#ክርስቲያንዩ_ስመይ_new_eritrean_orthodox_tewahdo_mezmur_zemari_Bereket_tikue_2021_2014

  Рет қаралды 551,282

Zemari Bereket Tikue official

Zemari Bereket Tikue official

2 жыл бұрын

ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2014

Пікірлер: 662
@embayeberhe
@embayeberhe 2 жыл бұрын
✍ክርስትያን'ዩ ❤️ስመይ✍ --------------------------- 💐ኩሉ ሰብ ይፈልጦ‘ዩ🍀 ክርስትያን'ዩ ስመይ ✝️ ማዕበል ዘስገረኒ ስምካ ዝ'ትምክሕተይ 🥀 [💞 ልበይ ‘ና ኣመነ ግብረይ 💔ከይክሕደካ ኢየሱስ ብፍቕሪ ሕተሞ ባርያኻ❤ ] (2×) ------------------------------------------------------ 💌ደገይ ጻዕዳ ጌይረ ብውሽጠይ ግን ጸላም ስመይ ናይ ክርስቶስ❤ ግብረይ ግን ናይ ዓለም🖤 ከም ልቚሉቚ መቃብር 💀በድኒ ተሸኪመ ☠ ብሙስሉይ መንገዲ ክንደይ ድየ ሳጒመ👣 ውሻጠ ውሻጠይ ንስኻ'ኻ ትፈልጦ 🅾️ ሓደራኻ ጎይታይ ሂወተይ ለውጦ 🆕️ --------------------------------------------------------- ይኣክል ሎሚ'ሲ በቃ ይእከለኒ🏳 ዘይንሰይ ምምሳለይ ጾሩ ከቢዱኒ 🚩 ብሓቀኛ መንነት ኣነ ከኽብረካ 💒 ብስጋ ብነፍሲ ክግዛእ ንዓኻ ⛪ በደለይ ረሲዕካ ይቕረ በለኒ'ኻ‘ሞ ♻️ ዘመነይ ኣብ ቤትካ ኮይነ ክዛዝሞ🟢 --------------------------------------------------------
@eyobtekeste9264
@eyobtekeste9264 Жыл бұрын
Menfes kudus zelwo mezmur ! Goyta yebarka hawey Bikristos
@buduliyeane1253
@buduliyeane1253 Жыл бұрын
wawwww amlak zemenka yebark
@melatpetros4370
@melatpetros4370 Жыл бұрын
@user-gq5gx4iq9c
@user-gq5gx4iq9c Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@user-rs9eg2gq5k
@user-rs9eg2gq5k 8 ай бұрын
❤❤❤
@dawittuem7858
@dawittuem7858 2 жыл бұрын
ናይ እመ ብርሃን እባ ሓንቲ ዘምረልና ጎይታ እየሱስ ጸጉኡ የብዝሐልካ ድንግል ማርያም በማላድነታ ተሓግዝካ
@user-sk6in3yj3o
@user-sk6in3yj3o 2 жыл бұрын
ናይ ማርያም ባ ሓንቲ መዝሙር ዘምረልና ኩቡር ሓዉና እመብርሃን ፀጋኣ ተብዘሐልካ ዋ ድምፅካ ብጣዕሚ ዩ ፁቡቅ ትግርኛ ብምካኑ ዉን ብጣዕሚ ዩ ደስ ኢሉና ዜማ ግን ያሬዳዊ ዜማ ግበሮ
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ሩሑስ ኣውዳመት ይግበረልና ቅዱስ እግዚኣብሔር እግዚኣብሔር ነመስግነሉ ዘመን ናይ ሰላም ዘመን ናይ ዕርቂ ዘመን ስደትና ዘብቃዓሉ ዘመን ናይ ሓድነት ዘመን ናይ ፍቕሪ ዘመን ይግበረልና ኣሜን!!!
@meryi4504
@meryi4504 2 жыл бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መልኣክት ይስመዓልና ኩቡር ሓወይ ናይ ብሓቂ 😥 ክርስትያን እዩ ስመይ
@villayedngllij7537
@villayedngllij7537 2 жыл бұрын
"ዝርዝር ኣብሊልካ ሂወተይ ገሊጽካያ" በሬ ሓወይ ዝማሬኻ ይቀበል ጎይታ ፡ ሩሑስ ኣውደኣመት።
@medhaniemelake2253
@medhaniemelake2253 2 жыл бұрын
vilawitey selam dyu amlak msaka ykun ksab mefexemta
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላኢክት የስማዓልና እግዚኣብሄር ስደትና ዝሓጽረሉ ታሪኽና ዝቕየረሉ ዓድና ንምለሰሉ ስድራና ንሪኤሉ ዕድመ ንንስሓ ዘመን ንፍስሃ ንስጋ ወደሙ ንደገ ሰላሙ ንበቕዓሉ ውግእ ወረ ውግእ ዘይንሰምዓሉ ግዜ የምጻኣልና ሩሑስ ኣውዳኣመት
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Жыл бұрын
ብረከት ሓወይ ናትካ መዝሙርሲ ብስሩ ፍለይ ዝበለ እዩ ገለ ሓይሊ ኣለዎ ልውሽጥካ ዝኣቲ ''ክርስትያን እዩ ስመይ " ናይ ኣገልገሎት ዝመንካ ይባረክ ብረከት ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ብሳላ መዝሙርካ ክርስቲያን ምካነይ ፈሊጠ እየሞ እግዚአብሔር ፀጋ ኣብሊዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ♡︎✞︎🥀🥀🥀
@MeronGebreyesusi
@MeronGebreyesusi 16 күн бұрын
@awetasmerom6674
@awetasmerom6674 2 жыл бұрын
ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩላትና ይኹን ሓወይ መዝሙርካ ነስተብህለሉ ናበይ ገጹ ይከይድ ኣሎ ካብ ያሬዳዊ ዜማ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያና ይወጽእ ኣሎ ነስተውዕለሉ ኣምላኽ ምስትዉዓሉ ይዓድለና
@user-jq8rg6zv3q
@user-jq8rg6zv3q 2 жыл бұрын
