Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 42 December 17 - 2021

  Рет қаралды 56,775

Tv Sened Eritra

Tv Sened Eritra

2 жыл бұрын

Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 42 December 17 - 2021 ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 42 መጥቃዕቲ ጢዖ ክፋል 42 ታሕሳስ 17 - 2021 Support - Tv Sened Tv Sened Eritra is an Independent media, sharing the eritrean common history, to bring positive and constructive ideas to improve and promoting truth and understanding.
Tv sened run programs on KZfaq since 2007 and now it is time to support. Thank you for your contribution in advance.

Пікірлер: 181
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 жыл бұрын
Support - Tv Sened Tv Sened Eritra is an Independent media, sharing the eritrean common history, to bring positive and constructive ideas to improve and promoting truth and understanding. Tv sened run programs on KZfaq since 2007 and now it is time to support. Thank you for your contribution in advance.
@edrismussa3688
@edrismussa3688 2 жыл бұрын
Yes I agree TV sened is very important For all eritrean special thanks to Antonio For his hard work.
@mercinegash8202
@mercinegash8202 2 жыл бұрын
yes🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-pg1nl1mg4v
@user-pg1nl1mg4v 2 жыл бұрын
Exactly
@Luliymoss
@Luliymoss 2 жыл бұрын
Hiiiii antanyo kemay tekowean betgebero serah kelu geza hegusat ena nabenan ayenan General takesta amesgenelna zeyenfelto bezh yefletana alo zekeal entekoyenu abeza profeyel zelo tegedaley yewehanns keseta kefla serawet 85 zenbera ab semeher zetesewea deyou tegedeska eba hetetelna
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 жыл бұрын
ክቡር ባባ ተከስተ የቀነየለና ሙሉ ጥእና ይምነየልካ 🌷❤️
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 2 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ናይ ምዝካር ክእለትካ ናይ ብሓቂ ዝድነቕ ኢዩ። ልዕሊ ኩሉ ከኣ ኣስማት ሰባት ዘይትርስዕ ምዃንካ። ኣብዛ ናይ ጢዖ መጥቃዕቲ ኣብታ ንስኻ እትመርሓ ብርጌድ ኢየ ነይረ።ኣብ ቦጦሎኒ ወዲ ኪዳነ። ካብ ሕርጊጎ ኢና ተበጊስና ቅድሜና መካናይዝድ ቅድሚ ክልተ ሰለስተ መዓልቲ ተበጊሶም።ንሕና ግን ፎሮ ኣይወዓልናን ምሉእ ለይቲ ክንጓዓዝ ሓዲርና ወጋሕታ ገለዓሎ ኣቲና። ንምሸቱ ከኣ እዚ ዝጠቐስካዮ ነይሩ። እንደገና ብመሬት ክንብገስ ከለና ሰዓት 3 ዘይኮነ ሰዓት 1 ናይ ቀትሪ ኢና ተበጊስና። ንጽባሒቱ 9 30 ከኣ ካብ መካይን ነጢርና ናብ ህጁም ኣቲና። ናይ ጢዖ ኩነታት ኣዝዩ በዳሂ ኢዩ ነይሩ ግን እቲ ዝነበረ ተጋዳላይ ዝጸዓድ ሰብ ኣይነበረን።
@user-rd9rw9jc1d
@user-rd9rw9jc1d 2 жыл бұрын
ንዝተጋገዮ እቶም ትዝኩሩዎ ኣብቲ ኩነታት ዝነብርኩ ከምዚ እንዳ ተኣራረምኩም ታሪክ ስለ ዝኮነ ኩቡራት ኣሕዋት god pls you all
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 2 жыл бұрын
ምናልባት እዛ ጢዖ ዝወዓልናላ ንትግራይ ንምኻድ ካብ ጢዖ ተበጊስና ፎሮ ውዒልና ኔርና።ካብ ፎሮ ዓዲ ቐይሕ ካብ ዓዲ ቐይሕ ዓዲ ኣቡን ትግራይ ውዒልባ።ንምዝኽኻር ይጠቅም ይኸውን ኢለ ኢየ ዝምልእ ዘለኹ።
