ቀዛሕታ Kezahta - ካብ መርሸንቲ ድሒኑ መድሕን ህዝቡ ዝኮነ ተጋላይ ከያኒ ዲጄ ኣሹ ትግ ትግ (ኣሸናፊ ብርሃነ)

  Рет қаралды 133,682

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

2 жыл бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 691
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen 2 жыл бұрын
ሰሎሚን ሃይለ ኣምፀአልና❤👑🥰 ሰሎሚን ክቀርበልና ንደሊ ኢና ትብሉ like ግበሩ🥺
@haylush2198
@haylush2198 2 жыл бұрын
ሰሎሞን ኣብ ደገ እዩ ዘሎ ኮ
@wxzlli
@wxzlli 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen 2 жыл бұрын
@@haylush2198 እሺ ማዓረይ ይቅርታ ኣይፈለጥኩን ነይረ
@sojoo2955
@sojoo2955 2 жыл бұрын
ሰለሙን እኮ አፍታ ኩነታት ምስ ተፈጠረ ከብ አዲስ አበባ ሃድሙ አሜርካ አትዩ ብከመይ እዩ ክቅርብ አብዚ እዚኦም እኮ ምእንተ ህዝቦም ሂወቶም ዝከፍሉ ዘለዉ ጀጋኑ እዮም
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen 2 жыл бұрын
@@sojoo2955 መጀመሪያ ፅዋኪ/ካ ስነ ስርዓት ግበረሉ ሃዳሙ ኣይትበል😏ፎትዩ ኣይኮነን ካብ ዓዱ ዝወፀ ካብኡ ካዓ ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ደገ ዘሎ ይኩን ኣብ ውሽጢ መስዋእቲ ይከፍል ኣሎ እዩ።
@user-ez4zu9uk3l
@user-ez4zu9uk3l 2 жыл бұрын
በጃኩም ኣይሰምዕን የ ዝብል ኣምፅእልና ኣነ ማራ እዩ ደስ ዝብለኒ ሓዉኩም ካብ ኣከለ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 2 жыл бұрын
ስሎምን ትስፋይ እዩ ዝብሃል መዓረይ
@lililili1196
@lililili1196 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️
@habenamine8388
@habenamine8388 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@tsgeenderitawitgaltewahedo5305
@tsgeenderitawitgaltewahedo5305 2 жыл бұрын
ኣብሽር ምቃልና
@Turthhurt
@Turthhurt 2 жыл бұрын
😆 🤣
@user-qq2mu4nr8e
@user-qq2mu4nr8e 2 жыл бұрын
ንጥብብ ጥራሕ ዘይኮነ ንጅግንነት ዝተፈጠርኩም መናእሰይ ኣርቲስታትና ክበሩልና ዋሕስ ህዝቢ💛❤️
@user-qq2mu4nr8e
@user-qq2mu4nr8e 2 жыл бұрын
@Askale you tube እሽኒ ወለላይ🥰
@selamawit4081
@selamawit4081 2 жыл бұрын
ሰሎሙን ተስፋይ እባ ኣምፅእልና( ኣይሰምዕንየ )💛💖💪👌
@user-zi8sf9sx3g
@user-zi8sf9sx3g 2 жыл бұрын
ብጥበብ ይኹን ብጅግንነት ዝተዓደለ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እዩ።ብዓወት ይምለስኩም🙏❤❤❤
@vjr7453
@vjr7453 2 жыл бұрын
እሞ ዘየውፅእዎ ናብ ምድያ ተጋሩ ኮ ታርኽ ጂግንነት ጥበብ በቃ ኩሉ አብ እዱ ከሎ እቶም ሰብ ቻናል ይውፅዑና አለው ናምፀኡ ናብ ምድያ ክንድ ዝዝርግሕዎ ሱቅ እሎም ዘይጠቅም ፖስት ናበሉ ይኸዱ😣
@user-zi8sf9sx3g
@user-zi8sf9sx3g 2 жыл бұрын
@@vjr7453 ዋላ ናዓይ ሕቶየይ እዩ መዓረይ ግን ካኣ ምስቲ ኩነታት ዶ ይኸውን ይብል መሊሰ👌
@kedenatube4083
