Tigray Media Network መንእሰይ ትግራይ አሰተውዕል ይብል ሚኪ ራያ Dec 11, 2023

  Рет қаралды 19,989

Tigray Media Network

Tigray Media Network

7 ай бұрын

#ethiopia #ethiopia #ethiopia #tigrai #eritrea
Well Come To Tigray Media Network KZfaq Channel Like Share Subscribe

Пікірлер: 88
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 7 ай бұрын
ሚኪ ራያ ብዛዕባ ቀይሕ ባሕርና ዝሃብካዮ ርእይቶ ቀይሕ ባሕርና ከመይ ጊርና ከም ንጥቀመሉ ንዓና እዩ ዝምልከትሞ አይትሰከፍ አማዕዲኻ ክጥምቶ ዕድመ እየ ዝምነየልካ
@kebedegebre4798
@kebedegebre4798 7 ай бұрын
ኣየ ናይ ትግራይ ነገር ምስት ዝሓልየሎም መንግስትን ህዝብን ደጀኖም ዝኾኖም ኤርትራ ጽላእ ገይሮም ሕጅ ኣብ ዘይውደቅ ወድቆም ዘይሕለም ሕልም ሓልሞም ኣብ ጸድፊ ጸድፎም።
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 7 ай бұрын
ወዲ ራያ ኤርትራ ክትብተን ለይትን ቀትርን ዝጽልን ዝልምንን ሰራቂ ሰብ ሚኒን አይትበል ምኒኑ ኣሒድ
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 7 ай бұрын
ሕውሓት ካብ ዝፍጠር ንህዝቢ ሓሲቡ አይፈልጥንዩ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ጥራይ አይኮነን በዲሉ ናይ ምዕራባውያን ተለአአኺ ኾይኑ ንቀርኒ አፍሪቃ እዩ በኪሉ
@maroso7422
@maroso7422 7 ай бұрын
ድልየትና ሐልዮት ህዝቢ ትግራይ እዩ። ኤርትራዊያን ጸላእትና ዝብል ሕኸኽዎ 🙏. ምኽንያቱ ኩሉ ለባም ኤርትራን ትግራይ ህዝቢ፡ ስለዝፈልጦ። ✌️ 🇪🇹 n 🇪🇷
@fakaryoulibay8813
@fakaryoulibay8813 7 ай бұрын
ኣነስ ይገርመኒ እዚ ሚኪ ራያ ዝብልዎ ግዜ ኲናት በቃ ሚእቲ ካብ ሚእት ተኣማሚኑ ርግጸኛ ኮይኑ ይዛረብ ነይሩ ሓቀይ ብሰራዊት ትግራይ ሕጂ ድማ ካልእ መልሓስ ምስ ተሳዓርካ ንምንታይ ኢዩ ኸ ኩል ግዜ ንኤርትራ ከም ማስቲካ ኣብዛ ኣፉ ያ ብርቱዕ ዝኾነ ፍቅሪ ኤርተራ ኢዩ ዘለዎ ፈኸራን ትምክሕትን ዋጋ ከምዘኽፍል ሪእካ ኣለኻ ተማሃር ካብ ሕሉፍ ኣእዳውካ ድማ እርንብ ኣብሎ ዓይን ሰብ ከይተንቁር
@davesem4918
@davesem4918 7 ай бұрын
Wedi raya ata betki hzbi tigray Tplf tiray aykonen gday gierewo. Nskan kemzikemakan nay kunnat meleket enaharemkum, ayzoka nakna, Tdf, enabelkum, nskum ab mchot enatekemetkum 1,5 million atfikum, hiji dma adeda axebo gierkumo.
@magdarodriguez6778
@magdarodriguez6778 5 ай бұрын
You are right brother. Tegaru we have to wake up
@user-px4nm3kb5w
@user-px4nm3kb5w 7 ай бұрын
ተጋሩ ሕጂውን ዘረባ ኣይተብዝሑ ፡ናትናኢል ስምዕዎ ፡ሓደ ዝሓስብ ትግራዋይ ዘለኩም አሱ አዩ,ናትናኤል አቲ አንኮ ተባዕን ሕቀኛን ትግራዋይን
@EriLove3943
@EriLove3943 7 ай бұрын
ናታን ደኣ፡ ኣብ ኤርትራ ምዉላዱን ምዕባዩን ጠቂሙዎ።
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 7 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ብጥምየት ይሃልቅ አሎ
@gideyaraia4023
@gideyaraia4023 7 ай бұрын
Mis eritrea amhara hirekuwo izi hizibi. Kali fithi yelen. Abhugm yeitikumo.
