" ዝጠቅም እንተኾኑ መንግስቲ ትግራይ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣይዘራረቡ ኣይብልን! !" ቃለ መሕትት ምስ ተንታኒ ፖለቲካ ምብራቕ ኣፍሪካ ዮሴፍ ገ/ህይወት

  Рет қаралды 68,338

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

2 ай бұрын

Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics

Пікірлер: 1 000
@user-ww3mg3vq4n
@user-ww3mg3vq4n 2 ай бұрын
መዲ ቀፅልሉ ምክንያቱ ሚድያ ንኩሉ ማዕረ እዩ ዝተፈላለየ አተሓሳስባ አረኣእያ ዘለዎም ሰባት እናቕረብኪ ሕብረተሰብና ክነቅሕን ባዕሉ ዝጠቕሞ ክፈልን ክፈልጥን ትገብርዮ ዘለኺ ፃዕሪ ከየድነቕኩኺ ክሓልፍ አይደልን የቐንየልና መዲ።
@dannyhome1938
@dannyhome1938 2 ай бұрын
ኣታ ኤርትራዊ ሓዉና ትብል ትግራዋይ ሓዉና ትብል ኣርምያ
@th-ef6me
@th-ef6me 2 ай бұрын
ትኽክል
@teklemariamdessalegn5230
@teklemariamdessalegn5230 2 ай бұрын
ብጣእሚ ካብ ዘድንቕኩም ክልተ ሰባት ናይ ብሓቂ ጀጋኑ ኢኹም!!!
@Wedi-Mogoti
@Wedi-Mogoti 2 ай бұрын
ዮሴፍ ገ/ሂወት እቲ እንኮ ፖሎቲከኛ ዘ-ኣግዓዚ እዩ።
@user-tc3et5df3r
@user-tc3et5df3r 17 күн бұрын
😅😅😅😅😅
@merhawikesete9781
@merhawikesete9781 2 ай бұрын
Medhin ayney you are my favourite journalist. ❤😊
@user-ju9lm9ps3e
@user-ju9lm9ps3e 2 ай бұрын
ኣነ ግን ብፍቅሪ መድህን ተጠላቅየ በቃ 😩🩵ንሳ ጽፍፍቲ: መደባ ጽፉፍ ❤
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 2 ай бұрын
Tilquy….💊💔
@user-ju9lm9ps3e
@user-ju9lm9ps3e 2 ай бұрын
@@haregeweinihabte2483 😅🤦🏾‍♂️
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 2 ай бұрын
ሕሜት እዩ ሕማቅ ጽልኢ ይኩን ጸርፊ፡ ስብራ ኣጸብቅ ግደፎ ደርፊ፡ ስሚ ንጓል ሄዋን ምጥማት ገደፊ።
@mulubrhanafewerki6683
@mulubrhanafewerki6683 2 ай бұрын
ምስ ዐጋመ ሑዉነት የለን ምስ ኣምሓራ ይሓይሸ
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 2 ай бұрын
ወዲ ጦር ክትከውንኣለካ
@haa8129
@haa8129 2 ай бұрын
ቁሊሕ በሊ
@samiyow
@samiyow 2 ай бұрын
Xbuk medeb kexlyo haftna
@mulle9221
@mulle9221 2 ай бұрын
Sik bel dikala komal agame 😂
@samiyow
@samiyow 2 ай бұрын
Fasionu zhalefe zereba,Ewe agame ena ,Ane zgermeni entay ktgebru mexieku abzi nay agame channel emo🤔
@ashebirseyoum9367
@ashebirseyoum9367 2 ай бұрын
ንምንታይ ብዛዕባ ዶብ ምሕንፃፅ ዘይትዛረቡ
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 2 ай бұрын
ኣብ ዶብ ምሕንጻጽ እንተኣቲዬም ዳኣ እንታይ ክትከውን ትግራይ ማለት እታ ሕልሚዊትን ሃንቃውቲዊት ትግራይ?ባሕሪ፡ልሙዕ፡ጸጋን ታሪካዊ ቦታን ኣብ ኤርትራ እናሃለወ ዶብ ክሕንጽጹ፡እቲ ዘይፈልጥዎ ትግራይ ክሳብ ክንደይ ዓቅሕን ዓቅምን ኣለዋ ኣብ ክባን ዕጽዋን እዩ እቲ ሕቶ።ሕልማዊት ትግራይ ገሃዲ ምግባር ዝግበር ምንቅስቃስ ዛያዳ ዕጽዋን ዘለካ ምስኣን ይመጽእ።ዛይዳ ምሕንጻጽ ዶብ እንክሕንግዱ ዛይዳ እናተዓጸዉ ይከዱ።ኣብ ቃለ ምሕተትን ኣኬባን ይክውን እቲ ሓይሎም።
@shalikurgira4806
@shalikurgira4806 2 ай бұрын
ምሕንጻጽ ዶብ ደኣ ኢሳያስ ኣይደለዮን። ጉዳይ ዶባ ስራሕ ፈደራላዊ መንግስቲ እዩ። እዚ የድሊ ኔሩ እንተዝኸውን ኢሳያስ ምስ ኣቢ ኮሸምሸም ክብል ኣብ ዘሕለፎ ዓመታት ክሕተትን ክፍጸምን ኔርዎ ።
@bieri6294
@bieri6294 2 ай бұрын