@kedenatube4083 2 жыл бұрын
ዋው እዚ ገጣሚ ቆልዓ አሎ ድዩ
@user-tk6zl9ol8y
@user-tk6zl9ol8y 2 жыл бұрын
ኣሎ እኮ እዩ
@destabrha7925
@destabrha7925 2 жыл бұрын
አሎ እወ ታሪኽ ይሰርሕ
@mareykiros3371
@mareykiros3371 2 жыл бұрын
ጅግና ወድ ጀጋኑ
@user-tk6zl9ol8y
@user-tk6zl9ol8y 2 жыл бұрын
@Askale you tube ኢለኪ ክብርተይ
@adonaymeasho6638
@adonaymeasho6638 2 жыл бұрын
Tezey hlu do halyu
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 2 жыл бұрын
ዋዋዋውውውው ኣቤት ግጥሚ :ኣቤት ኣእምሮ ጎይታ ግጥሚ ::ተጋሩ ብኹሉ ብሉጻት ኢኹም 👍💯👌ካብ ኤርጥራ እየ ::❤️🌹
@user-wc4dm1tl6t
@user-wc4dm1tl6t 2 жыл бұрын
❤❤❤🙏
@filimonberhane6808
@filimonberhane6808 2 жыл бұрын
Suke bali ghba dekala men Eritreawi elki haswit comarite
@user-uo7iv5zw6y
@user-uo7iv5zw6y 2 жыл бұрын
የቅንየልና❤❤🏖🏖💊💊🇻🇳🇻🇳💊💊🏖🏖
@bsratgalkesi2507
@bsratgalkesi2507 2 жыл бұрын
የቀንየልና 🥀💋
@gaewanegasi2385
@gaewanegasi2385 Жыл бұрын
💋💋💋💋💋💋💋
@STAMA123
@STAMA123 2 жыл бұрын
ፀላኢኹም ድፍእ ድብን ይበል አሕዋተይ እግዛብሄር ምሳኹም ይኹን
@user-ub4mz5ym8j
@user-ub4mz5ym8j 2 жыл бұрын
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey yknaeyaley
@user-st7wj7or9v
@user-st7wj7or9v 2 жыл бұрын
ኣርቲሰታት ተጋሩ ክብሪ ይግበእኹም በሓቂ አሹ ጀግና❤❤❤😍😍😍😍👍
@STAMA123
@STAMA123 2 жыл бұрын
ትግራይ ሐላል መሬት ወላዲት ጀጋኑ ዕድለኛ ኢያ ኩሉኹም ጀጋኑና ብሰላም ብሙሉእ ዓወት ይምለስኩም
@fremaryamraki9196
@fremaryamraki9196 2 жыл бұрын
Amennnn amennnnn amennnnn
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 2 жыл бұрын
ምስ ፈጣሪ ትግራይ ብቅልፅም ጀጋኑ ደቃ ትዕወትን ፈረቓን ብዓወት ተመለሱ ጀጋኑና❤️💛❤️💛
@zufan8097
@zufan8097 2 жыл бұрын
ኣርቲስታት ተጋሩ ክብሪ ይግበአኩም
@akigebre9410
@akigebre9410 2 жыл бұрын
ጀጋኑና አምላክ ይሓሊኩም ድምፂ ጓልነይ ሰሚዐ አነለ ደስ ኢሉኒ ካብ በረካታት ትግራይ ተመስገን🙏💛❤💪 ትግራይ ትስዕር
@user-mq1vi6rm6j
@user-mq1vi6rm6j 2 жыл бұрын
ማራ ዝፈትዎ ደራፍ ብልቢ አንካዕ ኣቅረብካልና በረከት ሓወይይይይይይይይይ 🥰
@user-mq1vi6rm6j
@user-mq1vi6rm6j 2 жыл бұрын
@Askale you tube ሐራይ ማዓረይይይይ
@user-uy3nd5qb5r
@user-uy3nd5qb5r 2 жыл бұрын
ዋው ዘይተነገረሉ ድምፃዊ💛❤💊🌿
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 жыл бұрын
ጅግና ሓየት ተጋዳላይ ከያናይ ሓውና ኣሹ ትግትግ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ! ንምሉእ ምክልኻል ሰራዊት ሃገረ ትግራይ እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኹን ብዓወት ከምትወፁ ኣይንጠራጠርን:: ትግራይ ይስዕር !
