрын
@@WS-Media553 Nay kebero hermet do tefiuka kebur haw.
@tedrosteklehaymano6166
@tedrosteklehaymano6166 2 жыл бұрын
> ይግረም ኣለኹ በኣኻ ንጉሰይ ፍሉይ'ዩ ስራሕካ ሂወት ከም ዘብለይ ርኢኻ ሂወትካ ሂብካዬ ንባርያኻ! ይድነቕ ኣለኹ ብኣኻ ክርስቶስ ግሩም'ዩ ግብርኻ ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባራኻ ዓለም'ዩ ዘመንን ፍቅርኻ ጎይታይ ምእንታይ ዘይሓፈርካ ዕርቃንካ ኣብ መስቀል ሰለይ ተዋረድካ ዝሞትካለይ......... ክሰብኮ'የ ስምካ ክሳብ መኸተምታ ዘመነይ ተስፋይ ኣይገድልን ኣይሓፍርን ፉጹም ብኣኻ ልዕሊ ማንም እንዴ ኣብ ሂወተይ ኩሉ ዝሰርዓካ ይግረም ኣለኹ ብኣኻ ንጉሰይ ፍሉይ'ዩ ስራሕካ ሂወት ከም ዘይብለይ ርኢኻ ሂወትካ ሂብካዮ ንባርያኻ ይድነቅ ኣለኩ ብኣኻ ክርስቶስ ግሩም'ዩ ግብርኻ ወገን ከም ዘብለይ ርኢኻ ሂወትካ ሂብካ'ዩ ንባርያኻ ከምቲ ነቶም ስምካ ዝፈትዉ ዝመሓርካ ስምዓኒ ነዓይ ንስጉምተይ ኩሉ ኣብ ቃልካ ኣጽንዓዮ ከይወድቅ...... እከይ ከይመልከኒ ፈተና ጸላእተይ ካባይ ኣርሕቅ ገጽካ ኣብርሃለይ ስርዓታትካ ከኣ ምሃርኒ፡፡
@mercymama8529
@mercymama8529 3 жыл бұрын
ለመላው የኦርቶዶክስ እምነት ተከታዮች እንኳን አደረሳቹ🇪🇹❤🇪🇷🤝 ፈጣሪ በያላቹበት ሰላም እግዚአብሔር ይብዛላቹ
@betisis6107
@betisis6107 Жыл бұрын
አሜን
@erilove215
@erilove215 Жыл бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏
@nebiattekle3245
@nebiattekle3245 3 ай бұрын
Amen
@ruthjames9354
@ruthjames9354 3 жыл бұрын
I'm catholic but I love this mezmur 😍😍😍😍🥺🥺🥺🥺
@filmongebrehiwet5625
@filmongebrehiwet5625 3 жыл бұрын
B kristos kuluna hade Ena
@selinaye1339
@selinaye1339 2 жыл бұрын
@@rozalemshow7734 aytgageyi kbrti hafti keytzefunuley(keytderfuley) zemruley elu yu...ena kilkl yu sorry gin defire keykon nzbelexe ndiakonat hteti🙏❤
@nahomkiflom5076
@nahomkiflom5076 Жыл бұрын
@@rozalemshow7734 nooooo u r in wrong way 🙏
@henokandemaraiam4695
@henokandemaraiam4695 Жыл бұрын
@@selinaye1339 kemey malet eyu? Eske kab mexhaf kudus b tksi aseniki arediena? Abey ala kemzia tbl?
@user-zs2ix8sr4b
@user-zs2ix8sr4b 2 жыл бұрын
ኢየሱስ ሁሌ ስራህ ያስገርማል ፀጋ ይብዛልክ በመንፈስ የሚሰማ ዝማሬ ነው
@wintamebrahtu2505
@wintamebrahtu2505 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 1ይ ጴጥሮስ 1 (1 Peter) 8-9፤ ነዚ ኸይርኤኩምዎ እተፍቅርዎ፡ ሕጂውን ከይርኤኹምዎ ብእኡ እትኣምኑ ዘሎኹም፡ ነቲ መደምደምታ እምነትኩም፡ ንሱ ድማ ምድሓን ነፍሳትኩም፡ ምስ ረኸብኩምዎ፡ ብዘይንገርን ክቡርን ሓጐስ ትሕጐሱ ኢኹም። ኻዕበት ጸጋ መንፈስ ቅዱሱ ይሃብካ የዝሓልካ ብሩኽ ኣጆኻ ቀጽሎ ዝሓወይ ናይ እመ ብርሃን ድማ ከምዚኣኣ ዜማ ዝሕል ዝበለ ክጽበየካየ ወይ ግጥሚ ሕተተኒ ብሩክ ሓውይ ሎቭ ዩ ናይ ጎይታ ሓወይ።
@user-hn6ng2yx2s
@user-hn6ng2yx2s 10 ай бұрын
I don't speak tigray but I like this mezmur❤
@ortodoxtewahodo8362
@ortodoxtewahodo8362 Жыл бұрын
ትርጉሙም ባይገባኝም አጥትን የሚያለመልም ዝማሬ ዜማ ድምፅ በቃ ይለያል የመዝሙሩ ባለቤት ልዑል እግዚአብሔር ይክብር ይመስገን ለዘማሪያችን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤❤❤❤👏👏👏👏👏😭😭😭😭😭
@peaceyo7998
@peaceyo7998 3 жыл бұрын
እዚ: መዝሙር:ዚ : ክድቅስ: ክትስእ : እየ ዝስምኦ:ብጣዕሚ : መንፈስካ ዘህድስ: መዝሙር : እዩ:: እግዚአብሔር : ይባርከካ :ዘማሪ: በረከት!!🙏🙏🙏
@muzateklit4827
@muzateklit4827 3 жыл бұрын
አከይ ከይመልከኒ ፈተና ጸላአተይ ካባይ ኣርሕቅ!!! መዝሙርካ ሰላም ዮም ዝቡኒ አለካ አየ ቡሩከይ ዘመንካ ይባረክ
@maranatha1171
@maranatha1171 3 жыл бұрын
በረኸት ሓውና ንስኻ ንዓና በረኸት ኣምላኽ ኢኻ እሞ ኣምላኽ ኣብዚሑ ብርኽ የብለካ ጥዑም መዝሙር !