እቲ ናይ ትምህርቲ ሰንበት መዝሙር ሓንሳብ ያሬዳዊ እዩ ኢሎም ስለዝነገርኹም ምምዝዛን የለን ። እዚ ናይ ትምህርቲ ሰንበት መዝሙር ናይ ዓደ ኣምሓራ ባህላዊ ጎይላ እዩ ። መዝሙር ኦርቶዶክስ ምኻኑን ዘይምኻኑን ኣብ ግጥሚ ጥራሕ እዩ ክጥዒ ዘለዎ ።
@angosomsahle9641
@angosomsahle9641 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ንንስሓ ሂወት የብቃዕና፡ ብንስሓ ንምለሰሉ ካብ ሓጥያት ርሒቅና ንጎይታ ንግዙኣሉ ቃሉ ንሕልወሉ ይግበረልና🙏⛪🙏።
@mimitekulu7296
@mimitekulu7296 Жыл бұрын
ክርስትያን እዩስመይ 🥰ኣሜን ዝማሬ መላክት የስምዓልና🙏🥰 ኽብር ሓውና ብስም ድንግል ማርያም ባ ዘምረልና 🙏🥰⛪️
@calmness9005
@calmness9005 2 жыл бұрын
ዘማሪ በረኸት ሓወይ ዝማረ መላእክቲ የስማዕልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ💖💝💖ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ተዓደል ኣነ ትግርኛ መዝሙር ብኣኻ እየ ምድማጽ ጀሚረ
@Cyril6apostolicorthodox
@Cyril6apostolicorthodox Жыл бұрын
ዝማሪየ መላኢክት የስምዓልና: በረኸት ሓወይ ኣጆኻ ኣይትሕመቅ ቀጽሎ: እግዚኣብሔር ይባርኽካ: ኪዳነ ምህረት ምሳኻ ትኹን ሓወይ ብሩኽ።
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 20 күн бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
@Shamyem-8
@Shamyem-8 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘማሪ ❤️👌 በረኸት ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይሃብካ 🙏🙏
@yetnayetmeleyo7072
@yetnayetmeleyo7072 2 жыл бұрын
የኔ ቆንጆ ጌታ ኢየሱስ ፀጋውን ያብዛልህ ቤኪዬ!!! You are blessed!!
@mislaltesfhuney7895
@mislaltesfhuney7895 2 жыл бұрын
Qqq
@mislaltesfhuney7895
@mislaltesfhuney7895 2 жыл бұрын
Qaq
@mislaltesfhuney7895
@mislaltesfhuney7895 2 жыл бұрын
Qqqqqq1q1q1q11q1q111111q1¹1111¹¹qq1qq1q1q¹¹1qqqqqqqq
@mislaltesfhuney7895
@mislaltesfhuney7895 2 жыл бұрын
Qq
@rovinatv1454
@rovinatv1454 2 жыл бұрын
up 9@@mislaltesfhuney7895 00p
@user-ws7cd3sw9g
@user-ws7cd3sw9g 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት በሬ ኃወይ ብጣዕሚ ሰናይ ዝኮነ መዝሙር ።
@hanamihret834
@hanamihret834 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን !🙏 ልዑል እግዚአብሔር ለሁላችን የተግባር ክርስትና እንዲኖረን ፈቃዱ ይሁንልን
@atranos.online
@atranos.online 2 жыл бұрын
ጸጋኡ የብዝሓልካ ዘማሪ በረኸት ሓውና።
@maranata71
@maranata71 2 жыл бұрын
Yqrieta bereket hawey kem dfret aytquxereley ember ziematatka kab yariedawi ziema wxa zbele koynu nay qedem mezmurka emo temeliska smayo tamu bzkone egzabihier ab bietu yenbrka xega ab lali xega ymelalka xelota nay eme brhan msaka ykun 🙏💒
@embayeberhe
@embayeberhe 2 жыл бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ብሩኽ እስከ እቲ ያሬዳዊ ትብሎ ዘለኻ ኣብዚ ዘርዝረልና ንሕና ውን ክንመሃረሉ ። እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣይተረድኣንን። መስፈርቲ ናይ ሓደ መዝሙር ቃል ኣምላኽ ዶ ኣይኮነን እዩ? ካልእ ኣለዎ ዶ ይኸውን? ሓደ መዝሙር ፣ መዝሙር ክኸውን እንተ ኮይኑ እንታይ`ዩ ከማልእ ዘለዎ ? እስከ ከለ በለና ። ዜማ ካብ ዜማ ይፈላለ ስለ ዝኾነ ግድን ሓደ ዓይነት ዜማ ኣይኮኑን እቶም ናይ ቀደም መዛሙራቱ ድማ ነናቶም ጽባቔ ኣለዎም ። ካልኣይ ድማ ዜማን ግጥምን ካብ ሓይሊ ወድሰብ ኣይኮነን ዝመጾ ካብ እግዚኣብሄር እዩ ኩሉ ። እግዚኣብሄር ኣብ ልቡ የቐምጠሉ እሞ ብእኡ ኣቢሉ ድማ ኣምላኽ ይጥቀመሉ ኣብዚ ምስትውዓል ክንገብር ኣሎና ። ኣምላኽ ንኽጥቀመልና ፍቓደኛታት ናይ ምዃን ሓላፍነት ናትና እዩ ስለዝስ ነስተውዕል
@adrianaarin652
@adrianaarin652 2 жыл бұрын
Selam Amlak msakum ykun ahwatey niay wn temesasali hasab aleni zfle zelo koynu ysmiani alo gn kem dfret aythsebwo ..gega ente aleni koynu biakum ahwatey kierem
@embayeberhe
@embayeberhe 2 жыл бұрын
@@adrianaarin652 selamki yibzah brikhti senay . Emo eti zifle koynu zismeaki khe abey eyu entay eyu eti giega tiblyo ?