@user-zt3yc9or9m
@user-zt3yc9or9m 2 жыл бұрын
_መዓሪተይ ዓወት ንዓኩም ሰራዊት ትግራይ tdf መድሕን ህዝብና ፈጣሪ ኩሉ አለም ሠላም የውርደልና አሜን_
@alsatigraweti6688
@alsatigraweti6688 2 жыл бұрын
ኣሽዋኒ ወዲ ሪመይ ብሰላም ብዓወት ይምለስካ ምስ ብፆትካ🙏💛❤💛
@user-sp4dw5bu5x
@user-sp4dw5bu5x 2 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሓላላት.እንካዕ ሰላም መፀኣኩም
@user-ub4mz5ym8j
@user-ub4mz5ym8j 2 жыл бұрын
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey yknaeyaley
@user-tk6zl9ol8y
@user-tk6zl9ol8y 2 жыл бұрын
ኣሹየይ ጅግና ወዲ ነብሪ 💋😘😘😘😘😘😘😘♥️♥️♥️♥️♥️♥️ ቢከይ ከኣ የቀንየልና ቀፅለሉ ከምኡ ናበልካ ኣምፅኣልና
@SalamSalam-ex1fr
@SalamSalam-ex1fr 2 жыл бұрын
ዘይተነገረሉ ጅግና ድምፃዊ DJ ASHU✊💊my hero
@user-st7wj7or9v
@user-st7wj7or9v 2 жыл бұрын
ግን ለምንተይ እኹም ላይክክክክክክክ ዘይተገበሩ ተጋሩ ባእ🙄🙄
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
ገይርናኮ 💗😁🙌
@user-st7wj7or9v
@user-st7wj7or9v 2 жыл бұрын
@@musemamilove4519 ጎበዝ ደሞ ቀረ አይበኩም ናባዕልና ሚድያ ንዕቢ እለ እየ ዋ❤😂
@user-ub4mz5ym8j
@user-ub4mz5ym8j 2 жыл бұрын
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey yknaeyaley
@user-pt3dh4zb3y
@user-pt3dh4zb3y 2 жыл бұрын
@@user-st7wj7or9v እሺ ጓል ሪመይ ሸኾር❤💊👌🥀
@user-ml4rt2iw4c
@user-ml4rt2iw4c 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዩ ዝገርም ካብ ብቆልዓካ ኢካ ባ ጅግና እቶም ናይ ቀደም ኣያታትና ተጋደልቲ መሲልካ ተራኢካኒ እታ ናይ ቀደም ቭድዮ ካ ተጋሩ ሰብ ታሪኽ ኣየኹም ናትና ትግራይ ትስዕር💊✊✊
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኢኩም ክቡራተይ ደቂ ሓላል መሬት #TDF ዋሕስ ሃገር ኣብ ትሕቲ እግዚአብሔር ♥️🙌 ቤኪ ሓውና ጎበዝ እዛ ናይ በቆልዓኡ ደስ ትብል ብሓቂ ናይ ኣሹ ሓውና ዩቲዩብ ቻናል ሊንክ አቀምጠልና ቤኪ
@user-xw2nv9ii4s
@user-xw2nv9ii4s 2 жыл бұрын
እወ ትግራይ ትዕወት ኣቱሙ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሜ ፈጥሪ
@dyrt1727
@dyrt1727 2 жыл бұрын
ዋው ዝፅበዮ ዝነበርኩ እንካዕ ደሓን መፀካ ዲጄ ኣሹ🙏❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-ub4mz5ym8j
@user-ub4mz5ym8j 2 жыл бұрын
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey yknaeyaley
@dyrt1727
@dyrt1727 2 жыл бұрын
@@user-ub4mz5ym8j እሺ መዓረይ🥰🥰
@user-jt5rd3mk1v
@user-jt5rd3mk1v 2 жыл бұрын
አሹዋይ ናትና ጀጋኑ ኮሚ ብድንግላረኪበያ💓💊
@user-dv4qs1jf3e