@yemanezigta9775
@yemanezigta9775 2 жыл бұрын
Thank U , ወዲ ሃይለ ፡ ናይ ጅግና ራያ ሽሙ ሙሉጌታ ኢዩ ፡ ንግዚኡ ናይ ኣቡኡ ስም ረሲዔዮ ኣለኹ
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
አንቃኦ ብሰላም መጻኹም ወዲ ሃይለ.ክንዲ ሽሕ.ንበረልና ጅግና .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@immanuelbereket
@immanuelbereket 2 жыл бұрын
BG T. Haile's presentation rests at the summit of leadership. Whenever in error, admit mistake, correct it and move on. Outstanding.👏
@eritreanerena7332
@eritreanerena7332 2 жыл бұрын
ዘይምኖ ጅግንነት ዝመልኦ ዕላል እዚ ግዜ ከመይ ከምዝሓልፍ ዘይፍለጠካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሓርበኛ
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 2 жыл бұрын
Brave, eloquent guy. He has a lot to offer. Glad you survived to tell a story. I hope you write a book on this.
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 2 жыл бұрын
# ካብ ሽሕ ሓጎስ ክሻ ሓደ ወዲ-ሃይለ ጥሕሻ#
@abrahammsgna4395
@abrahammsgna4395 2 жыл бұрын
ቲቪ ሰነድ ብትገብርዎ ስራሕ እንዳ ኣመስገንኩ ክቡር ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ብምልኡ ክፋላት ገድልኻ ብተመሳጥነት ተከታቲለዮ'የ ብሂወት ምእታውካ ይሕጎስ ኣብ መወዳእትኡ ፍረቃልስኻ ብዉልቃውያን ተገቢቱ ኣብ ስደት ምስፋርካ ከኣ ብጣዕሚ ይሓዝን ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@edrismussa3688
@edrismussa3688 2 жыл бұрын
Thank you Antonio and B/G Tekeste For presenting our history. Criminal Isyas his time is up. Good things coming to Eritrea.
@michaelestifanos4467
@michaelestifanos4467 2 жыл бұрын
I have big respect ✊ B/G Wedi Haile 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🙏☝️☝️👌👌
@rafaelgebre8907
@rafaelgebre8907 2 жыл бұрын
How is this man so brave and at the same time so smart and articulate memories
@johnhaile4682
@johnhaile4682 2 жыл бұрын
Here is another day with the most respected B/G Tekeste to hear all the detailed history from his endless memory , You are all history by your self. I am proud to be Eritrean because this nation give birth to such amazing heroes.
@eyobtes5588
@eyobtes5588 2 жыл бұрын
Welcome TV sened Antenio Tesfay And great hero B/J Tekeste Haile ! .
@yonasthomas
@yonasthomas 2 жыл бұрын
Kbret yehabeley aya Tekeste sle eti tegedasnteka nay Manaja zmeleskaley thank you so much
@Segen91
@Segen91 2 жыл бұрын
Thank you as always!
@kalMHe
@kalMHe 2 жыл бұрын
Nay bhaki eyu B.G azeraribiu des zibil. Nebari tarik eyu tezentiwo zeleka tarik !!! Thank you !!
@henokthededicated2732
@henokthededicated2732 2 жыл бұрын
Thanks our brave father B/G Tekeste Haile.
@Teklinoo
@Teklinoo 2 жыл бұрын
thank you both of you!!