@micealmiki4053
@micealmiki4053 7 ай бұрын
ናይ ትግራይ ሽግር ዝፍታ ሓደን ናይ መወዳእታን ነጥቢ ኣብ ኤርትራ ጥራይ እዩ፡ ሽግር ትግራይ ክፍታሕ እንተኾይኑ ዝሓለፈ ሽግርካ ብትኽክል ፈሊጥካ ምስ ናይ ኤርትራ መንግስቲ ምርድዳ ጥራይ እዩ። ስለዚ ናይ ትግራይ ሽግር ብዘይ ናይ ኤርትራ ደገፍ ክፍታሕ ኣይትጸበዩ፡ እቲ ሽግር ግና ኩሎም ኤሊት ትግራይ ኣንጻር ኤርትራ ቀጽሪ ሓደ ጸላኢቶም ገይሮም እዮም ዝቃለሱ፡
@ermihaile3011
@ermihaile3011 7 ай бұрын
ሚኪ እንታይ ጌርካ ንስካ ዘረባ ጥራይ ትሀገዝ አለካ ዳ
@user-om3io5vv1b
@user-om3io5vv1b 7 ай бұрын
እዙ ሰብኦይ እዚ እኮ አብቱ ኹናት ግዜ መንእሰይ ትግራይ ሰንጢቅኻ ብወልቃይት ውፃእ እላበለ ረሰኒ ልሰድድ ነበረ ሰብ ኸዚ ልምንታይ እላወፅ ሀም ልልፍሎ አይረደኦኒ? አነ ተትኾን ካብ ሚዲያ እየ ክጠፍእ ነይረ በሱ ቤት ከደሙ ንፁህ ነኝ ማለቱ ነው ግን የትግራይ እናቶች ባዶ የለን ጦሪ ያሰቀሮቸው ሰዎች አንድ እሱ እንደሆነ ዘንግቶታል
@wiseman2732
@wiseman2732 6 ай бұрын
እቶም ትወቕሶም ዘለኻ መራሕትኻ ልክዕ ከማኻ እዮም ንጌጋ ናይ ዝቃወሞም ድኣምበር ንጌጋታቶም ዕዉራት እዮም! ኣብ ክንዲ ንህዝቢ ትግራይ ዘርብሕ ዝምድናን ስራሕን ምፍጣር፡ ንምስራቕን ካብ ታሓታትነት ከተድሕኖም እትኽእል ስልጣንን ንምጭባጥ ይቖራቖሱ ኣለዉ! ኩሎም ከማኻ ኣብ ዘይናቶም ባሕሪ ከቓምቱን ንኤረትራውያን ከመይ ጌርና ንበታትኖም ኢሎም ተንኮል ክፍሕሱን ተንኮለኛታት ኣትማን ኢኹም! ነቲ ህዝቢ ትግራይ ግን ፍታሕ ይፍጠረሉ!