@embayeberhe
@embayeberhe 2 жыл бұрын
@@adrianaarin652 eta gitmi abzi alatki gele eske belina ✍ክርስትያን'ዩ ❤️ስመይ✍ --------------------------- 💐ኩሉ ሰብ ይፈልጦ‘ዩ🍀 ክርስትያን'ዩ ስመይ ✝️ ማዕበል ዘስገረኒ ስምካ ዝ'ትምክሕተይ 🥀 [💞 ልበይ ‘ና ኣመነ ግብረይ 💔ከይክሕደካ ኢየሱስ ብፍቕሪ ሕተሞ ባርያኻ❤ ] (2×) ------------------------------------------------------ 💌ደገይ ጻዕዳ ጌይረ ብውሽጠይ ግን ጸላም ስመይ ናይ ክርስቶስ❤ ግብረይ ግን ናይ ዓለም🖤 ከም ልቚሉቚ መቃብር 💀በድኒ ተሸኪመ ☠ ብሙስሉይ መንገዲ ክንደይ ድየ ሳጒመ👣 ውሻጠ ውሻጠይ ንስኻ'ኻ ትፈልጦ 🅾️ ሓደራኻ ጎይታይ ሂወተይ ለውጦ 🆕️ --------------------------------------------------------- ይኣክል ሎሚ'ሲ በቃ ይእከለኒ🏳 ዘይንሰይ ምምሳለይ ጾሩ ከቢዱኒ 🚩 ብሓቀኛ መንነት ኣነ ከኽብረካ 💒 ብስጋ ብነፍሲ ክግዛእ ንዓኻ ⛪ በደለይ ረሲዕካ ይቕረ በለኒ'ኻ‘ሞ ♻️ ዘመነይ ኣብ ቤትካ ኮይነ ክዛዝሞ🟢 --------------------------------------------------------
@maranata71
@maranata71 2 жыл бұрын
@@embayeberhe Selam nay egzabihier msaka ykun kbur hawey mejemerta ab gtmi aytezarebnan ab ziema ayu zelo eti xegem kalay kea nay behaqi amani orthodox tewahdo tekoynka ab emnetna yariedawi ziema ena ntqem ente dea yariedawi ziema entay mkanu zeytfelto koynka nabotat htet wey wn xibuk aflto zelewom ahwat htet bzterefe xega amlak msaka ykun xelot eme brhan ayfeleyka
@ojhqs8973
@ojhqs8973 2 жыл бұрын
በረከተይ ፀግኡ የብዝሓልካ ልብካ ዘለምልም መዝሙር እዩ ተባረክ
@amanueljohn2822
@amanueljohn2822 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና በረኸት ወደይ ❤️
@user-gj7fl5kc2c
@user-gj7fl5kc2c 7 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና✝️😔🙌
@heaventesfay5012
@heaventesfay5012 2 жыл бұрын
ዘማሪ በሬ ሓወይ ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና በርትዕ ብፍላይ ብናይ ጎይታ መዝሙር ተምጾኦ መዝሙር ልቢ ዝትንክፍ ናብ ንስሓ ዘምጽእ እዩ ሞ ቀጽሎን በርትዕ
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን!
@yohanayemane8143
@yohanayemane8143 2 жыл бұрын
በሬ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ፡ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ እግዚኣብሄር ይባርኽ፡፡በሬ ሓወይ ናይ እመ ብርሃን ደንጊኻና ኣለኻ፡፡ብሩኽ ሓወይ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ሒዝካ ክትመጸና ናት ወትሩ ትጽቢተይ እዩ፡ ቅድስተ ቅዱሳን ጽላላ ተንብረልካ፡፡
@user-sp7no8lu7e
@user-sp7no8lu7e 2 жыл бұрын
ብሩኽ ሓወይ ሓሳብካ ጽቡቅ ነሩ እንተሞተ ናይ እመብርሃን ከምዘይዝምር ክነግረካ የፍቱ ።ግን ድሓን ከም ፍቃዱ ንጸበዮ
@fevenbrhane9502
@fevenbrhane9502 2 жыл бұрын
@@user-sp7no8lu7e ብከመይ ተኣማሚንካ ከምኡ ትብል ኣለኻ ዝሓወይ መደባቱ እኮ ባዕሉ እዩ ዝፈልጦ መን ይፈልጥ ኣብዛ ውሽጢ ሰሙን እባ ናይ ድንግል ማርያም ወይ ናይ ቅዱሳን ይዝርግሓልና ይኸውን
@user-sp7no8lu7e
@user-sp7no8lu7e 2 жыл бұрын
@@fevenbrhane9502 haftey natey kemzeyzrgh xbuq gere yfelt eye but let see him
@fevenbrhane9502
@fevenbrhane9502 2 жыл бұрын
@@user-sp7no8lu7e dehan nskum kemu endabelkum nsu kabu ayhlefu bzbl anxarkum hizwo atfewo (atfuena mo ) Nmntay ayzrghniu tbl aleka kzrgh ykelyu Emebrhan aytgedfon eya bxelota nsu wn aygedfanyu kzmrelayu kab menafqan eyu teqeyeru tehadso nay Emebrhan ayzmrnyu endabelna gmtnan hmaq rieton ntshf gn entekielna ab emnetu kxenei bxelot ndegfo emnetu enteqeyru gn nhna ina tehaseyti
@filmonmebrie460
@filmonmebrie460 2 жыл бұрын
@@user-sp7no8lu7e ኣይትጋገ ከምኡ ኣይበሃልን'ዩ።
@retua_haymanot
@retua_haymanot Жыл бұрын
ወንድሜ በጣም ግሩም ዝማሬ ነው ዝማሬ መላእክት ያሰማልን 😍
@filimonhans7391
@filimonhans7391 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ቀጻሊ ብሃንቀውታ ምስ ተጸበኹኻ እየ በሬ ሓወይ ሕጂ ውን ከም ቀደምካ ምልስ ምልስ በለና
@henokbereket6642
@henokbereket6642 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ኩቡር መምህርና 🙏🙏🙏
@user-if8fk2ez5p
@user-if8fk2ez5p Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ✝️ክብር ሓወይ ብጣዕሚ ዝፈትወ ዘማሪ
@_milluu
@_milluu Жыл бұрын
I am not orthodox but I really love your mezmur keep shining brother ❤️
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 Жыл бұрын
Sure you like it becouse he made like yours
@danielyfsehaye5915
@danielyfsehaye5915 Жыл бұрын
​@@peaceisalwaysgood450 ኣተሓሳስባኻ እንተ ተሐደስ ትርጉም እቲ መዝሙር ምተረደኣካ ኔሩ.