​@@shalikurgira4806neakum yekfeakum adatatekum kurnty endabelea knbera eyen
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 2 ай бұрын
ብሓይሊ ኣቲካ ተደፊእካን ተሳዒርካን ወጺኢካን።ዕጥቅካ ተፈቲሑ እንታይ ኣለካ ኣብ ምሕንጻጽን ዘይምሕንጻጽን።ራያን ወልቃይትን ናትካ ኣይኮነን ተመንጢልካ።ዘይብልካ ብምንታይ ክትዛረብ።
@justiceforall1400
@justiceforall1400 2 ай бұрын
ኣነ ክሓተካ ምሕንጻጽ ዶብ 20ተዘሪቡሉ።ተሳኢኑ ዘሎ ትግባረ'ዩ።2018 ኽሳብ ሕጂ ሰለ ምንታይ ህግድፍ ዶብ ዘይ ሓንጸጾ ምስ እቢ ኣህመድ? ኣቢ እቲ ውሳነ ካብ ተቀብሎ ቀዳምነት ህግድፍ ምሕንፅ ዶ ዘይኮንውን። ኻብ ንግሆ ንጎሆ ኣብ መርትነ እና ዘልክና እናበሉ ምግለጺ ዘውጹ። ነቶም ውጹ ዝብሎዎም ኣውሓቲ ሃገራት ዕዲሞም ዘይየርእዩዎም እቲ ወስነ ዝየውሕብና። ኽሕንጸ ድፊኢት ዘይገብሩ። ስልጥን ዝሓዘ ገድፍካ ዘይዛረኡ ትብል።
@tesfayetiffo623
@tesfayetiffo623 2 ай бұрын
ሃፍተይ !! ደርግ ስርናይ እናተማቀለ በሀንሳብ ያቃልሶም ኒሩ
@solomontesfay554
@solomontesfay554 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ
@jhonocbay693
@jhonocbay693 2 ай бұрын
🐒🦡🐀🐕💊💊
@tesfaEri-music8642
@tesfaEri-music8642 2 ай бұрын
ምንጪ ሓበሬታ ናይ ተጋሩ እዚኦም ስለ ዝኾኑ ኢዮም ተጋሩ ኩሉ ግዜዝሰዓሩ😂😂😂
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 2 ай бұрын
Gidefom Trah ezom gena aysekhun alowu 😂😂😂 ayteredomin gena
@user-jg7sv8ff6e
@user-jg7sv8ff6e 2 ай бұрын
በበይንኩም ዘይትመጹ ካብ ኤመሪካ ክሳብ ዓረብ አንበር ኣድጊን ዋኻሪያን ዳኣ አንታይ ብቅዓት ኣለዎም ካብ ዓሰብ ምስተመልሱ ጋሓሒጦምዶ ኣየውጸዎን ምስተመልሱ ትንፋስ መሊስኩምሲ ትፍክሩ
@robelteclemichael763
@robelteclemichael763 2 ай бұрын
የሴፍ ዓንጓር መጅላግ ናይ መጅላጋት መጅላግ ናይ ከድዓት ከዳዕ ናይ ነፋጣት ነፋጥ ምጅላግ ሕሙም ካብ ድምጽኻ ጀሚርካ ክሳብ ሓሳብካ መጅላግ
@user-oi7ce4zo6t
@user-oi7ce4zo6t 2 ай бұрын
ዮሴፍ ሓወይ ብዙሕ አይዛረብን የመስግን ጥዓ ፍልጠት የቐንየለይ ሓወይ
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 ай бұрын
ewey marey da
@Abduselammahamedberhanberhe
@Abduselammahamedberhanberhe 2 ай бұрын
ፅቡቅ ገበርኪ መድህን Thank you
@M-vr7zo
@M-vr7zo 2 ай бұрын
Demarketing the boarder is vital for oeace to prevail
@amanuelgebremesih2170
@amanuelgebremesih2170 2 ай бұрын
ንዮፍ ኽሰምዑ ብቅዓት ተዝህሉዎም ሽግር ህዝቢ ትግራይ ምስተፈትሔ
@negodanegode5390
@negodanegode5390 2 ай бұрын
ነዚ ስሚዕካ ክሰርሕ እንተፈቲንካ ናብ ገደልካ ምጽዳፍ ጥራይ እዩ መጻኢኻ
@yemanesemere9664
@yemanesemere9664 2 ай бұрын
Thanks medhin sele ti mehari programki Thanks bertiei
@user-oi7ce4zo6t
@user-oi7ce4zo6t 2 ай бұрын
ተመስገን ሓወይ እወ ትግራይ ናጽነታ ክተውሕስ አለዋ ግድን እንዘይ ተተግቢሩ ጥፍኣት ትግራይ ኢዩ እመኑ ዮሴፍ ሓወይ የቐንየለይ
@johnrufael7616
@johnrufael7616 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@efremgebrekidan4291
@efremgebrekidan4291 2 ай бұрын
ፈላስፋ ግደፍ ሓጥያት ከይ ኮነካ፣ ኣይተጸልሎም
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 2 ай бұрын
ብራኸ ሾው: ሃናጺት ሚድያ። መም. ዮሴፍ: ከም ወትሩ: ስለ'ዚ ፍትሓዊ ባህግኻን: ምዕዶኻን ኣስተምህሮኻን: ተባረኽ! ኣብ ልቢ ኩልና የሕድሮ። Thank you.