@mercinegash8202
@mercinegash8202 2 жыл бұрын
welcome kbur harbegna General wedi haile aba treg our hero🌷🌷🌷🏅🏅🏅🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aliali-ru2gu
@aliali-ru2gu 2 жыл бұрын
Respect and love to BG ........ Antonio you are professional bro. Keep up
@dawithaile1606
@dawithaile1606 2 жыл бұрын
I want to thank you for everything you do. It is valuable history that we get here. What I like most is that B / G is objective even if some who are narrow minded see in the same way as they see everything else. You Antonio as a diplomatic and with patience ask questions. I wish you a Merry Christmas and a Happy New Year.
@samuelmussie3056
@samuelmussie3056 2 жыл бұрын
Kubur abona BG Tekeste, we love you !
@danaygdey3960
@danaygdey3960 2 жыл бұрын
ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት ወዲ ሃይለን ፡ ወዲ ስሑልን አቶም ሓንቲ ዓይነም ዝሰንከሉ ክነሶም ፡ ካብ ርሑቅ ኩሻፋ ዝርኡ ምኻንኩም ነጊርካና ነርካ ፡ ጅግና ወዲ ሃይለ ። እዚ ንባዕሉ ታሪኽ እዩ።
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 2 жыл бұрын
ወዲ ሓንቢር ከኣ ምስኦም እዩ መስለኒ❤
@kidaneserteyonas1939
@kidaneserteyonas1939 2 жыл бұрын
Wedi Haile, I really admire u how u hv unique memory to remember ur military events u have passed in ur life. I really appricate u are the one and the most detailed history of our eplf struggle for independence u are doing. God bless u hv god health my comrade. Always proud of u our brave veteran Hero fighter.
@berhetensea451
@berhetensea451 2 жыл бұрын
Thank you again.
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
Klite aynis megayexi 😁😁it has a message also funny. Bhaki nihsger BG Tekeste Haile you’re a hero. Journalist Antonio good finish God bless you both deki Eri 🇪🇷
@teweldekesete9286
@teweldekesete9286 2 жыл бұрын
ክቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ስለ'ቲ ሚዛናውን አሩምን ኣገላልጻካ ካብ ዝኮነ ካልአ ተጋዳላይ ዘይረኣናዮ ትሕትናካን ብሓቂ ኪትምስገን ዝግባኣካ ክቡር ሰብ ኢካ ምሰናይ ይቅሬታ መሲሕ ርኢሶም ካብ ኣባላት መንካዕ ኣፍልጦ ተለካ ገለ በለና
@user-jd5zd6zt6f
@user-jd5zd6zt6f 2 жыл бұрын
የቐንየልና ኣያና ብ,ጀ ተኽስተ ሃይለ።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 жыл бұрын
ሰላም ዝኸበርኩም B.G. ተከስተ ሃይለን ከምኡ'ውን ጋዘጠኛ ኣንተንዮ ተስፋይን! ነቲ ዘይነጽፍ ምንጪ ታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤሪትራ ኣብ ምዝንታው ንእትገብሩዎ ዘለኹም ኣስተዋጽኦ ኣድናቖተይ ይገልጽ። *ሕቶ ኣላትኒ*፡ ንሳ ድማ ብዛዕባ ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ኢያ። ኣብ መወዳእታ 1984 ዓ/ም ብርጌድ 58 ን ብርጌድ 4 ተኽሊጥ ብምግባር ክ/ሰ 96 ኣብ ዝቖምናሉ እዋን፡ ውጩ ኣብቲ እዋን'ቲ ክ/ሰ 85 ንምቛም ካብ ብርጌድ 4 እቶም ብዓይነት ኣለዉ ዚብሃሉ ስታፋት ናይ'ቲ ብርጌድ 4 ብብዝሒ ሒዙዎም ናብ ክ/ሰ 85 ከይዱ፡ ይዝከረኒ ንነዊሕ ግዜ ኣብ ኣኼባታትን ኣብ ኖርማል ግዜን ብወግዕን ብዘይወግዕን ከምኡ'ውን ኣብ ተራ ዕላል ስለምንታይ ውጩ ከምኡ ጌሩ እናተባህለ ንነዊሕ ግዜ ብማዕዶ ይሕመ ምንባሩ ናይ ቀረባ ተዘክሮይ ኢዩ፡ ምኽንያቱ ኣብቲ ኣሃዱ ርኡይ ዝኾነ ድኻምን ህጓፍን ኣስዒቡ ኢዩ። ኣብቲ ግዜ'ቲ ክፍለ-ሰራዊትና ምስ ክ/ሰ 85 ብምንጽጻር ከነወዳድረን እንከለና ኣብ ኣሃዱና ርኡይ ዝኾነ ኣብ ኲናትን ካልእ ንጥፈታትን ሃጓፍን ድኻምን ኔሩና'ዩ፡ ኣሃዱታት ህዝባዊ ግምባር ገሊአን ድኹማት ክ/ሰ 85 ግን ሓያል እንታይ ማለት'ዩ እዚ? ከምኡ ስለዝነበረ ድማ ነዊሕ ግዜ ንውጩ ንወቕሶ ኔርና። ካብተን ኣብ 1986 ዓ/ም ተዋጺኤን ብርጌድ 22 ብምቛም ናብ ክ/ሰ 85 ዝተጸምበርና ኣሃዱታት ምንባርና እኳ እንተኾና፡ ከም ትዝክሮ ድሕሪ ምድምሳስ *ናደው እዝ* ካብ ደጀን ማለት ካብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ብኢደ-ዋኒኖም ውሑድ ዘይኮነ ቁጽሮም መንእሰያት ተጋደልቲ ኣበይ ኣላ ኣሃዱ ናይ ውጩ እናበሉ ብዘይ ኣገባብ ይምደቡን ገሊኦም ድማ ናብ ቦትኦም ይምለሱ ምንባሮም ይዝክር። ዉጩ ካብኡ ዘይፍለዩ ካልእ ስራሕ ዘይነበሮም ናቱ ናይ ኣካዳሚ መማህራኑ ነይሮሞ፡ ከምኡ ናይ ኣክዳሚያዊ ትምህርቲ ሕጽረት ዘለዎም ሓለፍቲ ህዝባዊ ግምባር ብዙሓት'ዮም ከም ናቱ ሓለፋ ግን ኣይነበሮምን ሕጉሳት'ውን ኣይነበሩን፡ ፉሉይ ሓለፋ ኣብ ውጩ እቲ ምስጢር እንታይ ኢዩ ኔሩ ትብል? ዉጩ ዘማዊ (ሴክሳም) ምንባሩ'ውን ኣይርሳዕን እቲ ዘገርም መሳኺን ደቂ ኣንስትዮ ውሑዳት ዘይኮና ብዘይካ ምግብናን ከምኡ'ውን መርወዪ ስምዒቱን እምበር ካልእ ስራሕ ዘይብለን ኔረንኦ፡ ምስ'ዚ ኣብዚ ክፋል'ዚ ኣብ ናይ ወፍሪ ደንከል ክትገልጾ ዝጸናሕካን ምስ'ቲ ኣብ ላዕሊ ጭልፋ ካብ ባሕሪ ጠቒሰዮ ዘለኹን ካልእን ብምትእስሳር ናይ ውጩ ባህሪያት ማለት ኣብ ዲሲፕሊን፡ ኣብ ዝና፡ ኣብ ጅግንነት፡ ኣብ ሓፈሻዊ ብቕዓቱን ስለ ታሪኽ ኢልካ ብምሉእ ሕልናኻ ኳሕኲሕካ ን ዉጩ ብኸመይ ትገልጾ፧?