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 Жыл бұрын
@@danielyfsehaye5915 ተሐድሶ ንስኻ እተተረዲዕካዮ ይኣክለና እዩ ንሕና ኦርቶዶክሳውያን ኢና
@hermelaiyob3343
@hermelaiyob3343 2 жыл бұрын
Zema 100% Gtmi 100% Kulu negeru zwexo yeblun Tebarek Bruk Hawey ❤️🙏🏾🙏🏾
@buucsbb8535
@buucsbb8535 Жыл бұрын
ዝማሬ መላኣክት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልካ ክብር ሓውና☘️☘️☘️🌹😍😍
@user-lw2ig3zp3x
@user-lw2ig3zp3x 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላኣክት ያሰማልን ወድማችን በቤቱ ያፅናሕ ድንግል እመ ኣምላክ ፀጋው ታብዛልህ በተረፈ ግን ትንሽ ዜማው ነው እንጂ ቆንጆ መዝሙር ነው 🌺🌺🌺🌺🌺
@asiertesfaldet4552
@asiertesfaldet4552 2 жыл бұрын
በረከት ሓወይ ልዑል እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
@helenaraya4302
@helenaraya4302 2 жыл бұрын
Mejemerta Zmare melaekti yesmealna Berie hawey Gn Eti ziema Edie Nay Orthodox tewahdo Aymesln eyu qurub Amahaysh Ablo Kemti Nay qdm Mezmurka Gber Ziema . Xolota bereketa Amaladneta Nay Qdsti qudusan dngl maryamey Ayfeleyena ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@amanueltekeste7352
@amanueltekeste7352 Жыл бұрын
Zema nay betekristian kulen tfelten dika konka. Abzia abzia gega alowo elka tezareb emo kulatn kidim nfelta nmeharela bdhriu ab hadabka king nsemamae. Egzabhier amlak kidusana msaka ykun kibur haw.
@tuhetuhe6387
@tuhetuhe6387 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝሚረ ማላኣኽ ያስመዐልና ክብር ብረከት ሓወና ናይ ብሓቂ ልውሽጥካ ዝኣቲ ክረስትያን አዩ ስመይ ብሳለ መዝሙረካ ውሽጥይ ፈሊጠ እየም እግአዚብሔር አምልኽ ፀጋ አብ ሊዕሊ ፀጋ ይዓደለካ ከብ ልብይ ዝፎተውካ ሓውይ
@mussieyohannes1979
@mussieyohannes1979 2 жыл бұрын
ተባረክ የኔ ወንድም እግዚአብሔር ፀጋ ያብዛልህ ቃለ ህይወት ያሠማልን
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 20 күн бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
@hebrondaniel7173
@hebrondaniel7173 2 жыл бұрын
ሰላም ወ ሰናይ በሬ ሓውና ቀጺለ በሬ ሓወይ ናይ ቀደም መዛሙራትካ ኣዝዩ ደስ በሃሊ እዩ ነይሩ ጌጋ ይኽልኣለይ እንበር እዘን ኣብ ቀረባ እዋን ዝወጻ መዝሙርካስ ካብ ያሬዳዊ ዜማ ዝወጻ ይመስላ !!!
@fithifithi9711
@fithifithi9711 2 жыл бұрын
Yqrieta da ember haqom alewu yehwat bluxn fluyn srhat keneqrb knbl kab bietna keynfle ntenqeq
@MikiMiki-fw2hq
@MikiMiki-fw2hq 2 жыл бұрын
Zema eko kan amlaka u
@embayeberhe
@embayeberhe 2 жыл бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ብሩኽ እስከ እቲ ያሬዳዊ ትብሎ ዘለኻ ኣብዚ ዘርዝረልና ንሕና ውን ክንመሃረሉ ። እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣይተረድኣንን። መስፈርቲ ናይ ሓደ መዝሙር ቃል ኣምላኽ ዶ ኣይኮነን እዩ? ካልእ ኣለዎ ዶ ይኸውን
@embayeberhe
@embayeberhe 2 жыл бұрын
ካብቲ ዜማ ንስኻ ወጺእካ ጸኒሕካ ከይትኸውን ኣስተውዕል
@hebrondaniel7173
@hebrondaniel7173 2 жыл бұрын
@@embayeberhe ሰላም ወሰናይ ንዓኽካ ብሩኽ ሓው ብምቅጻል ኣነ ክገልጾ ብቅዓት የብለይን ግን ካብቲ ገለ ኦርቶዶክሳዊት በተክርስትያና ዝሃበትና ቃል እግዛብሄር ነዚ ይመስል።ያሬዳዊ ዜማ ዝበሃል ትርር ዝበለ ብርቱዕ ደረቅ ዜማ፥ፍሉይ ጣዕሚ ዘለዎ'ዩ ንኣእምሮኻ ዘሐድስ ንኣዕጽምትኻ ዘረስርስ ንሕሙማን ዝፍውስ'ዩ።ነዚ ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝወጽእ ዘሎ መዛሙራት ግን ሕግን ስርዓትን ቤትክርስትያን ኦርቶዶክስ እንዳ ሰሓተ ይመጽእ ኣሎ።