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s 2 ай бұрын
Kondaf komal sahsah agame hassawi
@SAMSam-yi2yv
@SAMSam-yi2yv 2 ай бұрын
Kila ሕጂ ከኣ ዓጀውጀዉ ብሰንኪ ከምዚአም social media tsenienayo
@Peacean
@Peacean 2 ай бұрын
መን ብሓይሊ ንልዕሊ ሓደ ሳዓት ዝኸውን ስምዓዮ ኢሉ ገዲድካ?
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 ай бұрын
መሃይም ቀደም ከ እንታይ ኔርካ
@hakimabdelkadir
@hakimabdelkadir 2 ай бұрын
Ezi lekbat sebay.bzeliy nay hizbi ertra ztestese eu.
@user-dk9lj9vo2p
@user-dk9lj9vo2p 2 ай бұрын
Esey 😅😅😅
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 2 ай бұрын
Outstanding analysis
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 2 ай бұрын
We stand with our EDF Eritrean Defence Force Eitrea wey mot 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@eyobkiflom3531
@eyobkiflom3531 2 ай бұрын
I’m confused trgaru are not normal they are idiots
@SAMdave183
@SAMdave183 2 ай бұрын
He is so brilliant ዮሴፍ ጽቡቅ ጌሩ ኢዮ ብደቂ ፈሊጥዎም :: his analysis is so consistent and precise ቕድም ሕጅውን ኣቐዲሙ ዝተዛረቦ ይኸውን ኣሎ::👌
@asmarino99o42
@asmarino99o42 2 ай бұрын
ተጋጊኻ። እዚ ሰብኣይ ካብ ዝበሎ ሓደ ዝኾነ የለን። ኤርትራ ደኺማ እያ፤ ሰራዊት የብላን፣ ዓቅሚ የብላን፣ ውግእ ተተጀሚሩ ክትፈርስ እያ፣ ወያነ ክዕወት እዩ.... ወዘተረፈ እዩ ኔሩ ዘረብኡ። እቲ ዝኾነ ኩሉ በንጻሩ እዩ። ኤርትራ ኣብቲ ዞባ እታ ዝሓየለትን ዝረገአትን ሃገር እያ።
@SAMdave183
@SAMdave183 2 ай бұрын
@@asmarino99o42ዝዛረቦ ይርድኣኻ የለን ማለት ኢዮ::
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 ай бұрын
መድሂን እዞም ተቓወምቲ ፡ተበለጽቲ ናይ ነብሶም ዝሓልዩ እምበር ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን ዘይጠቕሙ እዮም። ምስ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ግዜኺ ኣይተጥፍኢ። ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ንተዋወምቲ ኣብ ስልጣን ንምምጽእ ዘባእስ የብሎምን፡
@user-ft6wd9wx4q
@user-ft6wd9wx4q 2 ай бұрын
ኣየ ተጋሩ ነዚ ሓሳዊ ሰብ ኣሚንኩም
@mypresidentwufuy4219
@mypresidentwufuy4219 2 ай бұрын
Selam 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🥰
@user-lq4xf8uy2c
@user-lq4xf8uy2c 2 ай бұрын
እብ መጨረሻ ግን ብአሜሪካ ዝምራሕ ምዕራባዊያን ካምፕ ትግራይ ዕጥቓ ክትፈትሕ ዝደልይሉ ምኽንያታት ብልክዕ ዘርዚርዎ እዩ። ክውሰኽ ዘለዎ ፣መራሕቲ ትግራይ እቲ መለስ ዘስረፀሎም ናይ አሜሪካ አምልኾ ክነፅግዎ አይርአዮምን እዩ።2ይ) አሜሪካ አብ አፍሪካን ሚድል አኢስትን ናይ ትግራይ ዐይነት ናሽናሊዝም ክፍጠር ብፍፁም አይትደልይን እያ።3) ናይ ብዐል ሀመር ተግተልቲሎም ናብ ትግራይ ምምልላስ ንመራሕታ ego መፃወቲ ይገብርዎ ንዘለው፣ ተደለይቲ ዝኾኑ እዩ ዝመሰሎም ዘሎ።4ይ)ብዐል ሀመር-አኦባሳንጆ ንመራሕቲ ትግራይ ክንደይ ከምዝንዕቕዎም አይርድአኦምን እዩ።
@th-ef6me
@th-ef6me 2 ай бұрын
ብሐቂ ትኽክልዩ አቀሚጥካዬ ዘለኻ
@danieldesta4139
@danieldesta4139 2 ай бұрын
ለምን ስለ ድንበሩ ማመልከቻ አታወሩም
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 2 ай бұрын
ብ ትግርኛ ፃሓፍ።
@haileabtsegai643
@haileabtsegai643 2 ай бұрын
Who care which language he writes.
@haileabtsegai643
@haileabtsegai643 2 ай бұрын
Brigade nehamatu is not an Eritrean opposition movement, it is a woy-ane sponsored terrorist group
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 2 ай бұрын
@@haileabtsegai643 We do care.
@haileabtsegai643
@haileabtsegai643 2 ай бұрын
@@goiteomgezaei9066 what difference does it make speaking in any language as long as the message is clear.