@calmness9005
@calmness9005 2 жыл бұрын
ዘማሪ በረኸት ሓወይ ክድቅስ ክትስእ ኩሉሻብ እየ ዝሰምዐ ዝማረ መላእክቲ የስማዕልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ💖💝💖ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ተዓደል ኣነ ትግርኛ መዝሙር ብኣኻ እየ ምድማጽ ጀሚረ
@user-th4xl4bp2w
@user-th4xl4bp2w 4 ай бұрын
አቤት ግርማ ሞገስ❤ በረኸት ተቐቢልኻ ካብ ኢትዮጵያ እየይ
@user-zz5iy6ly4w
@user-zz5iy6ly4w 10 ай бұрын
ጌታ ሆይ ስምህ ብሩክ ይሁን😢❤ ፀጋ ይብዛልህ ወንድማለም❤😊 በአማሪኛ ተርጉማችሁ ብትለቁት ግጥሙን ቋንቋዉን የምትችሉ ተርጉሙልኝ😢😊
@user-jo9xm8kb6r
@user-jo9xm8kb6r 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን ትርጉሙን ባላውቀውም ነብሴ በሀሴት ትዘምራለች ለአምልኳ ተመስገን።
@Samuel-3838
@Samuel-3838 4 ай бұрын
ዝማሬ መላኣክ የስማዓልና በረከት ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርከልካ ሉኡል እግዚኣቢሔር፡ ህዝቢ ክርስትያን ከኣ ሰሚዕና ኣብ ልብና ኣሕድርና ብቅድስና ንኢዮሱስ ክርስቶስ እና ኣመስገና ክነብር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ኣሜን። ኣብ ንገብሮ ጉዕዞ ሂወትና ካኣ እግዙኣቢሔር ኣምላክና ነቀድሞ ናብራና ክባርከልና፡ ብቅድስና ንመርዖ ብቅድስና ኣብ ሓዳርና ንንበር ከም ባዓል በረከት ሓውና ኣመስገንት ኣገልገልትን ውላድ ክህበና ሉኡል እግዚኣቢሔር።
@user-ut9xk6bg7o
@user-ut9xk6bg7o 3 жыл бұрын
ኣሰይ ብሩከይ ካብ ትሰዳ ጀሚረ እስካዕ ሎሚ የዳምፃ ኣለኩ ግጥሚ ግን ይበል ኣምላክ ጥበቡ ኣብዚሑ ይዓድልካ ፍቱወይ ንቀፃሊ ብናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ሒዝካልና ክትመጽእ ተስፋ ኣለና
@momismyeverything7799
@momismyeverything7799 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሩኽ ሓወይ ኩሉ መዝሙርካ ይሰምዖ እየ ህዱእ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏
@eri437
@eri437 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዕኻ ናይ ብሓቂ ብዙሕ ከም ትደኽሙሉ ይርድኣኒ ኣምላኽ ዓስቢ ድኻምኩም ይሃብኩም። ዘማሪ በረኸት ኃወይ ድምጽኻ ኩሉ ስርሓትካ ኣዝዩ ደስ እዩ ዝብለኒ፣ ኣብ ገለ ግን እንታይ እኻ ትእትወሉ ድግ ድግ ይብል ኣሎ ኣብ'ቲ ድምጺ ኣብ ገለ መዝሙራትካ ከምኡ ሰሚዐዮ እሞ እንታይ ዓይነት መሳሪሒ ድኻ ትጥቀም ማለት'ካብ ከቦሮ'መሶንቆ'በገና'ጸናጽል ወጻኢ፧በሪየ ኃወይ ኣብኻ ዘለኒ ክብሪ ልዑል እዩ፣ ካብ'ቲ ስርሓት ናትካ ስለ ዘይበርሃለይ ንብክርስቶስ ኃውኻ ዝኾንኩ ክተብርሃለይ።
@sababrhane
@sababrhane 3 жыл бұрын
Kal hewet yesmealna ati zeybrahlka mehtatka betami eye zedenka kab kelo kea tehtnak des zebl ab zehtsere melsi kehbka tesfa yegbr
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 3 жыл бұрын
ሰላም ኣብ ዘለኻዬ ክቡር ሓወይ! ኣብዛ ሕቶኻ ክሳተፍ ደስ ምበለኒ ማለት i hope ብሩኬ ባዕሉ ኣስፊሑ ክምልሰልካ! ብ ናተይ ወገን ግን earphone ጌርካ ብጽሞና እሞ ስምዓያ እዛ መዝሙር ሽዑ ቅሩብ ክትርድአካ'ያ!!! እንታይ መስለካ ምሽ ከበሮ ክንሃርም ከለና በታ ንእሽተይን በታ ዓባይን ብፍላይ ድማ ኣብ ወረብ ነዘውትረሉ ህራም ልክዕ ከምኡ ህራም ድማ እዪ ብሩኬ ሓወይ ተጠቂሙ ዘሎ!!!! ሕጂ ከመይ መስለካ በታ ንእሽተይ ሃሪሙ ኣብታ ዓባይ ክምለስ ከሎ ክደምቀሎ እቲ ህራም ኢሉ ከይከውን ኣብቲ edit ክገብሮ ከሎ ኣብ ክንድኣ ዝኾነ ተጠቂሙ ዘሎ!!! ከምኡ ምጥቃሙ ክኣ እንድዒ ጌጋ ዘለዎ ኣይመስለንን! ናተይ ሓሳበይ ከምዚ ይመስል thanks
@user-rr7vy1pd3l
@user-rr7vy1pd3l 3 жыл бұрын
@@Lifes_lessons7 ኣንቱም ሰባት በታ ንኢሽተይ በታ ዓባይ እንዳበልኩም እንዶ ኣይትገላበጡ፡ ከሙኡ ዓይነት ስርዓት ኣብ ተዋህዶ የለን ፡ ከሙኡ እንዳበልኩም ከተማሒሹሉ ኣይትፈትኑ ፊት ንፊት ባዕሉ ዘይዛረብ ?