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 2 жыл бұрын
ሓዲሽ ተካታታላይ ኢካ መስለኒ ክብረተይ፡ ምክንያቱ ብዙሕ ግዜ ገሊጽዎ ኣሎ ምልስ ኢልካ ምርኣይ ከድልየካ እዩ።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 жыл бұрын
@@yonaskinfe6164 ናይ ገዲም ገዲም ተኸታታሊ'የ፡ እንተኾነ ግን ወዲ ሃይለ ልቢ ግዲ ኣዕቢዩ ንውጩ በዓል በትሪ ከምቲ ዝድለ ኣይገለጾን። ወይ ድማ ንውጩ ውሽጡን ውሻጥኡን ንፈልጦ ስለዘለና ንዓና እንተዝገድፈልና ካብ ዝብል ሓሳብ'ዩ!።
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 2 жыл бұрын
@@tomasmogos6239 ንሱ እቲኣ ዝፈልጣ ተዛሪቡ ኣሎ ከምቲ ልኩሎም ዝፈልጦም መዓስ ተሰሊሶም ዘበርከትዎ ሕማቅን ጽቡቅን ዝመጹሉ ቦታ ዘተሰውእሉ ቦታን ዕለትን ወዝተረፈ......። ከምቲ ወዲ ሃይለ ዝብሉ ኩሉ ግዜ "ናታማላላእካ"፡ በዓልካ እንዶ ደሕድሓዮ እቲ ዘይተገልጸ ዝበልካዮ ማስ ሜድያ ኣለካ ክብረተይ😍
@user-fy9ym2cw4u
@user-fy9ym2cw4u 2 жыл бұрын
@@tomasmogos6239 ሰላም ኣታ ሓውና ንሱ በታ ዘላቶ ዓቅሙ ታሪክ ይነግር ኣሎ, ንስኻ ግን ጽልኢ ኢኻ ከተምሓላልፍ. ከይ ጀመርካ 'ባዓል በትሪ 'ኢልካ ስለዚ ፍቅርን ሰላምን ተማሃር ይብለካ ከም ርእቶይ.
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
ኣንተኖ ኦድለኛ.ኣኻ.ምስ በዓል ወዲ ሃይለ ክማኡ ውን ብዝሐት ጀጋኑ ምርካብካ ንሶም ውን ንዓኻ ምርካቦም.ሰሰናዩ ንዓኹም ደቂ ኤረይ ምዓረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@eri-boy8727
@eri-boy8727 2 жыл бұрын
Wwww I admire you abona b/g wedi haile especially yhe way how you apologies keep it up👌 I wish long live to you
@asmaralondon8912
@asmaralondon8912 2 жыл бұрын
You're very clever and good memory thank you wed haile
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 жыл бұрын
Thank you wedi hayle
@TopTube-ey5uc
@TopTube-ey5uc 2 жыл бұрын
ክቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡ ዋሕዚ ኣዛናትዋ ተሪኽካ ብሓቂ ሰሚዕካ ዘይሙኖ ኢዩ እሞ ኣብ መጽሓፍ ተጻሒፉ ክውረቕ ከኣ ተስፋ ይገብር። ልክዕ ከም ናይ ክቡር ኣቦና ተኪኤ በየነ ( ካብ ሪቕ ሕፍንቲ)። ከማኹም ይብዝሑ እንተ ነቶም ብዝተፋላለየ ምኽንያት ታሪኾም ካብ ምንጋር ሱቕ ኢሎም ዘለዉ ኸኣ ልቢ ይሃቦም።
@kuflomteame9865
@kuflomteame9865 2 жыл бұрын
Bmejemerta thank you so much sleti sefihn mesatn elal tarikka kbur abona Brigader General Tekeste Haile ( wedi haile ) mnalbat tfelto ente konka hawey neruni sfh zbele habereta yebleyn gn Kab Saudia mexyu eyu ab 1990 teselifu ab Baxe eyu wn tesewiu Smu Tekle Teame ybhal
@khalfeyukulu3053
@khalfeyukulu3053 2 жыл бұрын
የቀንየልና ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ እዞም ንኣሽቱ ወለዶ ታሪክና ብ ጡቅልሉ ውቓው ናደው ውግእ ደንካልያ ገለ ክባሃል እምበር ብዝርዝር ኣይተገልጸን ነዚ ክትገብር ምብጋስካ ብጣዓሚ የመስግነካ ።ብዝያዳ ከኣ መጽሓፍካ ብ ሃንቀውታ ንጽበ ። ካልእ ግን ክበርሃለይ ዝደሊ ፍቓደኛ እንተኮይንካ ኣብ ህግ ብርጌድ ክንደይ ዓቅሚ ሰብ እዩ ዝሕዝ ነይሩ ?