@sami4534
@sami4534 2 ай бұрын
Great analysis 👍
@jhon.n.paulos
@jhon.n.paulos 2 ай бұрын
Weyane meytu eyw
@user-bp5gf4zw4s
@user-bp5gf4zw4s 2 ай бұрын
How possible needs help from tigray you need to go Eritrea and fight there for your freedom
@Sahel-degena
@Sahel-degena 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷 Please forget talk about our country Eritrea- Talk about Gambia, Burkina faso Senegal Burma etc 🇪🇷🌕🌕
@hermon455
@hermon455 2 ай бұрын
ክላ ሱቅ በል ሃገር አላትኒ አልካ አኮ ቅሲንካ ትድቅስ ትክዉን አዞም ካብ 2 ተወልድኩም አብ ሞንጎ ኮንኩም ተሳዉሩ ብዝኮነ ሓሳብካ አብዚ አነርቭው ደአ ሃብ አንበር አቲ ዝመልስካዮ ሕማም ዉሽጥካ አዩ ከሙኡ ገሩካ
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 ай бұрын
ኪድ ሽንቲ ግመል
@biniamandemeskel9078
@biniamandemeskel9078 2 ай бұрын
Dihul ady tezihilweka doo ab sidet mihaleka humum reasy
@matmat4458
@matmat4458 2 ай бұрын
Fetfitu zekolsena josi selamawi edmen tienan yehebka tank you medina shikor
@abelgebremedhn8545
@abelgebremedhn8545 2 ай бұрын
መዲ የሰፌስ ደጋጊምኪ ደኣ ኣምፅእና
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 2 ай бұрын
Brakhe show, Aite Yoseof Gebrehiwot important analysis as always. Thank you.
@eritreanalgebra7704
@eritreanalgebra7704 2 ай бұрын
Ayte yosief 😂😂😂😂
@loyalbelieve6954
@loyalbelieve6954 2 ай бұрын
You’re laughing coz you only know how to say ata entayadeka aregit bla bla bla sreat deybilka funfun
@burhanlolla4903
@burhanlolla4903 2 ай бұрын
@@loyalbelieve6954 Agamewa..etui leshiq ema kilite deqi aserte wey tishiate lukhonu qoluoo agame baliqa hichawetu " antum latkum tera,,"yeley latkum tera " elabelu kinagageru kelewu eiu..terediuka yikhewin yiqreta quanqwa agame tinish,,tinish eiye limukur
@ben5115
@ben5115 2 ай бұрын
Thankyou Mr Yosief for the good Analysis . I agree with most part of your Analysis
@nice-fs6on
@nice-fs6on 2 күн бұрын
❤❤❤❤
@amanuelreda859
@amanuelreda859 2 ай бұрын
Tigray needs a few executives with visions (strategic thinkers) to execute objectives.
@user-xu2hl8ll5k
@user-xu2hl8ll5k 2 ай бұрын
Kabey kimesu
@abrahamhagos1938
@abrahamhagos1938 2 ай бұрын
When Medhin interviews Yosef G., everyone listens.
@shalikurgira4806
@shalikurgira4806 2 ай бұрын
Agreed 100%
@wolderufael
@wolderufael 2 ай бұрын
Brillliant questions by Medi and brilliant analysis by Y.G. A sad but true analogy, "Sophie's Choice". Yes, Tigray is at its worst cross roads; its unity is atmost important.
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw 2 ай бұрын
Not really
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 ай бұрын
እቲ ፍታሕ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣ ሰላም ጌራ ምስ ኤርትራ ብሰላም ጉርብትና ምንባር እዩ።
@samcity7267
@samcity7267 2 ай бұрын
Thank u
@eritreagoldenstate7900
@eritreagoldenstate7900 2 ай бұрын
ብዙሓት ዕሱባትን ደናቑርን ርኢናሞ ኣይከሚዚ ሰበይኣዝን😮
@trussom647
@trussom647 2 ай бұрын
ዑሱብ ኣእምሮ የብሉን
@haa8129
@haa8129 2 ай бұрын
ስረኻ ምስፈታሕካ፣ ትርጉም የብሉን
@user-sp4kv3es2n
@user-sp4kv3es2n 2 ай бұрын
መድሂን እዚ ምስ ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወት ትገብርዮ ቃለ መሕተት ቀጻሊ ዳ ዓደምኪ ኣቕርብዮ ከም ምሕጽንታ እዪ
@tsehaytesfahun4564
@tsehaytesfahun4564 2 ай бұрын
Thank you Yosef for your depth analysis.😊
@user-xu2hl8ll5k
@user-xu2hl8ll5k 2 ай бұрын
Imo kidu wiredu, tigaru tewagi hager kerkubukum delikum. Kufat gibri
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 2 ай бұрын
ዮሴፍ በሊሕ ጠመተ ምስ ብሱል ትንተና ስለዘቅረብካልና ንክልቴኩም የቀንየልና።
@tekleweiniokubamichael2545
@tekleweiniokubamichael2545 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂 "ኣፍ ክኽፈት ኣእምሮ ይምዘን" ዝብሃል ኣብሃህላ ኣሎ። ካብዚ ኣዘራርባኻ • ፈታው ነብሱ ምኻንካ ( ብዙሓት መንእሰያት ናብ ትግራይ ምኸዱ ኔሮም እምበር ምኸድና ኔርና ኣይበልካን) • ነየኖት ብርጌድ ንሓመዱ ትወቅስ ከም ዘለኻ (እቶም ዕለት 20 ኣኼባ ዝገበሩ) • ምትዕራቅ ኤርትራን ትግራይን ካብ ከብድኻ ከምትፈርሖ ምኽንያቱ ኣታዊኻ ስለዝዕጾ ክርዳእ ክኢለስ ነቶም ንዓኻ ዝስዕቡ ሓዘንኩሎም😢😢
@Eritrea_Bella
@Eritrea_Bella 2 ай бұрын
What an intelligent journalist Medhin, ሰሪኑ ብዘይ ድልየቱ ኣፍቲሕኪዮ ነዚ መትከል ኣልቦ። ኣብ ድሕሪ ማይክሮፎን ኮፍ ኢልካ ምጭዳር ደኣ ኩሉ እዩ ዝኽእላ። ካብ ትግራይ ኮይንካ ክትዋጋእ ፡ መን ክዋጋኣልካ? እንታይ ዝገበረ መንእሰይ ትግራይ እዩ። ሕጂስ ደሓን ደኣ ብርጌድ ንኸብዱ ኣብ ጎዶናታት ኤውሮፓ ኣለውኻ።
@haftamumengistu8436
@haftamumengistu8436 2 ай бұрын
አት ጀግና ሓፍትና ከምዝ ዓይነት ሰብ ምቅራብክ ቀፅልሉ
@tekestemogos5888
@tekestemogos5888 2 ай бұрын
ዕብዳን ጀላዓት
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 2 ай бұрын
ክትጻረፍ ኢልካ ናብ ሚድያ ትመጽእ፣ ሽለት!