@user-dv4qs1jf3e 2 жыл бұрын
ሰለሞን ባይሩ እባ አምእና ቤኪየይ ንሰለሞን ባይሩ ይምፀእና ትብሉ ላይክ ወቅጥለይ
@Roza-qj4zp
@Roza-qj4zp 2 жыл бұрын
ሰላም ተጋሩዋይ ኣቱም ጀጋኑ❤❤❤❤
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 2 жыл бұрын
ጀጋኑና ንዓኻትኩም ፈጢራ ትግራይ ክትደንን ዘይመስል
@rahwahabesha1268
@rahwahabesha1268 2 жыл бұрын
ኣሹየይ ዝፈትወካ ወዲ ዓደይ ስለ ዝረአኩካ ብጣዓሚ ታሓጉሰ ተመስገን ኣምላክ🙏✍️
@user-pq9id1ie3u
@user-pq9id1ie3u 2 жыл бұрын
ቅድመኹም ድፍእ ጀጋኑ ኣሕዋተይ💐🍃🌺
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w 2 жыл бұрын
ድቃስ መፂኒ😒ክሹዑ ግን አምላክ ምሳክም ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፍትዋተይ💞💞💞💞💋💞💞
@mmlmissyou8150
@mmlmissyou8150 2 жыл бұрын
ብዓወት ተመለስ ጀግና 🥺💛❤️🙏
@hagushayemiki1425
@hagushayemiki1425 2 жыл бұрын
ውቅሮ መፍለቂት ከየንቲ ዕድመን ጥዐናን ንህዝቢ ንትግራይ ሰላምና ይመለስ።።።
@greattigray5290
@greattigray5290 2 жыл бұрын
ቤኪ ጎበዝ ኢካ ብሓቂ እቶም ጀጋኑና ስረሖም ይስርሑ ንስካ ከኣ ታሪክ ጀጋኑ ከምዚ እናገበርካ ዘዝቀደመ ኣቅርበልና🙏🙏❤❤😘😘 ተጋሩ ጀግንነት ምስራሕ እምበር ምዝንታዉን ምፅሓፍን ድሕሪት ኢና ግን ክከዉን የብሉን ንሶም እኳ ቀይሕ ደሞም ዓፅሞም ስገኦም ሂወቶም ዕድመ ንእስነቶም ፍልጠቶም ከይሰሱዑ ምእንታና እናተኳሹሑስ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰራዊት ትግራይ ህሉዋትን ስዉኣትን ይኩን 🙏🙏🙏🙏
@user-zt3yc9or9m
@user-zt3yc9or9m 2 жыл бұрын
_አሹዋይ መዓረይ ዝሓወይ አንቢዕካኒ ሓቦካ ደስ ክብል ንኩለኩም ብፆትና አምላክ ምሳኩም ይኩን ሓይሉ ይሀብኩም አሜን_
@betimodel6712
@betimodel6712 2 жыл бұрын
ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ብቅልፅምና✊🏽❤️💛 ድጄይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 2 жыл бұрын
ትርግታ ህርመትና ኢኪ ትግራይ 🥰❤
@habenamine8388
@habenamine8388 2 жыл бұрын
💯✔️
@wizrihibey7393
@wizrihibey7393 2 жыл бұрын
ሰለሙን ተስፋይ ኣይሰምዕን እዩ ኣቅርበልና በረከት ሓውና❤😍
@Bre113
@Bre113 2 жыл бұрын
ኣሹ ሓወይ ጅግነ 💛❤️💊✊
@Bre113
@Bre113 2 жыл бұрын
@Askale you tube እሺ ❤️💛💊
@samirawittesifay4003
@samirawittesifay4003 2 жыл бұрын
ማርያምን ናይ ዲጀ ኣሹ ደርፊ ክጥዕም ምዓት 💋💋💋💋❤❤❤ክፎትዎ ኣነስ
@user-ub4mz5ym8j
@user-ub4mz5ym8j 2 жыл бұрын
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey yknaeyaley
@samirawittesifay4003
@samirawittesifay4003 2 жыл бұрын
አሺ ❤
@temesgenamlakyetemesgenaml7164
@temesgenamlakyetemesgenaml7164 2 жыл бұрын