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 3 жыл бұрын
@@user-rr7vy1pd3l ሓወይ ናተይ ኣነ እኮ ዝመሰለኒ እየ ተዛሪበ መስለኒ! ድላየይ ክዛረብ መሰል የብለይን???
@yonasweldey8911
@yonasweldey8911 3 жыл бұрын
@@Lifes_lessons7 ነብሶም ምስ በዓል ቅዱስ ያሬድ ጌሮም እዮም ዝርእይዋ ኣብዚ ምድሪ ከለዉ እዚ ሓዉና። ሕጂ ከኣ መሰል የብልካን ክብለካ እዩ ከይሓፈረ። ምኽንያቱ ኣብዚ ምድሪ እሞ ከኣ ከምዚ ዝጽሕፎ ሰነ ምግባር እንተ ኣለዎ ምስ በዓል ቅዱስ ያሬድ ካብ ተሰርዐ፡ ንዓኻ ክፈረድካ እንታይ ይኽልክሎ፧ ሸልል ጥራይ በሎ መዐንቀፍያን እዮም ከምዚኦም ዝበሉ ኣምላኽ ይቅሬ ይበለሎም!
@luwamhugush1187
@luwamhugush1187 Жыл бұрын
Kemey diya zefekerom ne mezamurteka nemenfeska zebertuo Hayli yehebuka yebertuokan kabe zeneberekayo dekam wen yetensuoka ❤❤❤❤❤❤ God bless you memeliska tegeletse bezemari hawey
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h 8 ай бұрын
Amen Amen Amen zemare melak yesmalna egzabher amlax
@edenseare4685
@edenseare4685 2 жыл бұрын
If I can give a million 👍 for this mezmure. AMEN
@yosephberhunegn7490
@yosephberhunegn7490 2 жыл бұрын
በኣንተ እገገረማለሁ ስራህ ልዩ ነው ንጉሴ ህይወት እንደሌለኝ ኣይተህ ለባርያህ ለኔ ህይወትህን ሰጠህ በኣንተ እደነቃለሁ ክርስቶስ ስራህ ግሩም ነው ወገን እንደሌለኝ ኣይተህ ለኔ ለባርያህ ከዙፋንህ ወረደክ ኣለምን ያስረሳል ፍቅርህ ጌታዬ በኔ ኣላፈርክም በመስቀል ላይ እርቃንክን ስለኔ ተዋረደህ ሞተህልኛል ስምህን እስከዘመኔ ፍጻሜ እሰብከዋለሁ በኣንተ ያለኝ ተስፋ ኣይጎድልም በኣንተ ፍጽም ኣላፍርም በህይወቴ የሰራኸው ከማንም በላይ ነው በኣንተ እገገረማለሁ ስራህ ልዩ ነው ንጉሴ ህይወት እንደሌለኝ ኣይተህ ለባርያህ ለኔ ህይወትህን ሰጠህ በኣንተ እደነቃለሁ ክርስቶስ ስራህ ግሩም ነው ወገን እንደሌለኝ ኣይተህ ለኔ ለባርያህ ከዙፋንህ ወረደክ ስምህን የሚወዱትን እንደማርክ እኔንም ስማኝ እንዳልወድቅ እርምጃዬን ሁሉ በቃልህ ኣጽናልኝ እኩይ እንዳይገዛኝ የጠላቴን ፈተና ከእኔ ኣርቅ ፊትህን ኣብራልኝ ስርዓትህን ኣስተምረኝ ኪንዮ ምብዛሕ ቃላት(መተርጎም ኣልቻልኩም) በመንፈስ እንድኖር እርዳኝ በኣንተ እገገረማለሁ ስራህ ልዩ ነው ንጉሴ ህይወት እንደሌለኝ ኣይተህ ለባርያህ ለኔ ህይወትህን ሰጠህ በኣንተ እደነቃለሁ ክርስቶስ ስራህ ግሩም ነው ወገን እንደሌለኝ ኣይተህ ለኔ ለባርያህ ከዙፋንህ ወረደክ
@zeroto2347
@zeroto2347 2 жыл бұрын
አመሰግናለሁ 😍
@mesi2783
@mesi2783 2 жыл бұрын
❤❤
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 3 жыл бұрын
Zimare melekti yesmelna amen amen amen 🙏🤲🙏 buruk hawna bereket xega bereketu yebzhalka, edmen tienan yhabelna Fetari🙏🤲🙏
@tesfitberhe282
@tesfitberhe282 Жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna. Betami des tbl mezmur. Amlak fqdelena knnber ab betka 🙏🙏🙏💝💕❤💕❤💝✝️✝️✝️
@user-ny6xh1to3x
@user-ny6xh1to3x 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እገረም አልሁ ባንተ ስራህ ግሩም ነው የኔ ጌታ
@sophiaberaki3269
@sophiaberaki3269 2 жыл бұрын
I am in love with this mezmur . Zmare melaekti yesmana 🙏🙏🙏👏
@tigisttigist4833
@tigisttigist4833 Жыл бұрын
Amen ፫ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን🙏♥
@samrawitisak4324
@samrawitisak4324 3 жыл бұрын
ZEMNKA YEBARKE HAWEY NATEY YOU ARE SO UNIQUE; I CAN'T STOP CRYING WHEN I HEAR YOUR SONGS YOU ARE TRULY BLESSED BROTHER MANY GOD SHOWERS YOU WITH HIS MORE BLESSINGS THNAK YOU SO MUCH .