@selamtesfay1909
@selamtesfay1909 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቖን ሓውና
@temsgenamlakea6606
@temsgenamlakea6606 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክት የስመዐልና📚🕯👏
@user-sv5qr3nl7i
@user-sv5qr3nl7i Жыл бұрын
ዘማሪ በረኸት ሓወይ ዘይተለምደ ዓይነት ዜማ እዩ ኣብቲ ትዝይሞ ዜማታት ጥንቅቅ በል ናብ ደርፊ ገጹ ዝጽጋዕ ዜማ ጌርካዮ ኣለኻ። ብዝተረ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ተባረኽ ዝሓወይ🙏🥰
@user-zx7hd7qi9e
@user-zx7hd7qi9e 5 ай бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤
@user-xb9qg8bt6g
@user-xb9qg8bt6g 10 ай бұрын
ኣምላክ ጸጉ የብዘሓልካ በሬ ሓወይ እመብርሃን ጽላላ ተንብረልካ ❤❤❤❤
@lemlemlemlem5614
@lemlemlemlem5614 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና 🙏🙏🙏
@asiermengsteab1648
@asiermengsteab1648 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓና!ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-fr1lj5co5d
@user-fr1lj5co5d Жыл бұрын
ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ቡሩከይ ከማይ ዝፈትወካስ ይህሊ ዶ ይከን✝️♥️🙏
@helenlijam3336
@helenlijam3336 Жыл бұрын
ዝማሬ መላኣክት የስምዓልና በሬ ሓወይ ኣምምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 20 күн бұрын
God Bless You Bro Man Amen Amen Amen🙏🙏🙏✝️💙♥️
@zerisenayawalom4136
@zerisenayawalom4136 2 жыл бұрын
በሬ ሓውና ብ መጀመርያ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና : ብምቅጻል እንታይ ክብለካ ደልየ መዝሙራትካ ደስ ዘብል እዩ :ብፍላይ እቲ ግጥምታት ገላጺ : : ኣብ ዜማ ውን ጽቡቅ እካ እንተሃለወ ኣብ ገለ መዝሙራትካ ግን ከምዚ እቲ ዜማ ናብ ዓለማዊ ዝኸደ እንድዩ ዝጥዕም :ግን ካባኻ ኣይኮነን እቲ ቀንዲ ጸገም ርዱእ'ዩ ኣብ studio ክምላእ ከሎ ምስቲ ዘሎ ናይ technology ምዕባለታት compos ክኸውን ከሎ ናብ ዓለማዊ ገጹ ይኸይድ እምበር ንስኻ እቲ ቅድስቲ ቤተክርስትያን እተፍቅዶ ዓይነት መሳርሒታት ኢኻ ትጥቀም : : ገለ መሳርሒታት መዝሙር ውን ናብ ናይ ዓለማዊ ዝኸደ ቃናታት ኣለዎም : ከም ኣብነት ነዋሕ ክራር ወይ በገና ናብ box ጊታር ዝኸደ ዓይነት ድምጺ ይቃነያ'የን : ክራር ውን ናብ ጊታር ገጻ ትቃነ እያ : : ስለዚ ንስኻ ሕጊ ቤተክርስትያን ተኸቲልካ ነቶም ዜማታት ኣብ studio ተጠንቂቅካ ስርሓዮም ኢኻ ሰበይ : ምክንያቱ እዚ መዝሙርካ ህዝቢ ሓበሻ ኦርቶዶክስ ስለ ዝሰምዖ ንቅሓት ናይዚ ህዝቢ ኣብ ግምት የእቲኻ ስርሓዮም : ብዝተረፈ ጸሎትን ኣማላድነትን ናይ ኣዴና ቅ/ድ/ማርያምን በረከት ቅዱሳንን ኣይፈለኻ : ብዓቢኡ እግዝአብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ : :
@natawesome5612
@natawesome5612 2 жыл бұрын
Bravo ameaedaha bitaemi zidinek eyu hilinan simietin nay seb keygodaeka bimeada eti kierey zelewo tezaribka egziabher yibarka
@fkrusegid4478
@fkrusegid4478 2 жыл бұрын
ሓውና ዘርሰናይ ኣነ ውን ከምዚ ኢልካ ምክርካ ምልጋስካ ኣምላክ ጸጊኡ የብዝሓልካ ፡ ሓውና በረከት ትኩእ መዝሙራቱ ተፈታዊ መዝሙራት ምስ ምካኑ መልክዑ ግን ዝቅይር ዘአሎ ኮይኑ ይስምዓካ ብፍላይ ኣብ እንስቱርመንት ኣጠቃቅማ ! ስለዚ ቤተክርስትያና (ኦርቶደክስ ) ትክተሎ ኣጠቃቅማ ምጥቃም ዝያደ ተፈታዊን ተመረጽን ምኮነ ! ጽቡቅ ኣለኩ እንዳ በልካ ጌጋታት ስለ ዝርከቡ ሓደራ ንተኣራረም ደኣ ። መዘምር በረከት ኣምላክ ጸጊኡ የብዝሓልካ እመ ኣምላክ ብኣማላድነታ ትደግፍካ
@ozilYagunnersYa1011
@ozilYagunnersYa1011 2 жыл бұрын
ኣንበሳ ብራቮ ጽቡቅ ጽሕፍካ ስምዕት ሰብ ተረዲኢካ ኢካ ብጣዕሚ ናብ ዓለማዊ ኪድ ዝበለት ኢያ ትመስል እዝኣ ዜማ ብትሕትና ከምዚ ገርካ ምምላስካ ዝናኣድ ኢዩ ብራቮ ኣምላክ ጽጉኡ የብዛሓሉ ንሓውና ዘማሪ በረከት .