በጃካ በጃካ ሰሎሚን ተስፋይ እምቢ ኣይሰምዕን እየ ኣምፀአና ባ ቀዛሕተና ሓቦ በሉና ሰሌ ኣብ ዘለካዮ ሰላምካ ይብዛሕ ሰላም ናትግራይና ይግበረና ፈጣሪ
@haylush2198
@haylush2198 2 жыл бұрын
ኣሹዋይ ወዲ ሓላል መሬት😍
@genihabeshawit8356
@genihabeshawit8356 2 жыл бұрын
እሰይ ወዲ ሪመይ እንኻዕ ብሰላም መፃኻ ❤💛✊
@meritigray4088
@meritigray4088 2 жыл бұрын
ደቂ ሓላል መሪት አጀኩም ትግራይ ትስዕር
@user-ub4mz5ym8j
@user-ub4mz5ym8j 2 жыл бұрын
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey yknaeyaley
@medihintadese7390
@medihintadese7390 2 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መጻኩም ኣሕዋተይ ማዓርይ💞💞💞ዛ ናይ ብቆልዑዑ ደስ ትበል🤩😍
@user-tk6do9du6f
@user-tk6do9du6f 2 жыл бұрын
ማሃፀን ኣዶ ትግራይ መፊረይት ጀጋኑ
@meseretgebre4990
@meseretgebre4990 2 жыл бұрын
እውነት ነው።
@tigrignamotivation3106
@tigrignamotivation3106 2 жыл бұрын
ናይ ኣምላክ ስራሕ እፁብ ድንቂ እዩ🙏🙏🙏እንኻዕ ረአናካ ወናም ጅግና💛❤️ ባዓል ብዙሕ ፍልጠት🤩🤩🤩🥇🏅
@wxzlli
@wxzlli 2 жыл бұрын
ሰላም ጀጋኑ መኣረይ😘😘 አሹዬ ጅግና😍😍😍😍 💪💪💪💪💪✊✊✊✊🙏🙏🙏💛❤💛❤
@hannahaile8701
@hannahaile8701 2 жыл бұрын
Selam millena konjo
@wxzlli
@wxzlli 2 жыл бұрын
@@hannahaile8701 ሰላምታኺ ይጠኣም ምቕርተይ 😍😘
@user-mh5iv2rj2g
@user-mh5iv2rj2g 2 жыл бұрын
አሸዋይ እግዚአብሔር አምላክ ምሰኩም ይኩን ጀጋኑና ❤️❤️❤️💛💛💛💊💊💊💊💊💪💪
@bsi9003
@bsi9003 2 жыл бұрын
እንካዕ እግዚኣብሄር ኣውፀአካ ጅግናና ካብቶም በላዕቲ ሰብ ኣምሓሩ ሻዕብያ💊💊💉💓💓💓💕💕💕💖💖💖💗💗💘💘💙💙💙💚💚💚💛💛💛💜💜💜💝💝💝💞💞💞💪💪💪
@user-iq9gt9zh4j
@user-iq9gt9zh4j 2 жыл бұрын
ሰለሙን ተስፋይ ኣምፀአልና ቤኪ ሽኮር ክፈትዎ
@slasslas5038
@slasslas5038 2 жыл бұрын
ኣሹየ እንካዕ ድሕና መፀካ እግዚአብሔር አምላክ ምስ ህዝቢ ትግራይ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ትግራይ ትስዕር ብሓሊ አምላክ
@habenamine8388
@habenamine8388 2 жыл бұрын
ኣሜን(3)🤲🙏🙏🙏☝️
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d 2 жыл бұрын
ጅግና ውዲ ህዝብ ትግራይ
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 2 жыл бұрын
ተጋሩ ብሩኻት
@user-uy3nd5qb5r
@user-uy3nd5qb5r 2 жыл бұрын
ጀግና ሓውና💊💗❤💛
@yosefze
@yosefze 2 жыл бұрын
ከመይ ዘአመሰለ መስተውዓሊ መንእሰይ አሹ ብሩኽ :ጅግና ፍልጠት ዝፈሰሶ ቃላትካ ሰሚዕኻ ዘይጽገብ ቃላት ተጋዳላይ ትግራይ ይበል ትግራዋይ 🦾🦾🦾🦾🦾🦾
@bsigalwelday1077
@bsigalwelday1077 2 жыл бұрын
ትሕትንኡ ልበንኡ ደስ ክብለካ 🥰ዘይተነገረሉ ጅግንነት 🥰