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 2 жыл бұрын
Sebay sebut respected MEN !!
@tes7513
@tes7513 2 жыл бұрын
THANK YOU LIKE ALSWAYS B.G
@amanuelabraham4006
@amanuelabraham4006 2 жыл бұрын
Edmen Tienan yihabka, Jigna Wedi Haile.
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 2 жыл бұрын
መርሓባእ መሕደሪ ሽሕ እንታይ ዝዓብስ ድቃስ እዩ። ነዚ ካብ ወለላ መዓር ዝምቅርን ህያው ታሪኽናን ክሰምዕ ኣ ጸጋ እዩ።
@user-cw6kk2id2v
@user-cw6kk2id2v 2 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦና ብ/ ጀ ተከስተ ሃይለ ስለ እቲ ኩሉ ሚዛናዊ ዝኮነ ታሪክ ህዝብን ግንባርን ሃገርና ኤርትራ እትህቦ ዘለካ ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን። እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ነቲ ሓቅን ቅኑዕን ዝኮነ ታሪክ ህዝብና ካብ ምትራኩ ግን ድሕር ኣይትበል፡ ንምንታይሲ ታሪክ ዝፈጸምኩሞ ናባና ናብ ደቅኩም ክመሓላለፍ ኣለዎ። ካብ ታሪክ ጎረባብትና ምፍላጥ ታሪክ ጀጋኑ ኣቦታትና ክንፈልጥ ብጣዕሚ ዓቢይ ግደን ታራን ትጻወት ኣለካ።
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኩም እዚ ፈጺሙ ክይርከብ ዘይክእል ዶክሞንታሪ እዩ
@kflaymeles6835
@kflaymeles6835 2 жыл бұрын
ኩቡር ሓውና ኣንቴኖ እዚ ሒዝካዮ ዘለኻ መደብ ታሪኸ ገደልን ፍጻመ ወይ ዝነበሮም ጅግንነትን ናባና ንምብጻሕ ዝገበርካዮ ጻዕሪ ።ከምኡ ካኣ ኣቦናን ኣያናን ኩቡር ብገዳል ጀነራል ተኸስተ ሃይለ የመስግን ኣነ ዝሓተሉ ስውእ ጅግና ሳሙኤል ሙኑይ( ወዲ ሙነይ) ገለ ክትብና ዝካኣለካ እንተ ኮይኑ ብእትህቡኒ መልሲ ኣቀዲመ የመስግን
@chaytekle3918
@chaytekle3918 2 жыл бұрын
Tiena yhabelna kubur jigna tegadaley general tekeste haile
@dejenghermay5459
@dejenghermay5459 2 жыл бұрын
ብመጀመርያ ልፍንታዊ ምስጋናይ ፡ ንቲቪ ሰነድን ወዲ ሃይለን የቕርብ ፡ ብምቕጻል ፡ 1.ውጩ ስለምንታይ ኢዩ ብተደጋጋሚ ውጽኢታዊ ዝኮነ ሓሳብካ ዝነጽግ ኔሩ ፡ ምስቲ ኣቐዲምኩም ዝሓለፍኩሞ ቂምታ ኔርዎ'ዶ ትብል ፧ 2. ካሪካረ ብዛዕባ ሰቲኻ ምእዛዝ ናይ ውጩ ፡ መልእኽቲ ናብ ላዕለዎት መራሕቲ ኣሕሊፉ'ዶ ፡ ነኖ ተኾይኑ ስለምንታይ ፧ 3. ሚኒስተር ጴጥሮስን ጀነራል ዑቕበን ብድሕሪ ኢብራሂም ዓፋ ኣብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ካብ ወትሃደራዊ ጉዳያት ተሳሒቦም ፧ ኢብራሂም ዓፋ ተዝነብር እቲ ምቕይያር ምተረፈ 'ዶ ትብል ፧ ንትቡኒ መልሲ ኣቐዲመ የመስግን ።