@xavihrenadez1836
@xavihrenadez1836 2 жыл бұрын
እንታይ ናብ እስትድዮምልጋብ እንታይ ዓይነት ነቀፈታ አዩ እዚ ከይ ትጽላእ ኢልካ ትዛረብ ዘለካ ትመስል እዚኣ ከም ዋዛ ክሃስባ ሃሃሃሃሃሃሃሃሃ
@zerisenayawalom4136
@zerisenayawalom4136 2 жыл бұрын
@@xavihrenadez1836 ክክክክክ ኣስሒቅካና
@selamteweldebrhan3260
@selamteweldebrhan3260 2 жыл бұрын
Amen zmare melakt yesmalna 🙏🏽 Bmksal btami eye zednkeka xegu yebzhalka, abti zemas nab derfi gexu zkede koynu tesemieni 🤔 gtmit gna btami xbuk egzabher newih edme yhabka❤️😍😇🙏🏽
@semariachannel1513
@semariachannel1513 2 жыл бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኩን ዘማሪ በረከት ትኩእ እዛ መዝሙር ከም ኣነ ክርእያ ከለኩ ካብ እምንርት ኣቦታትና ዝወጸት ኮይና ረኪበያ ስለዚ መሰረት ያሬዳዊ ዘማ እንተትውከል ደስ ምበለኒ ነይሩ ! ኣብ ጉዕዞ ክርስትና ዕንቅፋት ክንፈጥር ቅኑዕ ኣይመስለንን
@filimon1343
@filimon1343 2 жыл бұрын
Yaredawi mezmur tfeltwo dikum nmukanu
@adrianaarin652
@adrianaarin652 2 жыл бұрын
Kburat ahwatey ane wn ms eza hasab ysemamae ye
@abietkaminbaryihshenigoyta68
@abietkaminbaryihshenigoyta68 2 жыл бұрын
Amlak dea yiqrieta ygbereley enber zemari bereket tikue kabzom kemaka temesilom zetifieka zelewu emnetat keykewun kulu gizie eye ziterater dehar kea kulu mezmuru nab nay alemawi gexu zikede ziema alewo minada izia mezmur mis semakuwa azie senbide wela wun arsta nukulom kirstiyan ina ziblu amselutat kehadti emnet tidgf eya izi natey rieto eiu yiqrieta gberuley
@lid6634
@lid6634 2 жыл бұрын
@@filimon1343 asfih abilka gletselom kubur hawi..ewe yaredawi zema ridiet kulahna ziwehadena eyu.
@arnachieyutub8104
@arnachieyutub8104 2 жыл бұрын
እወ ዝሓወይ ብትክክል ናይ ብሓቂ
@user-qd6cl5yx9r
@user-qd6cl5yx9r 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰማዐልና ብሓቂ ኩሉ ሰብ ይፈልጦ ክርሰቲያን,ዩ ሰመይ
@user-mn2ko8il5k
@user-mn2ko8il5k 2 жыл бұрын
ሰላም ፍትዋተይ ኣይትንቀፍዎ ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኩ ግን ቃላትኩም ኣመቅሩ ስርዓት ንግበረሎም ካብ ልሳንና ዝወጹ ቃል ብመንገዱ ይምርሓና ኣምላክ
@ghizienaghirmay3973
@ghizienaghirmay3973 2 жыл бұрын
ለውጢ ዘይቅበል ወለዶ እዩ እዚ ወለዶ እዚ፡፡ ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጉንዲ ዘይርኣኻስ ኣብ ብጻይካ ዘሎ በሰር እትርኢ ከመይ ቢሉ እዩ። ብዛዕባ መዝሙር ዲያቆን በረኸት ትሕዝትኡ እንታይ ይብል ኣሎ እንታይ ይመክር ኣሎ እንታይ መልእኽቲ የማሓላልፍ ኣሎ ኢልካ ክንዲ ምምዝዛን ናብ ነቀፌታ ጥራይ ንጎዪ ስለምንታይ እዩ፧ እምበር ንሕናስ ንካህናትና ሓቲትና ዲያቆን በረኸት ኣብ ቅድስት ቤተክርስትያን ናይ ዱባይ የገልግል ከምዘሎን ህዝብና ለውጢ ክቅበል ድሉው ስለዘይኮነን እዩ እምበር ቤተ ክርስትያን ብእትፈልጦ ንኣምላኹን ንህዝቡን እዩ ዘገልግል ዘሎ ዝብል መልሲ ኢና ረኺብና። የማን ጥራይ ንሕሰብ በጃኹም ኣሕዋት ወዲ ጸጋም ከይጥቀመልና።
@adrianaarin652
@adrianaarin652 2 жыл бұрын
@@ghizienaghirmay3973 kbrti haftna lewti zbelkyo ab haymanot kemey aynet lewti ymexie do ktebrhlna ...🙏
@ghizienaghirmay3973
@ghizienaghirmay3973 2 жыл бұрын
@@adrianaarin652 ሰላም ንዓኺ ይኹን ሄለን ሓፍተይ እቲ ህርመት ናይ መሰንቆን በገናን ክራርን ሻምቢቆን ማለተይ እየ። ኣብ ሓደ ቅኔ ጥራይ ኮይንና ኣይኮናን ንእግዚኣብሄር ነመስገን። ህድእ ዝበለ ልክዕ መልእኽቲ ዘመሓላልፍ ንእግዚኣብሄር ዘመስግን ኣምላኽነቱ ዘረድእ ሓይጣትናን በደልናን ክንዝክር ዝገብር ንጹር መልእኽቲ ዝሓዘ እዩ መዛሙር ዲያቆን በረኸት እዩ መልእኽተይ። ኣጋጣሚ ኮይኑ ጃዝ ወይ ኦርጋን ጊታር ወይ ሳክስፎን ስለዘይተጠቀመ ከምቶም ካልኦት ዝገብርዎ ቅቡል መዝሙር እዩ ብኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ክብል ደልየ እየ። ተረዲኢኪ ክኸውን መልእኽተይ ተስፋ ይገብር።
@TheMirrorsentertainment2144
@TheMirrorsentertainment2144 2 жыл бұрын
ክቡር ሓወይ ዘማሪ በረከት ትኩእ ብመጀመርያ ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ቀጺለ ክብለካ ዝደሊ ናይ ጎይታ መዝሙር ኣዝዩ ንልቢ ብዝመልእ ሰሪሕካልና ኢኻ ሞ ክብሪ ይግበኣካ ዩ ናይ እመብርሃን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ሓድሽ መዝሙር ክንጽበ ድና ካባኻ ኣብዚ ቀረባ ምኽንያቱ ድምጽኻን ውህደት ናይቲ ዜማኻን ኣዝዩ ዝድነቕ ዩ ሞ ናይ ኣምላኽ ጸጋን በረኸትን ካባኻ ኣይፈለ ንዓና ክጥዕመና 🙏
@samrawitkesete5973
@samrawitkesete5973 2 жыл бұрын
Kemti lumodo lbka dtnkf mezmuro..tebarek berekt hawey zmari melakti yesmana..Amen.amen.amen
@elimghirmay2903
@elimghirmay2903 2 жыл бұрын