@eritrea2913
@eritrea2913 7 ай бұрын
ምዕፋር ሚኪ ራያ ሕጂ እንታይ ክዓብስ ንሱ ዶ ኣይኮነን ኪዱ እንዳበለ ዝዓፍር ዝነበረ? ንሕናውን ምርሃዮም ንብሎ ኔና ኩሎም ኣካል ህወሓትን ደገፍቶምን ተሓተቲ እይ ብህዝቢ ትግራይ ናብ ኤርትራ ሚስይልክድርበ እንኮሎ ይሕጎስኔሩ ንሕና ድም ግደፍ ንብሎ ኒርን ንስኮነ ሰልም ንህዝቢ ትግራይ የውርደሉ ካብዚ ዝከፍእ ኣይምጻኣሎም
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 7 ай бұрын
ኣብዛ ዘሎ ካኣ መዳሪ አርትራ ክትብተን ኣገግ አልኩም ህዝብኩም ይብትን ኣሎ ህጻውንቲ ብጥመት ይመቱ ብታአሚ ይህዝን
@user-xb1se2fq3b
@user-xb1se2fq3b 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ
@user-qe1tv5to2u
@user-qe1tv5to2u 7 ай бұрын
ብዙሕ ዘይሰርሕ ብዙሕ ኮፍ ዝብል እትብል ክንዳኻ ኮፍ ኢሉ ኣብ ምልፍላፍ ዝውዕል ሰብከ ኣሎዶ፣ናታ ገዲፋ ንሓማታ
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 7 ай бұрын
ሚኪ ራያ ብሕብሪ ዓይነይ ቅድሚ ምጓገይ አብ ዓድዋ ድልድይ እየ ዝነብር ኔረ ከምቲ ሓለቃኻ መለስ ዝበሎ ህዝቢ አዲስ አበባ አይተቅበለናን ዝበሎ ብርግጽ ህዝቢ አዲስ አበባ አይተቀበለኩምን ስለዚ ንዓና ኤረትራውያን ክንመርጽ ተፈቂዱልና መሪጽና ኮፍ አቢልናኩም ኮማንዶ ሻዕብያ ቤተመንግስቲ አትዩ ጥዋዕዋዕ ከብሎ ኸሎ አብኡ እየ ኔረ ተጋደልቲ ወያኔ እኮ አብ ማእከል አዲስ አበባ እኮ ተቀቲሎም ዓዲ ብልአተኻየ ዓዲብልአተኻየ ተባሂሉሉ እዩ
@habtearaya2980
@habtearaya2980 7 ай бұрын
ሕጂ ዓጀዉጆው ምባል ናይ ሚኪ ካብ ከምኦሞ ምዕፋር ሐሊፉ ዘምጽኦ ለዉሊ የለን ንባዕሉ ጋርዲ መፍለስ ጨናዊ ኮሎ ህዝቢ ትግራይ ብጥምየትን ኩናትን የርግፍዎ ኔሮም ዞም ነውራማት ካብጥፍአቶም ዘይማሃሩ ሰረቅቲ
@FikrTrue-lk1zy
@FikrTrue-lk1zy 7 ай бұрын
ሚኪ ራያ ኣይኮነን ሕዚ እማ ኣቲ ጦሩነት ውስኪን ኣረቅን እንዳሰተዩ ዝዋጉኡ ሓለፍቲ መራሓቲ ህወሓት ኣይኮኑን ድዮም ናይ ህዝቢ ትግራይ ሓልዮትን ሓሳብን የብሎሙን
@michaelghebreab1463
@michaelghebreab1463 7 ай бұрын
nska kabtom nay kinat mewawi kfu ika bafka tearaze hasawi
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 7 ай бұрын
ሚኪ ራያ እዙ አብ ትግራይ ትርእዮ ዘለኻ እጥራን ዓመጽ ደቀንስትዮ አብ ትግራይ ሰርቪስ እዩ አብ ትግራይ ዕጥራን ልመና ስርቂ ዓመጽ ደቀንስትዮ ክተርፍ ኢልካ አይትሕሰብ ባህሊ ትግራይ እዩ
@teameneguse9717
@teameneguse9717 7 ай бұрын
I like Mickey Raya crying
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 7 ай бұрын
ሚኪ ራያ በጃኻ የእዳውካ ተቆጻጸሮ ዓይንና ከይተንቁረና
@yosefgeberay2143