@segentedros3494
@segentedros3494 Жыл бұрын
Even me
@kisanetteklay8383
@kisanetteklay8383 Жыл бұрын
😊mjmmk JiuiIjJXz
@FifiFifi-tz9eg
@FifiFifi-tz9eg Жыл бұрын
Amen (3)
@mhabeshawityoutube4152
@mhabeshawityoutube4152 Жыл бұрын
ይድነቅ አለኹ ብአኻ ክርስቶስ ግሩም 'ዩ ስራሕካ ነፍሴ ብሃሰት ተሞላ 🙏🙏🙏🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌾🌾🌿🍀
@efreamgebreab1245
@efreamgebreab1245 Жыл бұрын
ልዕሊ ማንም እንዲየ ኣብ ሂወትይ ኩሉ ዝሰርዓካ ዝማሬ መላእት የስምዓልና በረከት
@eluyenatey6815
@eluyenatey6815 3 жыл бұрын
በረኸት ሓወይ ከም ስምካ ዝተባረኻ ኢኻ ኩሉ መዝሙርካ ልቢ ዝትንክፍ'ዩ ኻባኻ ቡዙሕ'የ ዝጽበ ዕድመን ጥዕናን የሃብኻ ተባረኽ🙏🙏🙏
@user-bc3ux1dr8s
@user-bc3ux1dr8s 3 жыл бұрын
This honestly deserves more views This is my favorite mezmur, thank you brother❤❤❤❤
@user-zx3jk3hi2x
@user-zx3jk3hi2x 10 ай бұрын
Btaemi des tbl mezmur bereket hawey bereketka yebzhayo&zmarie melakti yesmealna amen🙏🙏🙏
@selamawikrstosselamkahabena
@selamawikrstosselamkahabena 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላአክት የስምዓልና በረኽት ሃወይ ኣባኻ ዘለኒ ኣኽብሮት ኣዚኡ ዓቢ ዩ አግዝኣብሄር ይሓግዝካ ከምኡ ውን ጸሎት አመብርሃን ጸሎት ቅዱሳንን ኣይፈለየካን ኣይፈለየናን ❤️❤️❤️🌿🌿🌿
@efrataefrata3354
@efrataefrata3354 3 жыл бұрын
ዳዊት 8 (Psalms) 1፤ ዎ እግዚኣብሄር፣ ጐይታና፣ ኣታ ንግርማኻ ኣብ ሰማያት ዝተኸልካዮ፣ ስምካስ ኰን ኣብ ኵላ ምድሪ ኽንደይ ግሩም እዩ። ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 🙏🙏🙏
@ttyy7566
@ttyy7566 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላክትን ያስማልን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🕯🕯🕯
@NguseAsmelash
@NguseAsmelash 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ልቢ ዝመልኡ ዜማን ቃልን
@saminataniam28
@saminataniam28 3 жыл бұрын
ጸጋ በዲበ ጸጋ ይሃብካ እግዚአብሔር ብሩኽ 🙏😇
@yomuntadese7881
@yomuntadese7881 2 жыл бұрын
May the grace of Our lord Jesus christ be up on you, this is my favorite song by far, I'm Protestant to say religion.
@wedishaibiya
@wedishaibiya Жыл бұрын
Bere hawey bitami yigirem aleku ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-he7ht4mj6k
@user-he7ht4mj6k 10 ай бұрын
Betame lbeka tetnkef Mazmur kubur hawena edman tenan yhabka fetare
@natsnetzemede7400
@natsnetzemede7400 3 жыл бұрын
Kal zmare yesimalna, egziabher nhagerna🇪🇷 alemnan ybarik !!!