@kbg6227
@kbg6227 2 ай бұрын
እዚ ሃላይ ጻሕጻሒ አብትግራይ እባ ከምዝደለዮ ባይታ ሃብዎ ክነጠልጥሎ ብኽሳዱ 😅
@Nadia-rf8kp
@Nadia-rf8kp 2 ай бұрын
Foolish is you, airhead, If you can listen to him properly you can learn a thing or two.
@user-ki7uy4xi1e
@user-ki7uy4xi1e 2 ай бұрын
Kkkkk Ala agame
@belayberhe
@belayberhe 2 ай бұрын
እዛ ሰበየቲ እዚኣ ንመጀመርያ ሓደ ፈላጥ ሰብ ሒዛ መፂኣ እምበር ኹሎም እትዕድሞም ንህወሓት ዝፀርፉን ንጀነራላትና ዘፀልሙን ግን ድማ ምንም ዕላማ ዘይብሎም ሓሊፉ ውን ኣጀንዳ ፀላእቲ ትግራይ ተቐቢሎም ጆኖሳይድ ትገራይ ክቕፅል ዝደልዩን ዝተወረረ ግዝኣታዊ መሬት ንከይምለስ ዝሰርሑን ሰባት እዮም ናይ ሚድያኣ ደንበኛታታ
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 2 ай бұрын
ህወሐት ዘይተጸረፈ እሞ መን ኢዩ ክጽረፍ ንስካ ጥራይ ኢካ ዘይጸረፍካዮ ተሪፍካ ወያነ is ቁምነገር ዘይብሉ ናይ ሸፋቱ ስብስብ ኢዩ
@belayberhe
@belayberhe 2 ай бұрын
@@alenalkieritrea3862 እቶም ህዝቢ ትግራይ እንትጭፍጨፍ ደላሎን ኣስተርግምቲ ኾይኖም ኣሕትና ዘድፈሩን ንብረትና ዝዘረፉ ዕሱባት እዮም ናይ ሓርገፅ ንብዓት እንዳነበዑን እንዳነባዕኹምን ኸዚ መሕበኢት ወንጀልኹም ንህወሓት እትፀርፉ እቲ ብጎተትኹም ዝተጀመረ ፕርጀክት ትገራይ ንምጥፋእ ስለዝተኾለፈ እዩ ዓወፅወፅ ዘብለኩም ዘሎ ሐዚ መሕቨኢ ስኢንኹም ንዚ ናይ ጆኖሳይድ ፕሮጀክት ንክፍሽል ህወሓት ቅድመ ገምባር ኾይኑ መሪሕነት ብምሃቡ ሕልምኹም ከንቱ ኾይኑ መስዋእቲ ተኸፊሉ እዩ
@rttr3992
@rttr3992 2 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nimrodnayzgi3858
@nimrodnayzgi3858 2 ай бұрын
Welqayt humera badme erob yet Ale
@abrahamgirmay3044
@abrahamgirmay3044 2 ай бұрын
ዮሴፍ መድሂን ብጣዕሚ መምሃሪ መደብ ነይሩ (ሰማዒ እንተሎ). ናይ ዮሴፍ መልእኽቲ (ኣብ ሕሉፍ ይኹን ሎሚ): ክልተ ወርሒ ሙሉእ ሕቱኽቱኽ ኢልካ እተምፀኦ ውጽኢት 'ዕጽዋን ክባን' ትግራይ ኣይፈትሕን:: ኣብ ትግራይ ዲሞክራሲ ስለዘስፈንካ ካብቱ ዋና ሽግር (ክባን ዕፅዋን) ትወጽእ ማለት ኣይኮነን:: ቅድም ቀዳድም ኩልኻ ብሓደ ደው ኢልካ ዋና ሽግርካ ምፍታሕ ናይ ግድን ምኻኑ ዮሴፍ ብተደጋጋሚ ነጊሩኩም ኣሎ:: *ካልእ ኤሊት ትግራይ ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ ንዕጽዋን ክባን ትግራይ ኢድ ኣለዎ ይብለኩም ኣሎ:: እዚ ሓቂ'ዩ:: ብናቶም strategic error ትግራዋይ ኣዕርዩ ንኡስ (minority) ብሄር ክኸውን ጌሮሞ:: btw, Joe is out of the box thinker and also referred by many as a philosopher.