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 2 жыл бұрын
Wefirkum etew ezom dekey enkifat ayiwkaekum. Megilexi kalat yebleyin enkuae nahatey konkum .💛❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾 Ajona Tegaruway keribina ena . Xelaetina nizelalem tihti emkot bahri kinkebrom ena ❗💪🏾💪🏾💪🏾 Tigray hagerey tisierin ferekan❗💪🏾💪🏾💪🏾
@genetgenet4495
@genetgenet4495 2 жыл бұрын
ዳቂ ሓላል መሬት እንኳዕ ብሰላም መፀእኩም
@user-ot3sm5om7c
@user-ot3sm5om7c 2 жыл бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ እወ ዶ እወ
@asligaltigray8413
@asligaltigray8413 2 жыл бұрын
ዉቅያኖስ ጉዕሽ ኣምፅኣልና ቤኪየ
@newuaq1125
@newuaq1125 2 жыл бұрын
ጀጋኑና ንበሩልና🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛💪💪💪💊💊💊💔💔💔💋💋💋
@saharasharkmohamad3785
@saharasharkmohamad3785 2 жыл бұрын
ኣሹየይ ጅግና ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ❤👏
@saharasharkmohamad3785
@saharasharkmohamad3785 2 жыл бұрын
@Askale you tube እሺ ዝያዳይ❤
@hagosgebre7218
@hagosgebre7218 Жыл бұрын
@Askale you tubem
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡራት ደቂ ትግራይ❤💛ሓየተይ ጅግና ብዓወት ተመለስ🌟❤💛😘
@hadaslema1174
@hadaslema1174 Жыл бұрын
ብዓወት ይምለስካ ምዓረይ፤ኣነስ በዛ ቀንጠብጠብ እትብል ናይ ሕዚ ጥዕምቲ ሙዚቃኻ እየ ፈሊጠካ👏☺️💛❤🌹
@user-np2tt6dx3g
@user-np2tt6dx3g 2 жыл бұрын
ኣሹዋ ጥዑም ልሳኑ💚🙏
@user-np2tt6dx3g
@user-np2tt6dx3g 2 жыл бұрын
@Askale you tube ታማ ኣግኒዩኒ ድዩ😍🙏
@user-np2tt6dx3g
@user-np2tt6dx3g 2 жыл бұрын
@Askale you tube ድሓና ግዲ ኢኪ ምንባብ
@lililili1196
@lililili1196 2 жыл бұрын
@@user-np2tt6dx3g 😂😂😂😂
@user-ui6ss9ee8p
@user-ui6ss9ee8p 2 жыл бұрын
አሹዋይ ዝፈትዎ እንኳዕ ደሓን መፃኻ💕💕
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 2 жыл бұрын
ኣሹዋይ ወዲ ዉቅሮ ዓደይ ተባዕ ትግራዋይ ወዲቶም ሰብ ስረ👊👊💊 ቬኪየ ብጣዕሚ የቀንየልና በጃካ ንትምኒት ወልዳይ ኣምፀአልና🙏
@ፍቅሪለይኮነላ
@ፍቅሪለይኮነላ 2 жыл бұрын
ፍትው እየ ለብለካ ናተይ መክሰብ❤💛🌺🌺🌺
@seblegoitom6989
@seblegoitom6989 2 жыл бұрын
Tigray Adey Adi Jeganu❤💛❤💛🙏🙏🙏🙏
@JJ-xz2re
@JJ-xz2re 2 жыл бұрын
ኣሹ ሓወይ ክትስሕቅ ከለኻ ኢድካ ኣብ ኣፍካ ኣይትግበር ሓወይ እዚ ጽቡቅ ስንኻ ኣጸቢቅካ ሰሓቀሉ ኣሹ ሓውና ሕፍረት ኽኸውን ይኽእል እዩ እጆና ሓውይ
@khkhh7727
@khkhh7727 2 жыл бұрын