@bereketshmendi6065
@bereketshmendi6065 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ዘማሪ በረኸት ትኩእ ናይ ብርሓቂ ናይ ዝማሬ ኣገልግሎትካ ዘመን እግዚኣብሄር ይባርኽ።
@Hilfitweldi3833
@Hilfitweldi3833 2 ай бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልካ ቀረከት ሓዉና ጃማሪ ጥራሕ ዘይኮነስ መፃሚ ይበርኻ ዝሓወይ ኣጆኻ በርተዐልና❤❤❤❤❤❤❤
@lillynuguse4758
@lillynuguse4758 Жыл бұрын
Amen(3) zemare melakt yesmalna mezmer Berye hawey. God bless you and be strong❤❤❤❤❤❤🙏🌷🙏🌷🙏🌷🙏🌷🙏🌷🙏👏👏👏👏💐👏👏💐👏👏💐👏👏❤❤❤
@ola1707
@ola1707 3 жыл бұрын
I was listening to this song the whole day....I start to memorize it 😊God bless you Bereket zemari hawina
@mareyhelsh5850
@mareyhelsh5850 Жыл бұрын
ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ክቡር ሓወና ብጣዕሚ ደስ ትብለኒ መዝሙር ናይ እግልግሎት ዘመንካ ይባርክ ቡርከይ 👏❤
@sarageleta2094
@sarageleta2094 Жыл бұрын
Zemare melaketene yasemalene bedeme betena yetebekelene yagelegelote zemenehe hulu yebareke kefu hulu ayagenehe edemehe yerezeme edeme leneseha new tebarekilene 😇😇😇😇😇😇
@HenokFshaye
@HenokFshaye Жыл бұрын
Amen zmare melkti yesmalna berekt hawna❤❤❤❤❤
@media4163
@media4163 3 жыл бұрын
ናይ ዘልኣለም ምርጫይ ኢየሱስ ክርስቶስ ተባረከለይ ዘልኣለም አብ ልበይ ንገስ ክብሪ ንጎይታ ኢየሱስ
@abrehetamlesom7422
@abrehetamlesom7422 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ruftalbi4454
@ruftalbi4454 3 жыл бұрын
ሄኖክ ምርጫኻ ኢየሱስ ክርስቶስ ጥራይ ማለት እግዚኣብሔር ወልድዩ እዩ ። እግዚኣብሔር ኣብ እግዚኣብሔር መንፈስቅዱስ ከ ምርጫኻ ድዮም ? ከተብርሃለይ ። ንነጻ ምርጫካ ግን ኣይቃውመን እየ ። ዝድለኻዮ ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ ።
@hermelayehisho2177
@hermelayehisho2177 3 жыл бұрын
@@ruftalbi4454 abon weldn menfesqdusn hade deo aykonun !!!! Entay aynet hito ye ?
@yonasweldey8911
@yonasweldey8911 3 жыл бұрын
@@ruftalbi4454 rufta lbi kab nay Ferisawyan hgi wexae wey wxi! Yehzn u entay ikum tehatu entay ikum tdelyu? ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ንሓንቲ ቋሕስም ዶ ይፈላለዩ'ዮም፧ ስለዚ ነቶም የሕዋትና ኣበር መንፋቃን ኮይኖም ክንብል ባዓላትና መናፍቃን ኮኔና የሕዝን!
@ruftalbi4454
@ruftalbi4454 3 жыл бұрын
@@yonasweldey8911 ኣእማደ ምሥጢር ብዝግባእ ተመሃሩ ፡ only Jesus (ኢየሱስ ጥራይ ) ዝብል ትምህርቲ ናይ መናፍቃን ትምህርቲ እዩ ። ዮናስ ኮፍ ኢልካ ተመሃር ገረውረው ኣይትበል ። ንሕና እንኣምን ብፍሉይ ስለስትነት ኢና ( ሥላሴ ) . ኣብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ። ኢየሱስ ጥራይ ዝብል እምነት ናይ Orthodox approach ኣይኮነን ።
@user-do6zs9lg7q
@user-do6zs9lg7q Жыл бұрын
ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ፀግኡ ያብዝሐልኩም
@Hewane
@Hewane Жыл бұрын
Bereket hawey zimare melakit yesimialna amen Amen amen
@easyandtastyrecipes4512
@easyandtastyrecipes4512 Жыл бұрын
አሜን አሜን ቃል ሕይወት የስማዓልና❤
@fevenmehari4831
@fevenmehari4831 3 жыл бұрын
ዝማሬ መልኣኽቲ ይስምዕልና ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@meskita4082
@meskita4082 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ከቲክ ቶክ ሰምቼ ነው ሰርች አርጌ ያገኘውት በጣም የወደድኩት መዝሙር ነው እህታችሁ ነኝ ከ ኢትዮጲያ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙏🙏🙏🙏
@lidiateklebrhan906
@lidiateklebrhan906 3 жыл бұрын
እንቆን ደና መጣሽ
@user-ms8sj2ly9o
@user-ms8sj2ly9o 3 жыл бұрын
ehe ye aganntoch hager bandera tigrgna mezmur lay atesgebi 💚💛❤👹👹👹👹👹👹
@mekdeshenok9446
@mekdeshenok9446 Жыл бұрын
@@user-ms8sj2ly9o emebete ykr tbelsh ahun yhe edezi mtybet bota aydelem
@mikalmicheal
@mikalmicheal Жыл бұрын
​@@user-ms8sj2ly9o men cheger bandera eko meleya new engi lela metfo neger yelewum 🥰🥰🥰 egam enwedachu alen be christena Hulu ande new from 🇪🇷❤️
@natnaelkahsay7617
@natnaelkahsay7617 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇹❤️❤️❤️
@AzmeraGalTewahdo
@AzmeraGalTewahdo Жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ልብኻ ዘረስርስ ናብ ንስሓ ድወስድ መዝሙር ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ክቡር ሓወይ 👏✝️ ይግረም ኣለኹ ብኣኻ ንጉሰይ ፍሉይ 'ዩ ስራሕኻ ህይወት ከም ዘይብለይ ርእኻ ህይወትኻ ህብኻዮ ንባርያኻ 👏✝️🥺
@weletkerensaeda
@weletkerensaeda Жыл бұрын
Ellllllllll zmare melaekt yesmealna tewahdo emnet nizelalem tnbber ❤❤❤
@user-cx7cz2yh4e
@user-cx7cz2yh4e 3 жыл бұрын
ኣሜን! ስለኻ ንኣምላኽ ብዙሕ ነመስግን፡ ንበረኸት ኩን!! ኣምላኽ ሓይልኻ ይኹን!