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ኣሕዋት❤❤❤❤❤❤❤
@kelatiatsbeha6744
@kelatiatsbeha6744 2 ай бұрын
እወ ልክዕ አለው::
@eritreaalazar5496
@eritreaalazar5496 2 ай бұрын
መጅላግ በልዮ፡ ሓንቲ ቁምነገር ከይገበረ ምድሪ ዓሪባቶ።
@trussom647
@trussom647 2 ай бұрын
ሃለዉለዉ ኢዩ
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj 2 ай бұрын
Hagerna dea men kehelewelna kemzi natkum aykonan
@tesfahiwotlijalem
@tesfahiwotlijalem 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Massawa2002
@Massawa2002 2 ай бұрын
We stand with our Eritrean military 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 2 ай бұрын
Kilte minya kolel…….💔💊
@kidaneweldemariam1130
@kidaneweldemariam1130 2 ай бұрын
❤❤❤
@selamlechi7288
@selamlechi7288 2 ай бұрын
ዮሴፍ ብሉፅ ፖለቲከኛ እንኮ ትክክለኛ ተንታኒ ፖለቲካ ኤርትራውያን ዮሴፍ ክመርሐኩም ፀሎት ግበሩ መዲዬ ኸዓ ቀፅልሉ🎉
@amanuelasmerom508
@amanuelasmerom508 2 ай бұрын
Ezi hasawi dea nebsu bi gibu'e zeymerhie si Hager kea k'merih
@selamlechi7288
@selamlechi7288 2 ай бұрын
@@amanuelasmerom508ፀገምኩም እኮ ደገፍቲ ሻዕቢያን ህወሓትን ሓደ እዩ ሓቂ ኣይትቕበሉዋን ብናይ ሓሾት ታሪኽ ትነብሩ
@gebreted2612
@gebreted2612 2 ай бұрын
Why I spent my time to her this rascal
@haypfdj1st
@haypfdj1st 2 ай бұрын
Erqanu AwtsiAto gin. Hrqanu eyu ZewtsiE dello don’t worry he is empty barrel! Just bado gerewegna eyu
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 ай бұрын
I am sure you learned something mahayem
@haypfdj1st
@haypfdj1st 2 ай бұрын
@@Z-oneandonly Aye enda Lehasstin TegombaHtin kidu dia Eritrea in a million years aytrekbuwan ekum Behamat
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 ай бұрын
@@haypfdj1st Kkkk ኣነ ድየ ኣንድ ሆነናል ተደምረናል ኢለ ነታ ቀዳመይቲ ጸላኢትና ዝተጎንባሕኩላ :: እምበኣር ኣን የ " ኢትዮጵያ ፋሕ ፋሕ ከይትብል " ኢለ 80 ሽሕ መንእሰያት ዝገበርኩላ :: ኣንቱም መሕፈራት : ምሳኻትክን ንተሓሳሰበሉ ግዜ ርሑቅ አይኮነን ሮኽራኻት
@ashebirseyoum9367
@ashebirseyoum9367 2 ай бұрын
እቲ ፍታሕ ዶብ ምሕንፃፅ እዩ።
@user-vs3jo4pn9m
@user-vs3jo4pn9m 2 ай бұрын
ክክክ ኣየ ተጋሩ ሕጂ ተረዲእኩም ዶብ ክሕንጸጽ ከም ዘለዎ
@danielwiki6795
@danielwiki6795 2 ай бұрын
20 amet atitena bro
@mikael3245
@mikael3245 2 ай бұрын
እቲ ዶብ እኮ መጀመርያ አብ 2002 አብ ካርታ ድሓር ተሓንጺጹ ቀጺሉ ድማ አብ 2007 ቪርቹዋሊ ተሓንጺጹዩ፣ ሎሚ አብ ዓለም ብቴክኖሎጂ ዝነጸረ ኮይኑ ዶብ ዘይኮነስ ገዛ ውን አበይ ከምዘሎ ዝፍለጠሉ ግዜ ስለዝኾነ ዘሸግር አይኮነን፣
@user-om7xm7ob3z
@user-om7xm7ob3z 2 ай бұрын
ላም አለኝ በሰማይ ወተትዋንም አላይ።
@trussom647
@trussom647 2 ай бұрын
ንዘላኣለም ብሓሶት ክነብሩ ኢዬም 🇪🇷
@TesfatsionHaile
@TesfatsionHaile 2 ай бұрын
Nay charma halewlew
@pridetransitllc2197
@pridetransitllc2197 2 ай бұрын
Yosief is one of the the deepest analytical person that understands well East African politics perhaps there should be some politician that can listen to him 😊
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 2 ай бұрын
😂😂😂😂 really? He is nothing and talking trash
@TitiGualAbrha-hv3je
@TitiGualAbrha-hv3je 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tesfaybrihane5969
@tesfaybrihane5969 2 ай бұрын
Âne teqawamay eye gin ab goni serawitna Viva serawitna
@RiseOfAdulis
@RiseOfAdulis 2 ай бұрын
ህግደፍ ኢኻ ድሓን ኣይትሰከፍ 😂😂
@alonaeyob6648
@alonaeyob6648 2 ай бұрын
Kkkk😂😂😂 10 Amet tazrbu bezay feran welden
@merawedibahle4796
@merawedibahle4796 2 ай бұрын