@yosefgeberay2143 7 ай бұрын
HEJ i like tigrary
@berakiayele90
@berakiayele90 6 ай бұрын
tell your people to Eritrea 🇪🇷 for feeding them selves
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 7 ай бұрын
ሚኪ ራያ አብ ግዜኻ አብ ማእከል ካብንየ መለስ ዓሰርተ ሽሕ ቶን ሰሪቁ ድሕሪ ሕጂ ከይለምደና ኢሉ ዝሓለፎ ረሲዕካዮዲኻ
@teklutesfahanes9305
@teklutesfahanes9305 6 ай бұрын
ከማኻ ይብዝሑ ዝሐወይ ሰብ ረኺባ ትግራይ❤
@BirhaneTesfamarym
@BirhaneTesfamarym 7 ай бұрын
አነ ዘይርድአኒ እዚ ሰብ መሬት ናይ መን እዩ ዝደሊ ዘሎ ክሳብ ሕጂ ዘይተረድኦ ሰብ እዩ። መጀመሪያ ንሕጊ ዝግዘእ ህዝብን መንግስትን የድሊ ። ብድሕሪኡ ብዛዕባ መሬትን ምምፍንቃልን ክትዛረብ ትኽእል። መጀመሪያ ስለሰላም ክትቃለስ አለካ ። ሕጂውን አስተውዕል ኩናት መፍትሒ የብሉን መጀመሪያ ርእሱ ከኢሉ ክመርሕ ዝኽእል መሪሕነት ካብ ጸግዒ አመሪካ ነጻ ዝኾነ ፍጡሩ። ሚኪ ወዲ ራያ ንባዕልኻ ካብ ታሓታትነት አይተምልጥን ኢኻ። አብ ዘመን ስልጣንካ ዝዓየካዮ ክፉእ ስራሕ ንህዝቢ ትግራይ ሰላም ከሊእዎ ዘሎ እዩ እቲ ሓቂ።
@user-wv7xf6li2s
@user-wv7xf6li2s 8 күн бұрын
ጅግና ሚኪ ትክክል
@luulaamanuel2657
@luulaamanuel2657 7 ай бұрын
Merhaba Natnael jegna qexlo Anbesaye 🌹🌷🌹🌷🌹🌷👍🏾👍🏾✅✅✅
@micaeltedros4373
@micaeltedros4373 6 ай бұрын
Bravo wedi Raya hade Tgrawai bhaki zikone tezaribca khtettu alowom merahti tgrai izi khulu shgrat menhsei tgrai zitefu sunkulat wugh tmiet ab bietfrdi khtetu alowom iziom belaiti hzbi 💀💀😱😱😭
@user-tz7xe4ml6m
@user-tz7xe4ml6m 7 ай бұрын
ወረ ጌና አብ ዝሐለፈ ናይ 27 ዓመታት ክሳብ ሕጅን መግዛእቲ ግብረሽበራ ወያኔ አብ ኢትዮጵያን ትግራይን አብ ልዕሊ ተወለድቲ እንድርታ መቐለ ተምቤን ዝተፈጸመ ግፍዕን ቅትለትን ምቕንጻልን ምንጻልን ምእሳርን ምንክልባትን ኢኮኖምያዊ ጸቕጥን ድኽነት ስደትን ግዳይ ዝኾነ እቲ ቀንዲ ትግራዋይ ህዝቢ እንድርታ ክሳብ ካብዛ ብፈጣርን ቀዳሞት ዳህሰስታን መስረታን ንጹሃት ኤርትራውያን አቡናት ጻድቃናት ናይ ማርያም ጽዮን አኽሱምን ነገስታትን ኤርትራ ዝተረግመት ቀበሌ ወይ መንደር ክልል ትግራይ አብ ዝቕጽል ዘመናት ወይ ዓመታት ብትትን ክትብልን አብዝገደደ ዓዘቕቲ ጥምየት ዓጸቦ ድኽነት ድንቁርና ድሕረት ክትሽመም ምኻና ዘይተርፍ መርገም ዕጫ ትግራይ እዩ:: Btw ንስኻ ንባዕልኻ ብናይ አእምሮ መድሃኒት ትሳቐን ዝደንዘዝካን ከም አብይ አሕመድ ዕቡድ ጽሉል አምሓራይ ወዲ ራያ ወሎ ኢኻ ብዛዕባ ትግራይ ሃለውለው ዓጀውጀው ዘብል ዋላ ሐንቲ ምኽንያት የብልካን ኪድ ንዓደቦኻ ወሎ አምሓራ እምበር ብዛዕባ ጉዳይ ትግራይ ንዓኻን ጌታቸው ረዳን ድቓላ በኻይት😅ወይዘሮ ለተጫድቃን ዝምልከት ጉዳይ አይኮነን ምኽንያቱ ንስኻትኩም ብመሰረቱ ተጋሩ ደቂ ትግራይ አይኮንኩምን therefore myob የጭንቅላት ህመም መድሃኒትህን ለቅመህ አርፈህ ተቀመጥ ተኛ ሃርስ 0:57