@haymanoteabew9789
@haymanoteabew9789 3 жыл бұрын
Zmarie melaekt yesmealna Bruk hawey bnatka mezmur kulu gzie ms tebarekna ena Amlak xlalu yenbrelka Af xelatka ykden God bless you & your family
@amanhawiharfey6917
@amanhawiharfey6917 Жыл бұрын
www amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 berye hawey tebarek edmen tanan yhabka fetari mara dfetwa mezumur ya ygrem aleku baka
@bisratoogebresion1844
@bisratoogebresion1844 Жыл бұрын
Aseyyy Bere hawey zemare melaktie yesemealna nesekase enka natena konka thx God 🙏
@yonasweldey8911
@yonasweldey8911 3 жыл бұрын
...ወገን ከም ዘይብለይ ሪኢኻ ካብ ዝፋንካ ወሪድካ ንባርያኻ... ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና መ.በረኸተይ ኣምላኽ ናይ ዘመን ኣገልጉሎት ዕድሜኻ ይባርኽ!
@mabbro5034
@mabbro5034 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልካ ዘማሪ ሓወይ። እዚ፡ኩሉ comment ከንብብ ጸኒሐ እሞ ፍቅሪ ኣሕዋትካ ዶ ርኢካዮም፡ ከይትጋገዮም ፈሪሖም ኣነ ውን ፍርሕ ይብል ምክንያቱ እዚ እዋኑ ክፉእ እዮ'ሞ "ጽሑፍ እዩ ፡ስለዚ ናይ ኣቦታት ምውኳስ ውን ብቀሊል ኣይትጠምቶ ብሩከይ ሓወይ።plz we love u .
@user-xh1ee4xt7s
@user-xh1ee4xt7s Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ኣምላክና ካብ ኩሉ ኩፎእ ይምሓረና ንኩልና ምሕረት የዉርደልና ንኩልና ሰላም ይሃበና በረከት ሓወና ተባረክ ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ
@wertu__Hagery
@wertu__Hagery Жыл бұрын
❤ zemare melakete yesemalena amen amen amen ❤✝️
@bilyonkibrab6746
@bilyonkibrab6746 3 жыл бұрын
በረኸት ሓወይ ስራሓትካ ብጣዓሚ ሰሚዕካ ዘይ ትመንዎም ንመንፈስካ ዘርጉኡ ቡሉጻት ስራሓት እዬም ስለዚ በረኸት ሓወይ ብዝያዳ ቀጽሎ እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ። ካብ ሕጂ ነዛ ትመጽእ መዝሙርካ ናፊቀያ
@hermongebrehiwet5745
@hermongebrehiwet5745 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ዘማሪ በረከት ትኩእ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ፈጣሪ።
@user-xu4ui6wy7v
@user-xu4ui6wy7v 9 ай бұрын
Jesus bless you I like Jesus you are my favorite
@yrgalembahta6161
@yrgalembahta6161 3 жыл бұрын
Mefeska zehdie mezmur። ኣነ ኩሉ ግዜ እየ ዝሰሚኣ እዛ መዝሙር ኣዚያ ድማ መንፈሰይ ኣረጋጊኣ ብተመስጦ ሰማይ ናብ ፈታሪየይ ትወስደኒ። ተባረክ ዝሓወይ ኣጆካ በርቴ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባካ። ብምቅጻል ነዞም ክንድ ጽፍሪ ዚኣክል ፍልጠት ኣብ ኦርቶዶክስ ቤት ክርስትያን ዘይብሎም ሰባት፡ ነዚ ሰለማዊ ዝኮነ መዝሙር ከተዓናቅፉ ሕክት ዝብሉ ዘለዉ ብዙሕ ኣድህቦ ኣይትግበረሎም ኢካ። ብዙሓት ክንኸስቦም ዝግቢኣና ዝነበረ ኣሕዋትና ብኸምዚ ሰነፍ ኣተሓሳስባ እንታይባ እቲ ባ እንዳበልና ሃጽ ኢሎም ካብ ዛ ቅድስቲ እምነት ናብ ዘይፈልጥዎ ጸድፊ ከም ዝከዱ ተጌሩ እዩ። ስለዚ ኣቱም ከተስምዑ እምበር ክትሰምዑ ዘይትደልዩ ሕሉፋት ኣመንቲ መሰልቲ ናብ ልብኹም ተመለሱ።
@edenseare4685
@edenseare4685 2 жыл бұрын
Simply the 👌 best mezmur. Praise the lord Amen.