Beautiful mezmure Bereket, every instrument is on point ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@awetsahle2000
@awetsahle2000 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት🙏🙏 እግዛብሄር ጸግኡ የብዝሃልካ🙏🙏
@semhartesfay5253
@semhartesfay5253 2 жыл бұрын
ብሩኸይ ተባረኽ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏👏
@Nana-bl8xr
@Nana-bl8xr Жыл бұрын
Libey enda amene gbrey keykhdeka eyesu bfkri htemo baryaka 😭😭😭AMEN amen goyta ykre belelina
@user-qr9ps4uc7i
@user-qr9ps4uc7i Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰመአልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️
@user-xc9ft4vb6t
@user-xc9ft4vb6t 2 жыл бұрын
ክረኽበካ ደሌ ነይረ ክቡር ሓወይ ፍቃደኛ እንተኮይንካ ቁጽርኻ ጻሓፈለይ✝️👏
@user-nb6um9py7c
@user-nb6um9py7c 10 ай бұрын
ኣነ ዉነ🎉🎉
@musseteklit2860
@musseteklit2860 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ሓዉና።
@armanatekle-pj8wd
@armanatekle-pj8wd Жыл бұрын
Xegu ybzhalka egzabiher amlak zemare melakit yesmealna please God tewahado
@zoarsaldesferede5080
@zoarsaldesferede5080 2 жыл бұрын
ወንድማችን ዝማሬመላእክትን ያሰማልን!!!❤
@saminataniam28
@saminataniam28 2 жыл бұрын
💟🙏 ክርስቲያን ኢዩ ስመይ🙏 💟 ኩሉ ሰብ ይፈልጦ'ዩ ክርስቲያን እዩ ስመይ ማዕበል ዘስገረኒ ስምካ ዝትምክሕተይ [ልበይ እናኣመነ ግብረይ ከይክሕደካ ኢየሱስ ብፍቅሪ ሕተሞ ባርያኻ ] ። 2 ደገይ ጻዕዳ ጌረ ብውሽጠይ ግን ጸላም ስመይ ናይ ክርስቶስ ግብረይ ግን ናይ ዓለም ከም ሉቕሉቅ መቃብር በትኒ ተሸኪመ ብምስሉይ መንገዲ ክንደይ ዲየ ሳጊመ ውሻጠ ውሻጠይ ንስኻ'ኻ ትፈልጦ ሓደራኻ ጎይታይ ሂወተይ ለውጦ ። ይኣክል ሎሚ'ሲ በቃ ይከለኒ ዘይንሰይ ምምሳለይ ጾሩ ከቢዱኒ ብሓቀኛ መንነት ኣነ ከኽብረካ ብስጋ ብነብሲ ክግዛእ ንዓኻ በደለይ ረሲዕካ ይቅረ በለኒ'ኻሞ ዘመነይ ኣብ ቤትካ ኮይነ ክዛዝሞ ። 🌼🌼🌼ስብሐት ለእግዚአብሔር🌼🌼🌼
@user-jl3md6im5p
@user-jl3md6im5p 2 жыл бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ ልብኻ ዝምስጥ መዝሙር 🙏🙏🙏
@user-qi7de1hp2h
@user-qi7de1hp2h Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ይስመዐልና🌿🌿🌿
@user-mj7pu2qy1w
@user-mj7pu2qy1w 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ክቡር ሓውና🌿🌿🌿🌿🌿🌾🌾🌾
@asteremnet5930
@asteremnet5930 2 жыл бұрын
Elelelelllllll Zimare meleakti yesmealina hawna zemari Bereket tsegeu yebzhalika Amen amen amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-vk8hh4ib4t
@user-vk8hh4ib4t 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና። ዘመን ሂወትካ ፈጣሪ ይባርኸልካ።
@genetmisgna2943
@genetmisgna2943 2 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna ❤️🙏
@rahelsolomon9900
@rahelsolomon9900 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና በረኸት ሓውና ከም ስምካ ንበረኸት ኲን ጸግኡ ከኣ የብዝሓልካ ፈጣሪ
@tsegayhsilu1435
@tsegayhsilu1435 Жыл бұрын
ሰሚዐ ዘይመንዋ መዝዋ መዝሙር ፀጉኡ የብዘሐልካ ዘማሪ በረከት ሓወይ💙
@yemaneweldu6078
@yemaneweldu6078 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 жыл бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ብሓቂ ልብካ ትትንክፍ መዝሙር
@ola1707
@ola1707 2 жыл бұрын
Beri hawey I love your song gin I have other religion friends and they listen to your song but not to other orthodox song because yours have a little bit matches to their song … bziridian hirimet nayti mezmur keykewin. God bless you
@user-dx8hb9uj2d
@user-dx8hb9uj2d 2 жыл бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና በረከት ሓወይ ጸጉዑ የብዝሓልካ 🙏🏽✞︎⛪😥❤️🥰🥰🥰
@negishdebesay7700
@negishdebesay7700 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቃ ቃል ሂወት የስምዓልና በርከት ሓወይ
@negishdebesay7700
@negishdebesay7700 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቃ ቃል ሂወት የስምዓልና በርከት ሓወይ
@user-vl3ec9bk8v
@user-vl3ec9bk8v 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ መዓረይ አነስ ኣብ ክሳደይ ማዕተብ አሰርኩ እምበር ስለ ክርስቲያን ምንም ዝፈልጦ የለን ኣብ ቤቱ የንብርካ ቡርከይ።
@AdiamFsehaye-wx6gm
@AdiamFsehaye-wx6gm Жыл бұрын
Zmare melakt yesmealna amlak xegue yebzhalka Bereket hawey!!!