@humedadem3638
@humedadem3638 7 ай бұрын
ጠብንጃ ሒዞም ዝይከሳተሩ ኣከባ መፍቲሒ ኣኮነን ስክ ኢልካ ኣይትዕፈር
@mengsavi271
@mengsavi271 7 ай бұрын
Wedi raya ayrdakan u tblo kulugize tmal ajokum tbl nerka hzbi enatefea ezi kuinat nay men eu zbelkayo dma naybeal kemaka tanika
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 7 ай бұрын
ሚኪ ራያ ጂዶ ተፈሊጡኳ ንስኻ አቤተመንግስቲ ኮለኻ ህዝቢ ወልቃይት ይሃልቅዩ ኔሩ ንህዝቢ ኤረትራ ከተጽንቱ መንእሰይ ኤረትራ ዘቁቅኩም ከተጥፍእዎ ለይትን መዓልትን ተሰሪሑሉ ብኢጋድ ብሕብረት አፍሪቃ አብ ኢድኩም አእቲኹም ንዕስራ ዓመት አሳቂኹምና ሓሳብኩም አይሰመረን እቱ ክጠፍእ ዝተመነኹምሉ መንደላይ ሪኢኻዮ ንሸሞንተ ወርሒ ትግራይ ተቋጻጺሩ አብ መሬት ዝተቀብራ ታንክታት ከይተረፈ ኩዒቱ ንኤረትራ አጉዒዝዎ ሕቆ ወየንቲ ሰይሩ እዩ ንሃገሩ ተመሊሱ
@galaxypro2362
@galaxypro2362 6 ай бұрын
Go tigray and talks to them
@gezahegnmiteku5801
@gezahegnmiteku5801 7 ай бұрын
አኔ ኻብ ደቡብ ኢትዮጵያ ኢየ። ቐደም ንሓግዞም ስድራ ቤታ ሰቤይቴይ አበባ ንእሽቶ ሓገዝ ሒዛ ብአየር ናብ ሽሬ ኸይዳ አቅምና ዝኽእሎ ገይርና። ናይ አቡአ ስድራ ቤት ምእንቲ ኽትሓግዝ ንገጠራት አድዋ ምስ ሽሬ ሓዋ ኸይዳኸላ ተሴራ ፖስፖርት ኸሎዋ ሰላሊ ሻቢያ ኢሎም ምስ ሓዋ ተደብዲባ 2ተ ሞባይልን ገንዘብን ሓዲጎምዋ። ዝጠራጠርዎም እንተዝኾነ ናብ ሕጊ እምባር ትወቅእድዩ? ሕግትግራይ ናበይ ዝመርሕዘሎ? ብዘሎና አቅም በዚሕ ሕዝቢ በጥሜት ኽውድአንኸሎ ድርሻ ወሲድና ምሕጋዝ ሓጢያት ዝኾነሉ ጊዜ በጺሕና። ኼብ ሓደ አወራጃ ንሓደ አውራጃ ምኽያድ ንዘይኸአለሉ በፅሒናሞ ን18ኽፍለዘመን ድሕሪት ኾይኑ። እዚ ዝኾነ በቐደም ትማሊዩ። በሞባይል ቁ 0914868544 አረጋግፁ።
@teclenegash2750
@teclenegash2750 7 ай бұрын
ኣምላኽ ሰላምን ሬሕዋን ዬምጽኣልና ውግእ ኣብ ሜንጎ ሓው ሕዝቢ ኣዬስሜዓና ዬሕዋትና እይም ዝሞቱ ዜሌዉ 🇪🇷
@user-pt9jt1im4i
@user-pt9jt1im4i 7 ай бұрын
Aykonen do aybezh
@user-om3io5vv1b
@user-om3io5vv1b 7 ай бұрын
ሚኪ ራያ ካብ አፍቶም መናእሰይ ትግራይ ለወድኡ ሰባት እኮ ሀደ ሰብ እኮ እሰኻ ኢኻ አፍቱ ጦርነት ግዜ እኮ ሰጢቅኻ ውፃእ ብወልቃይት እላበልኻ ተጉርእ ነበርኻ ባኦል ውቃበ እኮ ኢኻ ኸዚ ታይ ኢኻ ትብለናለኻ አታ ወደይ ? አታ ሌባ ረሳህ ለፍላፊ ናጎይታኻ ሰእሊ ሰቂልኻ መንፈሱ እላጉራኦኻ ነበርኻ ኸዚ ቱሰእሊ አበይ ገይርኻዬ?