@alemalem7997
@alemalem7997 3 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዕልና መዓረይ❤🙏❤
@andomberhane3426
@andomberhane3426 Жыл бұрын
Zmare melakit yesmalna kubur hawna mezamir berket
@beyenesalina9797
@beyenesalina9797 3 жыл бұрын
Kndey teawitlka eyu Bruk kem shmka 😭 amlak xega ab leeli xega yebzhalka marey kulu mezmuratka nlbi zeresrs nay nsha beka i cant even enough words to appreciate u brukey ❤️🙏🏽
@dejenwelday2555
@dejenwelday2555 3 жыл бұрын
በረኸት ሓወይ! ኣምላክ ኣብ ቤቱ የጽንዓካ፡ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና።
@dwd4rsff640
@dwd4rsff640 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ይሰመኤልና ክብር ሓወይ ኣብቱ የፅንእካ ፈጣሪ✝️
@zaidweldu3603
@zaidweldu3603 Жыл бұрын
Amen amen amen❤❤❤❤❤
@kibromawt793
@kibromawt793 3 жыл бұрын
ኣምላከ ቅዱሳን እግዚኣብሔር ስሙ ይመስገን ፡ ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ ፡ ኣዚዩ ደስ ዝብል ዝማሬ ጎይታ ኣገልግሎትካ ይባርኽ ፡ ያሬዳዊ ዜማ ጸናጽል እንተ ትጥርቀም ብዝያዳ ምበለጸ ኮይኑ ይስመዓኒ ።
@th5200
@th5200 2 жыл бұрын
One of the best gospel songs ever! God bless you abundantly!
@weiniokbay343
@weiniokbay343 Ай бұрын
This is wonderful and it is always stuck in my head I love this I repeat it over and over again ❤ everyday God bless you
@serkalemasali2576
@serkalemasali2576 2 жыл бұрын
ዝማሬ መለአክትን ያሰማልን ፀጋዉን ያብዛልህ ብሰማዉ ብሰማዉ አልጠግብ አልኩ መዝሙሩን ትርጉሙም ባይገባኝም💖💖💖💖💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@filmonaraya995
@filmonaraya995 3 жыл бұрын
Wow it’s so beautiful! May you hear the hymns of angels and please stay blessed always brother🙏🏼
@freemnet
@freemnet 3 жыл бұрын
ክቡር ኃውና በረኸት ብመጀመርታ ኣብ ንኡስ ዕድሜኻ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ብምስራሕካ የድንቀካ ጸግኡ የብዝሓልካ ! እዚ ህርመት ግን ረባሺ ካብ ናይ ኦርቶዶክስ ዝተፈልየ ከምኡ እዉን ዜማኻ ጥንቅቅ በል, ከም በዓል ናብ ትማል ከይምለስ ዝብል መዝሙካ ሒዝካ ክትመጸና ተስፋ ንገብር !
@habengebrengus7587
@habengebrengus7587 3 жыл бұрын
Nmntay eyu emo ktnkek anta bruk. Kulu zgebro zelo eko nkbri amlak eyu. Entay yu rebishka ety mezmur naamlak eyu. Ety kemzi do kemty zeybl amlak kaa meswaatu ykbelo eyu beemnet yzareb aleku. Atehasasbaka asfih abilo
@eritreawiye3861
@eritreawiye3861 3 жыл бұрын
Hadish zemaray aykonen eko entay konkum ekum enta ktdeliyu twielu please down ktgebriwom aytfetnu nsu kdmi mzrgihu ms likawnti betekrstian kzerareb lesmiom gdn u
@galdigsa3394
@galdigsa3394 3 жыл бұрын
@@habengebrengus7587 hawey bruk reto nay seb mkbar xbuk u reto natu u slezi kmlselu bthtna u hatitu
@micheledebas2253
@micheledebas2253 3 жыл бұрын
@@eritreawiye3861 q
@eritreawiye3861
@eritreawiye3861 3 жыл бұрын
@@micheledebas2253q???????