@yodityoseif3171
@yodityoseif3171 Жыл бұрын
Bere hawena Amlak xegeu yebzehalka teum Mezmur .Hanti nay Ade Goyta dea Zeytzmerelna
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በረከተይ ዝማሬ መላእክት የስመመዐልና ብዕድመ ብጸጋ ይሓልወልና
@Fnotebrhan5417
@Fnotebrhan5417 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና በረከት ሓወይ ጸጉኡ የብዛሓልካ ናይ ብሓቂ ሂወትና ኢካ ገሊጽካዮ ኣብ ልብና የሕድሮ
@lmlmmoha1407
@lmlmmoha1407 2 жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሓልካ ክቡር ሓውና
@GebreabTewelde-pq8yk
@GebreabTewelde-pq8yk Жыл бұрын
Lebey tenlfatn eza mezmir qal hewit ysemalena berkit hawey nay zemen alelgltl amelak ybareklka Belen zeftewa mezemr ey kulu mezamrtka btami Des zeblka ey
@Kahasegebrekidan1022
@Kahasegebrekidan1022 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna Xegu yhbzalka Fetari kbur hawena bThmi dasi zbli eme brhan meska tkun ❤️🙏❤️
@tigisttigist4833
@tigisttigist4833 Жыл бұрын
Amen ፫ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን🙏♥
@robelmosazghilebasiblessed1730
@robelmosazghilebasiblessed1730 2 жыл бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Bereket hawna🙏🙏🙏Amlak tsegiu Yebzehalka⚓️⚓️⚓️🙏🙏🙏✝️💙❤️
@kassatikuye2746
@kassatikuye2746 Жыл бұрын
በቤቱ ያፅናህ በኪ ወንድሜ 🙏🙏🙏
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ኩቡር ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ኣሜን ፡ርሑስ ኣውዳመት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@yorsalemnegashtesfatsion8069
@yorsalemnegashtesfatsion8069 2 жыл бұрын
Amen amen amen zmare malkti yesmealna ykreta bereket hawey gtmi xbuk nieru hrmet gin kab yaredawi ziema wxie zbele keynu bejaka znebere niakbo arya seb ksab zkonkum tinkaketat yhalwekum.egzabher xegiu yebzhalka
@mebratfsha7329
@mebratfsha7329 Жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmalena
@filmonnetsrab4072
@filmonnetsrab4072 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መዘምር በረኸት ሓውና ጸጋ የብዝሕ እግዛብሄር ኣምላክ
@okbaldetokbaldet1285
@okbaldetokbaldet1285 2 жыл бұрын
መዘምር በረከት ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና ራህዋ የምጻኣልና ጎይታ
@shewitokbay6656
@shewitokbay6656 2 жыл бұрын
Asey bereket hawey , zimare melakti yesmealna, nikbri weladit Amlak mezmur kea ab mexaei nxibe...
@semharhaile686
@semharhaile686 2 жыл бұрын
Zemari bereket hawey amlak kameti naka xagu zebzhalka nana ka xagu kabzhalna nlmeno alena wetru kenzmralo kenamsgnon ena ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@elsamehari742
@elsamehari742 2 жыл бұрын
ሰላም ዉሰናይ በረኸት ሓወይ ማኣረይ ብሓቂ ይክበር ይመስገን ልኡል እግዚአብሔር ኣምላክና እሰይይይይይ ደሰ ባሃሊት መዝሙር ሰላም ኣምላክ ሓይሊ ኣምላክ ይሃብካ ፈጣሪ ክሉ ኣለም ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣጆካ በርትዕ እስካዕ መፈፀምታካ ደሞ እንቋዕ ንሓድሸ ባዓል ዓመት ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹
@merhawithayle8010
@merhawithayle8010 5 ай бұрын
Amen amen amen zemare melakti yesmalena egzabher amlak fqur hawey ❤❤
@betuteame1247
@betuteame1247 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በረከት ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ልዑል እግዛብሔር🙏🙏🙏🙏
@shewitmulu-bk1ue
@shewitmulu-bk1ue Жыл бұрын
Bhaki zmare melaeket yesmealna bereket hawey nay behaki kresityan eu smey❤❤❤💞💞💞🙏🙏🙏
ወራሲ \ werasi \ new Eritrean orthodox tewahdo mezmur 2023 \ zemari Bereket Tikue
9:06
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 411 М.
Look at two different videos 😁 @karina-kola
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 11 МЛН
Can A Seed Grow In Your Nose? 🤔
00:33
Zack D. Films
Рет қаралды 32 МЛН
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
00:11
Savage Vlogs
Рет қаралды 14 МЛН
ማመኔ / mamenie / amharic cover mezmur  #orthodox #mezmur #2024#zemari_bereket_tikue
8:16
NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR ( AUGUST 2017 )  / ብልጽቲ ህያብ / bilxti hiyab
6:14
DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /
Рет қаралды 2,9 МЛН
#ስምካ_New_Eritrean_orthodox_tewahdo_mezmur_2022_zemari_Bereket_tikue_smka
6:55
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 3,9 МЛН
ልቦና ሃበኒ / #libona_habeni #new #eritrean #orthodox #mezmur #2023 #zemari_bereket_tikue
6:03
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 2,4 МЛН
#Asbialo-Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2020  ናብቲ ክፍጽመለይ ዲ.ብርሃነ ፍሰሃየ
14:19
Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ
Рет қаралды 1,3 МЛН
Look at two different videos 😁 @karina-kola
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 11 МЛН