@tsehaitesfai4665
@tsehaitesfai4665 7 ай бұрын
Haki haki bihaki higi tefilituwo
@rutasolomon4569
@rutasolomon4569 7 ай бұрын
Very true
@1ALLAHWEAKBER1
@1ALLAHWEAKBER1 6 ай бұрын
Because tegaru Lementi nay tinti
@Fshamehari
@Fshamehari 7 ай бұрын
ሚኪ ነብሪ ክፈትየካ ማዓት ጀግና💪💪💪💪💪
@teameneguse9717
@teameneguse9717 7 ай бұрын
Eza edu si zytdkem
@biniamgebrehiwot7198
@biniamgebrehiwot7198 7 ай бұрын
Terati hejie ayekonen way ways mebal hezbie kabzewedieu hade Neseka eka
@user-fy9ym2cw4u
@user-fy9ym2cw4u 7 ай бұрын
ኣይይ.... ባዓል ወዲ ራያ ቃላት ምድርዳር መን ከማኹም. በሎበሎ, ጨፍጭፎ, ቅተሎ... ሽዕብያ, ህግደፍ ናይ ኤርትራ ( ) ንምድጋሙ ዘሰክፍ ነውራም ቃላት እንታኣዋን ተረሲዑ. እዚ ሕጂ ኣብ ትግራይ ዘሎ ዘሕዝን ኣብ ግዜ ሃይለስላሴ, ደርጊ ሕጅካኣ ባኣኹም ኣብ ገዛህ ህዝብኹም ማዕረ እታ ትወቅሳ ዘለካ ካባኻ ጀሚሩ ገለ ከም ባዓል ናትናኤል ዉሕዳት ገዲፍካ ማዕረ ታሓተቲ ኢኹም ይቅረ በሉ.
@yosefgeberay2143
@yosefgeberay2143 7 ай бұрын
HEJ we need tigrary you are leba Yes i know. Tigrary
@user-om3io5vv1b
@user-om3io5vv1b 7 ай бұрын
እውድ ራያ
@mengsavi271
@mengsavi271 7 ай бұрын
Ykreta htet nhzbi tgray
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 7 ай бұрын
Miki Raya መዓልታዊ ኤርትራ/ ሻዕቢያ ክትጠፍአሉ ዝጽሊ ምኒኑፍጥረት አብ ኩሉ ዝሰርሖ video ሽም ኤርትራ ከየልዓለ ዘይኮንሉ ርጉም ፍጥረት
@tesfay8776
@tesfay8776 7 ай бұрын
This is what happened those who first laughed last crying
@mulugetaghebremedhin3171
@mulugetaghebremedhin3171 7 ай бұрын
What earn is what you get 🤔
@haftaygeremedihn-ot7te
@haftaygeremedihn-ot7te 7 ай бұрын
መኽ ጅግና ኣ ያና eka
@user-pt9jt1im4i
@user-pt9jt1im4i 7 ай бұрын
Wedi ራያ ኣይኮነን ዶ ካቤ ተበዝሕ ከድካ ተቓለስ
@filmontekle
@filmontekle 7 ай бұрын
Haswi lekbat hiji diu terduka?