ኣሹ ጀግና ተጋዳላይ ትግ ትግ ትግራይ ዓደይ
@user-xu5gj3vv6s
@user-xu5gj3vv6s 2 жыл бұрын
ኣሹ ጅግና መማህርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏❤️
@fsahafsaha2151
@fsahafsaha2151 2 жыл бұрын
እንተዘይተጋደልካ .....ፍሉይ ሓይሊ ዘይኾነ ሰራዊት ትግራይ በል በረከት
@user-ub4mz5ym8j
@user-ub4mz5ym8j 2 жыл бұрын
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey yknaeyaley
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 2 жыл бұрын
ተጋዳላይን ከያንን ኣሹ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ጅግና. ቤኪ የቅንየልና ንእትገብሮ ኩሉ ምንቅስቃስ 🙏😍😍💊💊
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 2 жыл бұрын
Long Live TDF. Tigray will prevail!!!
@user-ww5on5jl6i
@user-ww5on5jl6i 2 жыл бұрын
ዋውው ኡሸዋይ ነዋሓ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ጀጋና ተጋድልይ💊💊💊💋💋💊💊💊
@AskalAgmawit
@AskalAgmawit 2 жыл бұрын
ንዓለም ንእሸተይ ሃገረይ ንዓየይ ግን ንስኪ 🌍ይ 💊😘✊
@melatmelat761
@melatmelat761 2 жыл бұрын
ዲጄ አሹዋኒ ወዲ ቶም ጀጋኑ እንዃዕ ብሰላም መፀአካ ፍትወይ ብዓወት ይምለስኻ ምስ ብፆትካ ማእገረይ ❤❤😘😘
@chdbuicfdnju7138
@chdbuicfdnju7138 2 жыл бұрын
እንካዕ ገፅካ ርኣና አሹዋይ ጅግና ናትና በኪየ በጃኻ ንተጋዳለይ ድምትፃዊ ሰለሙን ተስፋይ (እምቢ ኣይሰምዕን እየ )ኣቅርበልና
@user-sd4ic9qt6s
@user-sd4ic9qt6s 2 жыл бұрын
ቅድስ ሚካኤል ፃላል ይኹንኹም tdfay🙏🙏🙏
@user-mq1vi6rm6j
@user-mq1vi6rm6j 2 жыл бұрын
አንካዕ ዳሓን መጻኹም ኣሹ &በኪ 🥰🥰🥰🥰🥰💛💛♥️😇
@AbiAbi-cp2dh
@AbiAbi-cp2dh 2 жыл бұрын
ጅግና ሓወይ ፈጣሪ ልምርኣይ የብቀዕና👏🥰
@asewsa385
@asewsa385 2 жыл бұрын
walkame jegenana nawet yemlskume dekiie tegray halalate fetariii selame nehizebii tegetay .🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 2 жыл бұрын
አደ መን ጥዕናን ይሃብኩም ፀላኢ ዓይንኩም ይፍሰስ
@qamlasthgoshgos3049
@qamlasthgoshgos3049 2 жыл бұрын
ጀጋኑ, አሕዋተይ,እንካዕ,ብዳሐን,መፃኩም
@azuazu5640
@azuazu5640 2 жыл бұрын
እንቋዕ ዳሕና መፃኹም ፁሩያተይ😍🌹🙏
@user-ur1sh6kl8r
@user-ur1sh6kl8r 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ደቃ ህዝቢ ❤️❤️❤️🥰🥰🥰💊💊💊💪🥰🥰 ትግራይ ትስዕር ብጀጋኑ ደቃ💪💪💪💪💪
@user-ub4mz5ym8j
@user-ub4mz5ym8j 2 жыл бұрын
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey yknaeyaley
@amanmandela2913
@amanmandela2913 2 жыл бұрын