Kkkkkk awihdkalu 40 amet hekiru 😂😂😂
@amdtesfay1299
@amdtesfay1299 2 ай бұрын
Every of your guests
@nabalnabil3218
@nabalnabil3218 2 ай бұрын
Thanks
@wegih9725
@wegih9725 2 ай бұрын
ናብ ዝኸበርኪ ኣቅራቢት። ኩሉ ግዜ እቶም ኣብ ሜድያኹም ተቅርብዎም ኤርትራውያን እቶም ከቢድ ጽልኣት ናይ ኤርትራ ዘለዎም ከም ፈተውቲ ተጋሩ ተመሲሎም ዝቀርቡ እዮም። ናይ ባሓቂ ሓቐኛ ርድኢት ን ህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ቃለ መሕተት ምስቲ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ቅርበት ዘለዎም ሰባት እንተተካይዱ ጽቡቅ ኔሩ። ተጋሩ ኣብዚኣ ጸገም ኣላትኩም።
@KickerzToy
@KickerzToy 2 ай бұрын
She is running her agenda. She is not independent journalist at all. But she is dedicated to her propaganda. 👏👏👏👏
@user-jg7sv8ff6e
@user-jg7sv8ff6e 2 ай бұрын
kkk ምስ ህግደፍ ቅርበት ዘለዎም ዳኣ በቲ ጠበቅ በቲ ትግራዋይ አንተበጺኦምኒ ነቲ ጠበቅ ገዲፈ ነቲትግራዋይ ይቀትል አንድዮም ዝብሉ ከም ኣንጭዋ ዝብሉውን ኣለዉ ካለአ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ህግደፍ ኢዩ ኣሲሩ ዘይፈትሕ ቀቲሉ ዘይቀብር ወሲዱ ዘይመልስ ስርዓት ብግፋ ካ 2001 ክሳብ ሕጂ ኣሎ ህዝቢ ረኩብዎ ዘሎ መከራ ኣብ ደቅኩም ርከብዎ ተፍርይዎ የለን ብጀካ ሞት ዕንወት ስደት አንታይ ኣፍሪኩም ህንጸት ሃገር ህዝቢ በቲንኩም ምስላጥ ኣብዩ
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 ай бұрын
selam meas koynom zdalu zalewu ,Eritrea nmefras hezba nmexnat eu ko ete elma selam tazdalu nazom Nay Esapa Andnat zamnu aymaetn ,abay tegray ab helmke helmya Eritrea 🇪🇷 nzalalem ala
@kidanetewelde147
@kidanetewelde147 2 ай бұрын
ተጋሩ ሐንሳብን ንሐዋሩን ዕድል ናይ መወዳእታ ትጻወትሉ ጸወታ ዕጥቅኻ ከየውረድካ እዩ ዕጥኻ እንተ አውርድካ ናብ ግዜ ሃጸይ ሃይለ ስላሴ ክትከውን እያ ህዝቢ ትግራይ ክባታተን ለማኒ ግዙኡ ናይ ደቅሰባት ከይ ከውን ወስን ወስን ወስን ንሃገርነት
@yared7831
@yared7831 2 ай бұрын
Ere beyzaka. Hji ke men eyu kmewut..... zeyele tewuri
@user-jg7sv8ff6e
@user-jg7sv8ff6e 2 ай бұрын
ዓለም ከ ንምንታይ ዲያ ካብ cia ጀሚርካ ክሳብ የዕራብ ተዋጊኤን አንበር ነዚኦም ዳኣ ምኣስ ምሰነፍሎም
@tesfayama4300
@tesfayama4300 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawiokbay2981
@merhawiokbay2981 2 ай бұрын
Brilliant philosopher, sees things with different perspectives. We learned a lot today. Thanks Berakhe show for bringing Yosief Gebrehiwet
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 2 ай бұрын
Seb xewie entebelkwos……Esub beal beles…..💔💊
@mulle9221
@mulle9221 2 ай бұрын
Shabiya is king 👑
@futsumamare9074
@futsumamare9074 2 ай бұрын
Bhasot n'merahti tigray ketetalil tkiel tkewn mknyatu.. nay hasoit xebxabat enda aqrebkum n' tplf abzi wediqato zela kunetat abxihkuma ekum..hiji'wn tqxluwo alekum..slezi n'medhn gazetegna ketetalila tkiel eka ne'ana nertrawyan gna gemel b'ayni merfie kthalif yqelil. 1:12:02
@teweldeberketab5512
@teweldeberketab5512 2 ай бұрын
ata zi wedi shermuta resah intay ybil alo
@Solomonmulugeta9268
@Solomonmulugeta9268 2 ай бұрын
🎉🎉🎉❤
@user-en3gn6de9b
@user-en3gn6de9b 2 ай бұрын
Yosief: the journlist started asking you a general overview of the whole region. Surprisingly you jumped right into Tigrai. The issue for me is not having Tigrai or Sudan as a backyard for Eritra's Opposition. Rather it is the lack of clarity and determination by Eritrea's justice seekers within and outside of the country. Medhin rightfully pointed that to you and you did not have a convincing answer. KEMISH ADEY HANKOLENI IYU KULU NEGERU.