@andayaman4097
@andayaman4097 7 ай бұрын
ወዲ ራያ ብሓቂ ዲኻ ካብ ድንቁርና ተገላጊልካ፧
@EriLove3943
@EriLove3943 7 ай бұрын
እዋይ፡ ትግራዋይ ደኣ መኣስ'ዩ ሓሊፉሉ ዝነበረ፡ ኩሉ ግዜ ምስ ጠመየን ምስ ለመነን እምበር፡ ሓንቲ ዕድል ኔራቶ ወያኔ ኣብ ስልጣን ከሎ፡ ሽዑዉን ይልምን ኔሩ ኣይሓለፈሉን፡ ሕጂ ሞ ከኣ ን50 ዓመት ንድሕሪት'ዩ ተመሊሱ፡ ዝገደደ።
@teameneguse9717
@teameneguse9717 7 ай бұрын
Kunat nay hezbi ena belka doo tfker aynberkan
@woldaitekola4986
@woldaitekola4986 7 ай бұрын
በኣንተ ውድሜ ወልቃይት ትግራይ ኣልነበረም ኖሮም ኣያውቅም የወራሪነት ስሜት ይቅርባቺሁ ትህነግና እናንተም ኣንድናቺሁ ልዩነቱ በስልጣንና በስልጣን ኣለመሆንነው::
@ephraimtephraim9358
@ephraimtephraim9358 7 ай бұрын
ብቅልጽምና ጥመት ክንምክቶ ኢና፡ ትግራይ ጥዕወት፡ ኣዮክም ናይና።
@alggt4127
@alggt4127 7 ай бұрын
በሎም ዞም ካሕዳማት ሰረቅቲ
@Tesfaytesfay-ro7fu
@Tesfaytesfay-ro7fu 6 ай бұрын
ሚኪ ራያ ናይ እማን ራያታይ ዲኻ ወይ ኤርትራዊ ? ፅንቁቅ ፀረ መራሕትና ኢኻ ኩሎም መራሕትና ግን ሓደ አይኮኑን ዕሙት ዝኾነ ፅላአት አለካ ሚዛናዊ ተተትኸውን ምፀበቀ እታ ኩርማን ትግራይ ተዘይንመቅላ ፅቡቅ ይመስለኒ ውልቀ መራሕቲ ብዘምፁዑልና ፀገም ብአልማሚት ኩሉ መራሒ ብዓይኒ ፀገም ተርኢናዮ ፀገም እዩ እና አያም በሉ ሓወይ
@maekelehailemicheal4186
@maekelehailemicheal4186 7 ай бұрын
Zehzin eyu nay behaki
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 7 ай бұрын
አንቃዕዳሓን መጻአካ ኣይኮነንዶ
@hagosgebrmariam3807
@hagosgebrmariam3807 7 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ዕደመን ይሃብካ ዝሓወይ ኣምላኽ ይሓግዝካ ዝሓወ ጽቡቕገርካ ንገረለይ ነዞም ውሑዳት መሳፍንት ።
@gebrehiwotgebreslasie4581
@gebrehiwotgebreslasie4581 7 ай бұрын
ሚኪ ኣለካ ዶ ? ድምጽካ ጠፊኡካና ?
@azanawalagaw4017
@azanawalagaw4017 7 ай бұрын
ሙጀመርያመኪ ንብአልካ መኒካ ትግራይ ህዋህት(ተሀዱ) ክባሀሉ እተለው ትፈሉጦምዶ ክምባአል ንስካትኩም ትግራይ ህዝቢ አቦታት አዴታት ቆልእት መናእሰይ ዘይኮነ ሆስት ታሪክ እንዳዘረብኩም ህዝብትግራይ አውዲኩሞም ንባእልካ ትማሊ ምሱኦም ኮንካ ትላሀይ ዝነበርክ ህጅዊን ታሪክ አሪካ ተዛረብ ንናይይትግህዝቢ አይትሀስወው
@user-om3io5vv1b
@user-om3io5vv1b 7 ай бұрын
አታ ወደይ ናዞም ደቅ መራህቲ ደቆም አብ ወፃኢ ምህላዎም ኸዚ ዲኻ ፈሊጥኻ ? ክክክክክክክ አታ ወደይ ብናላዛ ራያ አፃዎውያ ለትፅዊ እላሀፈርኻ ዲኻ ? አታ ረሳህ ብናባኦልኻ ለትታአማመን ብናጎይታኻ ፅዎ ህጂ ምጂ እላበልኻ ተሰህቀናለኻ አታ ድራዝ ጫማ አሳሪ ናመለሰ
@teameneguse9717
@teameneguse9717 7 ай бұрын
Abey qoxirwo eu 1million zbel hasawi
@user-jf6iw4et4j
@user-jf6iw4et4j 7 ай бұрын
እሞ ላአኻ ዶ ከንበካ ታዓዲ እዋይ አታ ክንደይ ቅርሺ እዩ ወሲዱ
@ayeleraberra4338
@ayeleraberra4338 7 ай бұрын
እስኻኸ ታይ ትገብርለኻ ብለይ ኣብ ዩቱፕ መፂእኻ ምልፍላፍ? ራያ ኾይንኻ ብላዛኻ አሕፊሩኻ ድዩ ሓማሴን ትኾነልና ደሊኻ?