@orthodoxtewahedoeritrea1569
@orthodoxtewahedoeritrea1569 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️Amen(3) zimare melakit yesmalina ❤️🙏❤️🌿🌿❤️🇪🇷🇪🇷
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
@amhadari.abraham.121
@amhadari.abraham.121 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና በረኸት ሓወይ ። ናይ ብሓቂ ይርድኣኒ እዩ ብዙሕ ከም ትደኽመሉ ፡ኣምላክ ዓስቢ ድኻምኩም ይሃብኩም ። ድምጽኻ ኩሉ መዝሙራትካ ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ። ግን በረኸት ሓወይ ኣብ ገለ ገለ ዲግ ዲግ ይብል ኣሎ እንታይ እዩ ? ማለት እንታይ ዶ ትጥቀም ኢኻ ካልእ ካብ በገና፡ ካበሮ ፡ መሶንቆ ፡ ጸናጽል ወጻኢ ። ኣባኻ ልዑል ክብሪ እዩ ዘሎኒ ይቅረታ ደፊረ ብምሕታተይ።
@eritreawiye3861
@eritreawiye3861 3 жыл бұрын
Nsu kabta mengedi nay orthodox setet aybelen Zelo bnebskum seb kabti betekrstian ketehdmu u zbrhakum menafikan ktblo delika tkewn hji nska hadish Kristian
@robelefriem7500
@robelefriem7500 3 жыл бұрын
@@eritreawiye3861 ሓወይ ንምንታይ ናብ ዘየድሊ ምልሲ ትኣቱ ኣለካ ሰብ በቲ ዘስጋኦ ነገር ክሓትት መሰሉ እዩ ከምዚ ከኣ ሓሲብካ ትከዉን ትብሎ ዘለካ ግን ጌጋ እዩ
@eritreawiye3861
@eritreawiye3861 3 жыл бұрын
@@robelefriem7500 bejaka gdefena ab kulu sirhatu negative nmtsihaf ekum tguayeyu bezom nay sdet hadesti orthodox zeyele ktrakeku seb kab betekrstian tetfiewo alekum shefafinka zkewn neger yelen kab eritrea athizom mezemran wey wn dyakonat zneberu kemey geru u kab hgi orthodox wetsae mesarhi musica ktkem kurub thit belu bejakum
@danaiteyob7456
@danaiteyob7456 3 жыл бұрын
@@eritreawiye3861 ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን ሰላም ዲካ ዝሓወይ መጀመርያ እንታይ ንጽሕፍ ኣለና ንረዳእ ኢካ ሓሲብካ ትከውን ዝብሃል ነገር የለን ናይ ሓውና እሞ ግደፎ ንዝኮነ ይኩን ነገር ብነቀፌታ ወይ ብመኣረምታ ዶ ኣይኮንካን ትእረመሉ ሓቲቱ ኢዩ ሕቱኡ ከኣ ከም ክርስትያን መጠን ብፍቅፊ ክትምልሰሉ ምፈተንካ እምበር ከምዚ ኣይመድለየን ብርግጽ ንሓውና ዝጀመሮ የፈጽሞ ጀማሪ ዘይኮነ ውን ፈጻዊ ይግበሮ ይርዳኣኒ ኢዩ ፍቅሪ ናይ ሓውና በረከት ከም ዘሓረበካ ግን ኣይብሃልን ጸርፊ ነቐፌታ ምቅባል ንላመድ ኩልና
@paradise6047
@paradise6047 3 жыл бұрын
Mariamey kem smka bruk ika lbi ztnkf mezmur amlak xegiu yebzhalka Nabiu nmleselu zemen ygberelna ❤
@sultanbrhane4058
@sultanbrhane4058 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሞራል ዝግባኣካ ዘማሪ ኢካ ❤❤❤በረከት ሓወይ ኣምላክ ዕድመን ይሃብካ 🙏🙏🙏
@Nolawi27
@Nolawi27 3 жыл бұрын
Best Mezmur Amlak yibarika Eti Firu libika Abey kem zeleka Zihibir eyu xegu yebzihalika bere hawey ,nayzi Amlakna fikiri tium eyu Alem eyu Zemenin tebarek,
@mad223chu9
@mad223chu9 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ዝገርምን ዘደንቅን እዩ ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑል ኣምላኽ በረከት ሓወይ
@mybabymysweetboy893
@mybabymysweetboy893 3 жыл бұрын
ቀስ ብቀስ ኣቲካዮም እኮ ነዞም መናፍቃን በረከይ ሓወይ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎ መዝሙርካ ናይ ሕጂ ተምጽዕ ዘለካ ዜማ ግን 99% ካብ ናይ ተዋህዶ ርሒቁ ኣሎ ኣብ ቀጻሊ ኽትእረመሉ ተስፋ ይገብር እቲ ናይ ቀደም ዜማካ ናፊቅናዮ ካብ ዝፈትወካ ሓፍትካ ጋል ተዋህዶ🙏❤
@habtube7974
@habtube7974 3 жыл бұрын
Entay sile zibele eki menafiqan atiqayom tibli deleki . sile zitegereme b yesus walas kalie aleki
@mybabymysweetboy893
@mybabymysweetboy893 3 жыл бұрын
@@habtube7974 ብዛዕባ ዜማ የ ኣነ ተዛሪበ ብዛዕባ ግጥሚ ኣይኮንኩን ብሩክ ሓወይ ብእየሱስ ዘይተገረመ ድኣ ብመን ክግረም❤
@samsonasfaha292
@samsonasfaha292 2 жыл бұрын
ጁንታ
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
እኔ ግን መዝሙርህ ሁሉ ሰወደው እግዚአብሔር በቤቱ ያጽናህ
Schoolboy - Часть 2
00:12
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 16 МЛН
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 42 МЛН
A teacher captured the cutest moment at the nursery #shorts
00:33
Fabiosa Stories
Рет қаралды 62 МЛН
#rieka_bayney_new_eritrean_orthodox_mezmur_2021_ርእየካ_ብዓይነይ
5:42
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 1 МЛН
እንክብለኪ Enkbleki New mezmur by Ze.Temesghen and Ze.Bahrawit
6:58
ማመኔ / mamenie / amharic cover mezmur  #orthodox #mezmur #2024#zemari_bereket_tikue
8:16
Non stop mezmur / Eritrean orthodox tewahdo mezmur / zemari Bereket tikue / 2024 /
36:50
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 287 М.
ዕፀሳቤቕ TV - (በቲ ሓይሊ ዝህበኒ) by  Zemari Bereket Tikue : Orthodox Tewahdo Mezmur 2021
8:51
Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur
Рет қаралды 2,4 МЛН
Schoolboy - Часть 2
00:12
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 16 МЛН