ዲጄ ኣሹ ጀግና ብዓወት ተመለስ💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪
@user-fu8vz4bw3z
@user-fu8vz4bw3z 2 жыл бұрын
ኣሸናፊ ወድዞም ሸዉዓተ ሃገራት ዘሸነፉ ተጋሩ💘💘💘💘💘💘💘💞💞💞💝💝💝💝
@hagoskiros1561
@hagoskiros1561 2 жыл бұрын
ዋዉዉዉ ኣሹ ጅግና እንካዕ ዳሓን መፃእካ ❤
@LamLam-ch6pm
@LamLam-ch6pm 2 жыл бұрын
ናትና ጂግና አሺ እንካዕ አምላክ አትረፈካ ናትና ጀጋን ክፍእክም አየሲመዓን ሐደራ አምላኬ ማርያም ፄን ሐልውለይ ዕደመን ጤዕና ያሀብክም ☝️☝️☝️⛑⛑⛑🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🍎🍎🍎🍇🍇🍓🍓🍋🍋🍋❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@lulaa1242
@lulaa1242 2 жыл бұрын
ንፍእ እድመን ጥዕናን ይሀብካ ትግራይ ትደልየካ
@ktabtegaru770
@ktabtegaru770 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትግትግ
@user-nv8jx5om6o
@user-nv8jx5om6o 2 жыл бұрын
H.G ክቢ ሓውና ንተቅርቦም ምሩፃት ኣርቲስቲ ኣሕዋትና ፅንዓት በርተዐ ተስፋ ናይ መፃኢ ዓወት ዝህቡ እዮም የቀንየልና ::
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 2 жыл бұрын
Tigray people stay strong 💪🏾 ❤️💛❤️💛💪🏾
@user-zm4ww6oq6h
@user-zm4ww6oq6h 2 жыл бұрын
ኣሹ ጀግና 😍😍😍❤✊✊✊
@user-eb7vs8md8k
@user-eb7vs8md8k 2 жыл бұрын
እሹዋይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓልውካ ጅግና ሓውና ❤❤❤❤❤💛💛💛
@zhraazhraa1794
@zhraazhraa1794 Жыл бұрын
እግዚአብሄረ አምላክ ይሓልውካ
@solomonhiwot9413
@solomonhiwot9413 2 жыл бұрын
እንኳዕ በህይወት ተረፍካ ጀግና ሐውና ንበረልና ሰላም ንህዝብና ሰላም ንትግራይና ።ትግራይ ሀገር ትኩኑልና።
Vivaan  Tanya once again pranked Papa 🤣😇🤣
00:10
seema lamba
Рет қаралды 34 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
Happy 4th of July 😂
00:12
Pink Shirt Girl
Рет қаралды 60 МЛН
DW TV  ጋሻ ሰንበት - ተጋዳላይ ዲጄ ኣሹ( ቀንጠብጠብ )
30:59
ትግርኛ tiktok
11:54
@አሹ የክር ጥበብ
Рет қаралды 10 М.
ቀዛሕታ ፓድካስት - ዕላል ምስ ዳንኤል ተኽሉ (ዶ/ር)
1:53:30
鱿鱼游戏!小蚂蚁也太坏啦!火影忍者 #佐助 #家庭
0:46
火影忍者一家
Рет қаралды 6 МЛН
育児6年目の韓国人父が娘と遊ぶ方法4 #shorts
0:11
ミョリムMyorimu
Рет қаралды 10 МЛН
And how are they not embarrassed?
0:19
Rinuella
Рет қаралды 27 МЛН
Heavy package 🤭🤣 #demariki
0:25
Demariki
Рет қаралды 7 МЛН
Вот как нужно танцевать😁
0:15
Айваз Идиатуллин
Рет қаралды 3,6 МЛН
Русалка
1:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН