"ፎቶ ተላዒልና ድሕሪ ሓሙሽተ ደቒቓ ተሰዊኦም!"

  Рет қаралды 17,514

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Ай бұрын

ገዝኡ ብምስልታት ስውኣትን ህልዋንን ብፆቱ ናብ ቤተ-መዘክር ቀይርዋ እዩ። ንባዕሉ ክልተ ግዜ መውጋእቲ ኣጋጢምዎ ካብ ብሱላት ጥረ ኾይኑ ዝተረፈ እዩ። እንትድቅስ ምስሊ ብፆቱ እናረኣየ ይድቅስ፣ ለይቲ ዘሕለፍዎ ታሪኽ ደጊሙ እናስተንተነ ይሓድር፤ ምስ ወገሐ ድማ ናብ ስድራ ስውኣት ብፆቱ ዝሓዘ ሒዙ ይወፍር። ንብፆቱ ካብ ዘለዎ ዓሚዩቕ ስምዒት ዝተልዓለ ንገሊኦም ምስሎም ኣብ ገዝኡ ከዚንዎም ይርከብ። ንገሊኦም ማዕተቡ ገይሩ ኣብ ክሳዱ ኣንጠልጢልዎም። ንገሊኦም ግጥሚ ፅሒፍሎም። ገሊኦም ቃሎም ኣብ ሰብነቱ ተወቂጥዎ ይርከብ። እዚ ታሪኸኛ መንእሰይ ተጋዳላይ ልኡል ገብረእግዚአብሔር (ራእሲ ልኡል) ይበሃል። ዘደምም ስራሕቱን ታሪኽ ብፆቱን ከዘንትወልና እዩ ንከታተሎ።

Пікірлер: 319
@hhhdhhdhdhhdhd2410
@hhhdhhdhdhhdhd2410 Ай бұрын
ራስ ልዑል ንዓካ ዝወለደት ኣደስ ታዓዲላ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
@Princess_Rozi
@Princess_Rozi Ай бұрын
ዝኹሉ ኽኢልካ ስቃይካ ንዉሽጢ ጌርኻ ሕድሪ ብፆትካ ትፍፅም ጀግናየ ፈጣሪ ይባርኽካ ዝሓወይ😢😢😢🥰🙏🙏🙏🙏🙏
@najesthalu2883
@najesthalu2883 Ай бұрын
ናይ ባዕሉ ዩቱብ እውን ይክፈት ሰብቝስክራብ ክንገብረሉ ኢና ከፊትካ እንተተፋልጠሉ እቲ ዝሰርሖ ስራሕቲ ኣብ ዩቱብ ይልቀቆ ቀሊል ኣይሕግዝ
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei Ай бұрын
ተጋሩዋይ በጃኩም ታሓጋጊዝና ነዕቢያ ዛቻነል ፕሎት ሚድያ ❤❤❤❤❤ ልኡል ካዓ ጠንክሮ ዝሓወይ🥰🥰🥰
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 Ай бұрын
እንታይ ንግበር ?
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k Ай бұрын
ኣጆኻ ጎይታዋይ ጅግና ኢኻ ንስኻ ሕድሪ ብፃትኻ ዘይተዕብር ሓዊተይ😢🙏💎 TDFይ ክብሪ ንዓኹም ዋሕስና💎😍
@mihrethaile1361
@mihrethaile1361 Ай бұрын
መግለጺ ሲኢነልካ ጀግናይ ሓላዊ ትግራይን ህዝቢ ትግራይ።
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
ጀጋኑና ብሓቂ መግለጺ የብልናን ሕድርኹም የንርስዕን ❤
@asterberhane3562
@asterberhane3562 Ай бұрын
ጀግና ብተግባር ዘርአየ ሙሩፅ ተገዳላይ
@Tigray-adey853
@Tigray-adey853 Ай бұрын
ክብሪ ነዓኩም ጀጋኑና 🙏🙏❤💛❤💛❤💛❤💛❤ዘለኣለማዊ. ክብርን. ሞገስን ነቶም ጀጋኑ. ስዋኣትና 😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj Ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ን ጀጋኑ ሰማእታት ተጋደልቲ ትግራይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢።
@user-bo5is9id5l
@user-bo5is9id5l Ай бұрын
ራእሲ ልኡል ጅግና ተጋዳላይ ❤✊ ክብሪን ሞጎስን ንሰማእታትና😭✊
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d Ай бұрын
ዘልኣለማዊ ንጀጋኑ ናትማልን ናለሙን ኣይታትና ኣዴታትናን ፅንዓት ይሃብኩም ምእንቲ ህዝቡኩም ሕወትኩም ዘወፈኩም😢😢😢
@user-qn3qk3ob1d
@user-qn3qk3ob1d Ай бұрын
ዘላአለማው ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማኢታቲ 😢😢😢😢😢
@stegahiayluhiaylu1843
@stegahiayluhiaylu1843 Ай бұрын
ካብቶም ብዙሓት ጀጋኑና ዘድንቆም ጀግና ልኡል ❤❤❤❤❤ ኣጁካ ኣብጉንካ ኣለና ወድኖ
@Markon70
@Markon70 Ай бұрын
ልኡል ዓርከይ ብፃየይ ሓወይ ናይ ፅንዓት ኣቦ ኩሉሻዕ ክብሪ እኒኤኒ ልኣኻ💪💪💪
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግዜ ነይሩ ብሎት ሚድያ ጀግና ዝኮነ መንእሰይ ዩ ራስ ቱሩጉም ናይ ፎቶ አረእዩና ጀግናና ኢካ❤❤
@JjJj-qh2wd
@JjJj-qh2wd Ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ምጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት😢😢😢😢😢😢😢
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Ай бұрын
አታ ዛ ትግራይናስ ኽንደይ ዉፉያት ሓርበኛታት ኢያ ወሊዳ!!! መነኣሰይ ትግራይ ካብዚ እሙን ንብፀቱን ንሀገሩን ህዝቡን ፅንዓቱን ተማሒርኩም ህዝባዊያን ኩኑ !! ህዝቢ እንተረቢሑ እዩ ንስኩም እዉን ትረብሑ እሞ ህዝብኩም ማእኸል ገይርኩም ትግራይኩም አበርኩ መልእኽተይ ንተረከብቲ ሕድሪ መናእሰይ ትግራይ ትኩን !!🤝💪✌️👏👏👏
@tijitiji4532
@tijitiji4532 Ай бұрын
ንገልፀልኻ ቃላት ሓጺሩኒ ማርያምን ምስቱ ዕድመኻ ውቃዕኻ ኣብ ክንዲ ኣቅሑትኻ ሸይጥካ ንባዕልኻ ምሕካም ንስድራ ብጾትኻ ዝገርም ዩ😢 እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ክፉእ ኣይርከብካ ራእሲ ልዑል ጅግና🥰❤️💛 ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና😭
@sabai12167
@sabai12167 Ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ተጋደልቲ ትግራይ🙏😢😢
@Tesfayhailu12
@Tesfayhailu12 Ай бұрын
ኣነ ብሓቀይ ካብ ማንም ልላዕሊ በኽየ ቀፅሉሉ ዝተደጎለ ይውፃእ ገና ብዙሕ ኣሎ እዩ ድምፂ 🙏🙏🙏
@brkti_tube
@brkti_tube Ай бұрын
😢😢😢😢😢
@user-hy4wu3cw5s
@user-hy4wu3cw5s Ай бұрын
😢
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd Ай бұрын
ኡፍፍፍፍ😢😢😢😢😢መአንተና ሓመድ በሊዑኩም ጀጋኑና😢😢😢😢😢😢ኣብ ቅዱሳን የንብርኩም😢
@user-gu4yx8hq7f
@user-gu4yx8hq7f Ай бұрын
ብፆቱ ዘይርስዕ ጂግና ብተግባር ሕድሪ ጀጋኑና አይነዕብርን ❤❤❤❤
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j Ай бұрын
ራእሲ ልኡል ጅግና በዓል ዓብዪ ሕልና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ጅግናና🙏ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና🙏💔💔
@berhanalami806
@berhanalami806 Ай бұрын
ክብርንሞጎስንጀጋኑ ስዋኣትና😢😢😢😢❤❤❤❤❤
@genetkidane5813
@genetkidane5813 Ай бұрын
ቃላት የብለይ, ብቻ ን አገልግሎትካ የቀንየልና መዓረይ የዋህ❤️❤️❤️ አቤት ጅግንነት❤️❤️❤️
@QueenG-ki4gf
@QueenG-ki4gf Ай бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍ ራሄየለይ ማዓረይ ፎቶኪ ብዝራኣክዎ ቁፅሪ ልበይ ቆሲሉ😢😢😢😢
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn Ай бұрын
እንኮዕ ተርፍክልና ዝሓወይ ❤❤❤ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ❤❤❤ ኣታ ኣነ ውን ድየ ይነብር እለኩ ክብል😭😭😭
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei Ай бұрын
ልኡለይ ኡፍፍ 😥መግለፂ ሰኢነልካ ማዓረይ የኔ ጅግና ኣጆካ ጠንክር🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Btaddese
@Btaddese Ай бұрын
ብጣዕሚ ጅግና እኻ ትግራይ ሰብ ኣለዋ ሕድሪ ብጾቱ ዘየዕብር ጅግና ተጋዳላይ ትገብሮም ስራሓት ብጣዕሚ እዩ ዝንኣድ ንስድራ ስዋኣት ብጾትካ ትገብሮ 🙏❤️
@frered3116
@frered3116 Ай бұрын
Our Hero brother long life with Tigray people ❤️ 🙌 👏 ♥️ 🙏 ❤️ 🙌 👏 ♥️ 🙏
@user-ix5mr7gn6z
@user-ix5mr7gn6z Ай бұрын
ዋይ ኣነ ዝዕድለይ ተስፋ ዘይቆርፅ ፎቶ ሓወይ ክርኢ ሕልውልው ክብል ብንብዐት ወዲኤያ😢 ንስካ ግን ጀግና ወዲ ህዝቢ እካ❤
@fili9331
@fili9331 Ай бұрын
ዋላ ኣነ ኣብ ዝኮነ ናይ ተጋድልቲ ወዲነይ ዝረክቦ ይመስለኒ 😭
@letayknfu946
@letayknfu946 Ай бұрын
😥😥😥😥😥😥💔💔💔💔ኣጀካ ሓወይ ናተይ ጀግና ውዱህዝቡይ💪💪💪💪ክብርን ምጎድን ንጀጋኑን🙏🙏
@KahsaMebrahtom
@KahsaMebrahtom Ай бұрын
ዝሓወይ ካብ ሓሳብካ ተግባርካ ብዙሕ ተማሂርና ርእሰና ለ ክንፍትሽ ጌርካ ትገርም ጀግና ፣ትገርም ናይ ሕልና ሰብ ኢካ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕን ይሃብካ 😍
@helentum
@helentum Ай бұрын
ናይ ሓወይ ፎቶ ክርኢ ከለኩ ይፈርሕ። ክርኦ ኣይክአልን
@kingjo7100
@kingjo7100 Ай бұрын
ራእሱ ሉኡል ዉዕሉኡን ሓዳርን ብዛዕባ ብፆቱ ዝሓስብን ቃሎም ከየዕብር ዝነብርን ሓቀኛን በዓል ሕልና ጅግና ተቃላሳይን እዩ ሞ ክብሪ ይግብኦ...ኣነ ብግሊ ስለዝፈልጦ እየ☝️
@samihailereda481
@samihailereda481 Ай бұрын
ኣብ ጎኒ አዚ ጅግና ሓዉና ንኹን ንሓግዞ ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ማንም ኣይሰርሖንሞ ኣጆኻ ንበሎ
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Ай бұрын
ቅድመኻ ድኣነዋ ብምንታይማ ክንገልፀኩም tdfy😢 ኦጎይታይ ማዓረይ ባዕልኻ ሰላም ሃበና👏🥺
@user-fo3sl1vy2v
@user-fo3sl1vy2v Ай бұрын
ኩላትና ብዓቅምና ንስራሕ........
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 Ай бұрын
ጀግና ኢካ ናይ ብሓቂ ዓብይ ሰብ❤❤❤❤
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 Ай бұрын
Tegadalay hawna hidrom aytelemen akmu zefkdo enda gebere eu nkidmit ysgum alo Real hero!
@apsaramobile7888
@apsaramobile7888 Ай бұрын
Gin nimintay Ena nay bailna chanal zeyinetebabiom lik komenit sher enageberna ayinkeflelu betely abi sidet zelzna😢😢😢😢😢😢
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o Ай бұрын
ልህዝብይ ትግራይ ካላኣይ ልኽነብር ዕድል ዝሃቡ ጅገኑ
@shegetigray
@shegetigray Ай бұрын
ራስ ልዑል 💪💪 ናየ ሓዉ
@user-ze7zq9fu6z
@user-ze7zq9fu6z Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢ክልተ አሕዎተይ አለዎ አብኡ አሕሕሕሕሕሕ
@user-io1di2if4n
@user-io1di2if4n Ай бұрын
ስልኩ አቅመጠልና ክንሕግዝ😢❤
@Plotmedia.
@Plotmedia. Ай бұрын
0949757572
@user-wb3je4uk6s
@user-wb3je4uk6s Ай бұрын
ጀግና ብተግባር ዘርአየ ሙሩፅ ተገዳላይ ለባሞ❤❤😢 💔
@romadimered3771
@romadimered3771 Ай бұрын
ዋይ አነ 😭ማርያምን ቃላት ሲኢነሉ 💔
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 Ай бұрын
ከማኻ ዝበሉ ካሎኦት ውን እንተዝህልዉ ክንደይ ፅቡቕ ምኾነ ንተሓጋገዝ ሓደራኹም ስኽ ኢልና ኣይንሕለፍ
@mebrihitgebre2
@mebrihitgebre2 16 күн бұрын
ክንደይ ዝተዓደለ ሰብ እዩ ባዓል ጹኑዕ ቃል መራኣያ ትግራውነት❤❤❤
@terhasberhane71
@terhasberhane71 Ай бұрын
ሐጉዝኒ ኢልካ ራስ ልኡል ናብ ስራኤል ክትመፅእ አለካ ንሕክምና ንስካ ንትግራይ ተድልያ ኢካ ቀዳምነት ጥእናካ ግበር ምርቃ ወለዲ አብ ጎንካ እዩ
@user-pl5vh5gw5j
@user-pl5vh5gw5j Ай бұрын
ጎይታዋይ 😢😢😢
@merontadele70
@merontadele70 Ай бұрын
ሕድሪ አኽባሪ ጀግና ተጋዳላይ ትግበር ጎበዝ አምላኽ ምሳኻ ይኹን።።
@lisanutilahun4975
@lisanutilahun4975 Ай бұрын
ሓድጊ ቃል ስዋኣት ተቐቢልካ ሕድሪ ቃሎም ከይተዕብር ስድሮኦም ተናዲ ታኣማኒ ጅግና ልኡኽ ናይ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Ай бұрын
ዘለኣለማዊ ክብርን ዘክርን ነቶም ምእንታና ህይወቶም ዘገበሩ ጀጋኑ ሰማእታትና😭😭😭😭😭😭😭😭
@genet3442
@genet3442 Ай бұрын
እዉይ ብምታይ ኪረኪቦ ብጀኩም😢❤
@Plotmedia.
@Plotmedia. Ай бұрын
0949757572
@genet3442
@genet3442 Ай бұрын
@@Plotmedia. ❤🙏
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 27 күн бұрын
ጅግና ሕድሪ ጀጋኑ ብፆቱ ዘይዕብር ንባዓልካ ብዝሕ ፀገም ተሸኪምካ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-kq3zd4dh6m
@user-kq3zd4dh6m Ай бұрын
ክብርን ምሰጋናይ ንሰማእታትና ተጋዳላይ ልኡልይ ብሓቂ ጀግና ኢካ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ
@tsilove5031
@tsilove5031 Ай бұрын
እስካብ መወዳእታኻ ቃልካ ይፅናዕ ዝሓወይ
@user-jk7tk6bw7c
@user-jk7tk6bw7c Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ጀግና ክብረይ ❤❤❤
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 Ай бұрын
ብህይወተይ ከምዙ ጅግና ሪአ አይፈልጥን እግዚአብሔር ግን እሱ ህይወት ይሃብካ ካሊእ ቃል የብለይን
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Ай бұрын
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰዋኣትና😭😭😭💔💔💔💔
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
ዘይክሕድ ጅግና ክንድ መላይን ኢይኻ ስውኣት አሕዋትና አባኻ ንሪኦም ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ተጋሩ
@TemesgenGebrezgabher
@TemesgenGebrezgabher Ай бұрын
ጀግና ወዲ ጀግና
@user-zr7sq1nb9i
@user-zr7sq1nb9i Ай бұрын
ቃላት ስእነልካ ጅግና ሓወይ ሕድሪ ብፆቱ ዘይረሰዐ ለባም ተጋዳለይ ልእል ኣብ ዝከድካዮ እመ ብርሃን ምስካ ትኩን ጎታዋይ❤❤❤❤
@Zufantgraweytizufan
@Zufantgraweytizufan Ай бұрын
ጅግና ዝሓወይ ክብሪ ንዓካ ንብጾትካን ቀፅሎ 🥺
@whhagggsgegehiwifkrr5741
@whhagggsgegehiwifkrr5741 Ай бұрын
ዘይሃስስ በሰላ ገዲፈምሉና ጀጋኑኑ🥺😭😭💔💔
@user-dr9fs2gn3k
@user-dr9fs2gn3k Ай бұрын
ክብርን ምገስን ንስዋኣትና........ ጅግና ሓዉና ኩሉ ግዜ ክበር ማዓረይይ❤❤
@user-vh3ni8ij2u
@user-vh3ni8ij2u Ай бұрын
ናትኮ ድማ መግለፂ የቡሉን ከብ እግዛብሄር ቀፂ ሰብ እስካ ኢካ ከማካ ዓይነት ሰብ በሄወተይ ሪአ አይፈልጥን እግዛብሄር ምሳካ ይኩን ብርሀን ዓይኒካ እውን ይመልሰልካ ንመን ኢልዋ❤❤❤❤❤❤❤
@user-wb3je4uk6s
@user-wb3je4uk6s Ай бұрын
ዋይ ሓወይ ማዓረይ ናይባዑ ጥዕና ሕክምና የገብር ጀግና ሓወይ ናሓግዞ💔
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 16 күн бұрын
ተዓዲሉ ብሓቂ እዚ ኩሉ እናረአየ እሞ አብ ክፍሉንጉሆን ምሸት እናረአዮም ንዑዑ ዘክአሎ ፈጣሪ ንአይለ የክእለኒ አደ ትግራይ ክልተ ሰለስተ አሰዊኣ ክኢላቶ ምካዳ አነ ናታተን ፅንዓት ተዝህበኒ ክንደይ ደስ መበለኒ አሕዋትና አብ ቅድሚ ዓይንና እናመፁ የቸግሩናለው ኡፍፍፍ😢😢😢😢
@user-bn3om9pl4b
@user-bn3om9pl4b Ай бұрын
ዕደመን ጥዒናን ይሃብካ ቡሩክይ እፍፍፍ❤❤❤🥰😢😢😢😢😢🙏💚
@user-pp5dz6pi1l
@user-pp5dz6pi1l Ай бұрын
ጀጋኑና ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ይኩን ክቡራተይ❤❤❤❤❤❤❤
@user-gs7ss7ie1b
@user-gs7ss7ie1b Ай бұрын
ጅግና ኢኻ ከማኻ ዝበለ የብዘሓዮ ኣበይ ሞ ኩሉ ከማኻ ተዝኾን
@user-ph7vc7td8b
@user-ph7vc7td8b Ай бұрын
ዝገርም ስነ ልቦና ንበር ወዲኖ💜
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 Ай бұрын
አቦ ፅንአት እድመን ጥዕናን የሃብካ ቃልት የብለይን ነአካ ልገልፀሉ
@fhhjf9904
@fhhjf9904 15 күн бұрын
ጎይታዋይ ልባዓልካ መቅሰልቲ ተሰክምካ ላከድካ ደስ ክብል ኩሉ ትግራዋይ ከማካ ትዝኳን ዓድና ሰላም ምኳነትልና ግን ካላት ሓፅንኒ አብ ብፀትካ ዘለካ እምነት ዝሓወይ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስማአታትና ናይ አጋጣሚ ግን ማዓልቲ ልደትካን ማዓልቲ ልደት ሓወይን ብሓደ ማዓልቲ ዕደመኩምን ሓዊሲ ማንትኡ ንሓወይ ኢካ ❤❤❤ ነዊሕ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ዛሓወይ ❤❤❤ ሓወይ ግን አይተመለስንንን💔💔💔
@user-gx6ct6sl5x
@user-gx6ct6sl5x Ай бұрын
😢😢😢😢😢 እግዚአብሔር ይሓግዝካ ሓሳብ ልብካ የስመርካ ኣሕዋት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢😢😢
@tigraySebalwa16
@tigraySebalwa16 Ай бұрын
Thank you my brother
@abrhamaregawi7599
@abrhamaregawi7599 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንኳዕ ተረፍካ ሓወይ
@AsefaBoss
@AsefaBoss Ай бұрын
Waww❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Ай бұрын
ጅግና TDF ንዐካ ዝከውን ቃላት የብለይን ጎይታዋይ❤❤❤❤❤
@frered3116
@frered3116 Ай бұрын
He is hero brother ❤️ 🙌 🙏 👏 ♥️ ❤️ 🙌 🙏
@asefagerie8506
@asefagerie8506 Ай бұрын
ብጣዓማይ ጀግና ❤️❤️❤️💪💪💪💪
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 Ай бұрын
አምላክ ንሓሳብካን ሕድረካን ዕፅፊ ኢዱ የትወሉ ጀግና አጀኻ
@shirealene4436
@shirealene4436 Ай бұрын
ጅግናና ልዕሊ ዕድሜካ ሩጉእ ትሑት ደስ ዝብል አገላልፃ
@Monliaz
@Monliaz Ай бұрын
ሉዕልዬ❤❤❤❤❤😊
@FhRy-tz7mu
@FhRy-tz7mu 15 күн бұрын
መግለፂ ሲኢነልካ ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤
@elentesafy6867
@elentesafy6867 14 күн бұрын
ብሉፅ ጅግናና አብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕካ ልዑል ፈጣሪ🙏🏼🥰 ብኽቡር ሰብ መጠን ነብሱ ሰብ የክብር
@yfgfhggc1498
@yfgfhggc1498 Ай бұрын
ብጣዕሚ ጀግና ሓወይ❤❤❤❤❤
@melawit-melawit
@melawit-melawit Ай бұрын
ክብርን ሞገስን ነዓኹም ጀጋኑና❤❤😥
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Ай бұрын
ሰላም ደቂ ዓደይ ክንደይ ጀጋኑ ሰብ ሕልና ሪአ እየ ግን አይከማካን ወድነይ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃበልና ፈጣሪ 🙏🕊❤️❤️❤️💘💘🕺💘💘
@user-hy4wu3cw5s
@user-hy4wu3cw5s Ай бұрын
ብሓቂ 😢
@brijap5171
@brijap5171 Ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና😢😢🙏
@SelamZeTewahdo
@SelamZeTewahdo 16 күн бұрын
ከም ስምካ ኣታሓሳስባካ እዉን እዩ ልዑል ዝሓወይ ጅግና❤
@Tesfayhailu12
@Tesfayhailu12 Ай бұрын
ቀፅልሉ ብፆተይ 💓💓💓💓💓🙏🙏🙏🙏
@user-pt7yo6xh1w
@user-pt7yo6xh1w Ай бұрын
ጅግራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዞም ኣሕዋተይ ። ኣታ ኣዞም ብጾት ሓወይ ድኣ ሓደ መዕልቲ አታ ወላደት የዘየጻናንዕዋ እንተትከዱስ ምሓሻዶ ይኮን ነይሩ. 😢😢😢😢
@user-uc2vk8kl1o
@user-uc2vk8kl1o Ай бұрын
Thank you, I help him.
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf Ай бұрын
ዝገርም ዪ ናይዚ ጅግና ሓውናሞ ብዝተኽኣለ መጠን ፈታዊ ዓዱ ኹሉ ተዝሕገዝ
@user-uk7et6wj8q
@user-uk7et6wj8q Ай бұрын
መግለፂ ቃላት ሲኢናልካ ክብር ሓውና
@frnussteferi607
@frnussteferi607 Ай бұрын
Ayzoka jegna wedi tigray 👍👍👍👍👍👍👍
@BrahnDesta
@BrahnDesta 17 күн бұрын
አህህህህ መሰዋአቲ ኣሕዋትና ብልሰማዕናሉ አኮ ልብና ቆሲሉ ዓይንና ነቢዑ ዞም ኣሕዋተይ ተሪኦም አባ ጠፊኦም ከም ዘይተፈጠሩ ማሓዙተይ😢😢😢ግን ዘለኩም ኢና ንነብር ዘለና😢😢😢
"ጨፍጫፍ ማርያም ደንገላት ንዓለም ዘቃለዐ ጅግና!"
58:29
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 20 М.
"ካብ ባዕኼር ክሳብ ሱዳን ዝተዘርገሐ መርበብ ሞት. . . "
52:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 37 М.
Опасность фирменной зарядки Apple
00:57
SuperCrastan
Рет қаралды 7 МЛН
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 30 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
" ቃል ስውኣት ሓዊ እዩ. . .!"
46:47
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 27 М.
ክስማዕ ዘለዎ ሓቅታት👌🏽🇸🇪✊
34:11
"ብንብዓት ዝዓወራ ኣዒንተይ - ብብፆት ጓለይ በሪሀን!"
34:57
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 47 М.
"ክርሸን ተሰሪዐ ከለኹ ሕልሚ ክኾነለይ ይፅሊ ነይረ።"
34:28
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 97 М.
ዘደምም እናሰርሐ ብተኣምር ዝደሓነ ፈላማይ ፍሉይ ሓይሊ።
34:10
Choices for your loved ones❤️
0:15
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 3,1 МЛН
КАРОЧЕ НЕУДОБНАЯ СИТУАЦИЯ😱🔥 #shorts
0:45
ПОПОВИЧИ
Рет қаралды 3,3 МЛН
Would you recognize your soul mate by smell?
0:14
Den Done It
Рет қаралды 4,2 МЛН
Rang Pi Liya Mama 😂 #shorts #tiktokvideo #funnyshorts #comedy #ytshorts
0:46
Sukhasan Ka Rahman Bhai
Рет қаралды 17 МЛН