@negodanegode5390
@negodanegode5390 2 ай бұрын
እዚ ፕሮፌሰር ኣንጭዋ ኩሉ ጊዜ መልሱ እንጣጢዕ ንዘርእ ኣለና እዩ: ዝሓተትካዮ ገዲፉ ኣብዘይሓተትካዮ እዩ ኮለል ዘብለካ::
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 2 ай бұрын
"ክትሕመ እንተደሊኻ፡ ጉዳይ ግበር" እንዲዩ። መጀመርያ ንዮሴፍ "ነቲ ንነዊሕ ግዚ ትቃለሰሉ ዝጸናሕካን ዘለኻን..." ዝብል ሕቶ መልሲ ሂቡሉ ኣሎ። ናይ ደለይቲ ፍትሒ "ምውሳንን ግሉጽነትን" ኢዩ እዚ ኩሉ ጸገም ኣሰኪሙና? ግሉጽነት - ካብ ናትና ዕላማን መባእታዊ ርድኢት ትርጉም ቃልሲ ንፍትሒ ዘይምርዳእ እንተኮይኑ፡ ድንቁርናና ኢዩ። "ውሳነ" ሓቅኻ! ዋላ ኣብ ምውሳን ኣብ ክንዲ ንሓደ ጸላኢ ንምእላይ ምውሳን፡ ናይ ዞባዊ ሓሳባት ሒዝና ምምጻእ። ምስ ምስጋና
@user-xg5xk1bi8h
@user-xg5xk1bi8h 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@quelindacanciondebesay4550
@quelindacanciondebesay4550 2 ай бұрын
Hamlie.Ethiopia kuka metsya endya anra sahsah agame un 1998-2000 entay gerkum lewiskumna way way elken.We all eritreans are shaebiaaaaaaaaaa.This is tge truth
@haileberhe4991
@haileberhe4991 Ай бұрын
Yosief, you are Tigrian origin raised in Eritrea. You are pure Tigraway. Hasawi, lieba
@user-zd2gq9fh5n
@user-zd2gq9fh5n 2 ай бұрын
Selam medhn & memhr
@amanueltecle-vr9dk
@amanueltecle-vr9dk 2 ай бұрын
እንታይ ኣዩ ጸገምኪ ብዛዕባ ኤሪትራ ሕማቅ ጥራሕ ትትምነይ ወይ ሕማቅ ትዛረቢ፡
@user-jg7sv8ff6e
@user-jg7sv8ff6e 2 ай бұрын
ክክ 24 ዓመት ዘህለቀ ካብ ጀነራላት ሚኒስትርታት ክሳብ ተራ መኒኢሰይ ዘየሕመመካስ ዝዛረቡ የሕሚሞሙካ የሴፍ ዝቀተሎ ዋላ ሓደ የለን
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 ай бұрын
​@@user-jg7sv8ff6egohaf kemze kemaka kedea tatkatela entay sheger alewo salmawe sab enque aykatela ember tekawmte bhalte ka nmes akum ztasadedu do aykonkum zrashankumom eze Esapa haswe nay darge kenday nexuh Eritreawe zwadea eu
@user-kg4gp5gh9t
@user-kg4gp5gh9t 2 ай бұрын
ግደፍዎም ኣበይ ከይበቅሕ ዓካሳት
@haypfdj1st
@haypfdj1st 2 ай бұрын
Dhan eyu Hrqanun Erqanun kemzewtsiE gerato alla. We thank you Shilu Tigraweyti
@ermyasesayas5981
@ermyasesayas5981 2 ай бұрын
Kabti zgeremeni muhur tentati elki mjmarki eyu eti ztehateto zeymls mskin yedengxeka elama zeyblu kalsi zkales naxnet eritrea zeyamn koynu rekibeyo emo yewah medengex eka emo tehzn
@soliyanatewelde560
@soliyanatewelde560 2 ай бұрын
Atahasawe aregit hade egereka ubgudgad atyu kemzi tzareb atehaferen
@tomastesfay4526
@tomastesfay4526 2 ай бұрын
Aymselka ata kedaE ente wxaAna hagerna yhlfna anhbin ena
@SempFid-nu5om
@SempFid-nu5om 2 ай бұрын
Important points raised. Thank you for your words of wisdom.
I PEELED OFF THE CARDBOARD WATERMELON!#asmr
00:56
HAYATAKU はやたく
Рет қаралды 34 МЛН
FOUND MONEY 😱 #shorts
00:31
dednahype
Рет қаралды 7 МЛН
ШЕЛБИЛАР | bayGUYS
24:45
bayGUYS
Рет қаралды 655 М.
Buy Feastables, Win Unlimited Money
00:51
MrBeast 2
Рет қаралды 96 МЛН
May 20/2024 ብርጌድ ንከብዱ ኣብ ኤርትራ Share ንበሎ
23:29
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 27 М.
I PEELED OFF THE CARDBOARD WATERMELON!#asmr
00:56
HAYATAKU はやたく
Рет қаралды 34 МЛН