@hagosgebrmariam3807
@hagosgebrmariam3807 7 ай бұрын
ደቂትግራይ ኣሕዋትና ስምዑኽንመኽረኩም ጸርፍንዘረባን፡ገዲፍምኽም ኣሕዋትኩም ኤርትራውያን ካብጢመትን ሕማምን ኽትናገፍትደልዩ እንተደኣኮንኹም ኣንጊህኹም ኣብሥራሕ ዲጋ ተዋፈሩሞ ሽዑ ኣብኽንድማይ ዝናብተጸቢኹም ኣብዓመት ሓደግዜ ጥራይምህርቲ ተእትዉ ኣብዓመት እንተዋሓደ ሰለስተ ግዜእትዋት ፍረመሬት ብምእታው ንጥሜት ነበረያ ነበረ ኽትገብርዎ ትኽእሉ ኢኩም ያላንሥራሕ ተበገሱሕጂ።
@HaileselassieTekle-yo4bs
@HaileselassieTekle-yo4bs 7 ай бұрын
I am proud of you, I wish all east Africa mind will think like you.thanks my brother.
@andayaman4097
@andayaman4097 7 ай бұрын
ደንቆሮ!
@EriLove3943
@EriLove3943 7 ай бұрын
ኣንታ ሓሳድ፡ ኤርትራ ኤርትራ ክትብል፡ እንኳን ነጻ ትግራይ ክትረክብ፡ እታ ዘላ'ዉን ተቆራሚማ ኩዕሶ ኣኺላ።
@keletatsegai8791
@keletatsegai8791 7 ай бұрын
ምኪ ሓሳዊ እስኻ ውን ሓደ ካብቶም ንህዝቢ ትግራይ ኣንጻ ኤርትራ ክዋጋእ ሆ ትብል ዝነበርካ ኢኻ. ምስቶም ዝተሳዕሩ ተሳዕርካ. ምምላስካ ግን ድሓን. ለፍላፊ ፍጥረት
@user-iq3dn2su5t
@user-iq3dn2su5t 5 ай бұрын
ቡሽት
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 7 ай бұрын
ገና ጨርቅኻ ክትድርቢ ኢኻ ኣታ ቆማል ሓሳዊ።
@user-lx5mm7zh8u
@user-lx5mm7zh8u 7 ай бұрын
አንታ አጭበርባሪ ምስ መለስ ኮይንካ ፈንጨራዓ ትብልን ሰብ ትቀትልን ነርካ ሕጂ ጥምካ ምስጎደለካ ከተፀርፅር ጀሚርካ አንታ ሰራቂ
@galaxypro2362
@galaxypro2362 6 ай бұрын
You dont have enough knowledge to talk about erteria and eriterian people game over 🎉🎉🎉😅
@user-lx5mm7zh8u
@user-lx5mm7zh8u 7 ай бұрын
ናይ መለስ ቦዲ ጋርድ እንዲካ ኔርካ
Incredible magic 🤯✨
00:53
America's Got Talent
Рет қаралды 57 МЛН
1❤️
00:17
Nonomen ノノメン
Рет қаралды 13 МЛН
ህዝብና ኣጥፊእና ነቂሕና tigray
1:20:07
miki TV ሚኪ ቲቪ
Рет қаралды 10 М.
Copy of www.cpotm.com Current hot Topics with Micky Raya
1:30:26
Cyber power Tigray Media
Рет қаралды 1,8 М.
Мужчина С Золотыми Руками 💪
0:42
EpicShortsRussia
Рет қаралды 2,9 МЛН
ЕНЕШКА 2 СЕЗОН | 2-бөлім | ТОКАЛ АЛЫП БЕРЕМІН
23:12
红尘为救闺蜜使出了浑身解数
0:39
侠客红尘
Рет қаралды 12 МЛН
Хотел вывести 🤣❤️
0:54
Dragon Нургелды 🐉
Рет қаралды 683 М.