@user-cw5vn8ht8g
@user-cw5vn8ht8g 27 күн бұрын
Hawoboyyy jigna
@tedrosgebremaryam3101
@tedrosgebremaryam3101 2 жыл бұрын
Raya mulgeta teklhaymnot eu zibhal wedi haile gigna
@nakfa8195
@nakfa8195 2 жыл бұрын
Selam selam tv sened eritrea bi et gebrwo bzuh tarik hagerna aziye endiye zhben thank you tooo for tv sened eritrea kemu wun alena media tvi ;bwegen tv sened eritrea antonyo hawey jigna eka bisrahka ezia dma fre srahka eya ane aybeka ayegudlela msaka zelewu niska tfeltom msaka Dew elom zhguzuka wun msgana jigninet habeley :bwegen alena media tv dma ayana redie mehrie kemza natka msgana tkunom ajokum nikuntal dnsh hanti dnish eya temeshmsha mo ajokum mushmushna kinsergo ena mushmushna kea flut eu so ajokum ::eseyas tekula eritrawuyan ayatatna kenetifie ente bswur ente bigahdi get mal eu mo kisenu
@tesfalemtewolde8352
@tesfalemtewolde8352 2 жыл бұрын
Wedi haile jigna abi tmhrti jigna
@wedihaile6997
@wedihaile6997 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ስብእነት ኢዩ ተኻይዱ B/G ወዲ ሃይለ : ብሳላኻን ብሳላ እቶም ግዱሳትን ንሰራዊት ግቡኡን ሓላፍነቱን ትከታተልዎ ዝነበርኩም ባህ ዘብል ሱሩዕ ኣከያይዳ ኢዩ : ብምቕጻል ሕቶ ኔራትኒ እሞ ሕቶይ ድማ ከምዚ ትመስል : እተን ክልተ { 2 } ታንኪ ኣብታ ክሳድ ንኣርዓኖ ክጥቅልቀ ከለኻ ዝተሃረማ ኣለዋ እሞ እዚአን ናትና ዲየን ወይስ ናይ ጸላኢ ? ምኽኒያቱስ { E R } ተጻሒፍወን ስለዝራኣኹወን እየሞ መልስኻ ይጽበ : ንእትህበኒ መልሲ ድማ ብኣኽብሮት ይጽበ ።
@amanaraya6423
@amanaraya6423 2 жыл бұрын
ኩቡር ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ, ራያ ዝበልካዮ, ኮለነል ኮይኑ አብ 2000 ዓ /ም አብ ክ /ሰ 35 ምስ ገብሪኤለ ኣዛዚ 2ይ ብርጊድ ኮይኑ, አብ ከባቢ ገልዓሎ, ዓኬሎ, ሱሙቲ, ማእበለ, ዊዓን ክሳብ 2004 ኣዛዚ ብርጌደይ ኔሩ:: ሸሙ ከኣ ሙልጌታ ይበሃል (ሽም ኣቡኡ ኣይፈለጥኩዎን ):: ብ ሰራዊት ድማ ኣዚዩ አዚዩ ፉቱው ኔሩ :: ምስ ገብሬኤለ ምስምማእ ኣይነበሮን :ኣብ 2004 ናብ ክ /ሰ 32 ከባቢ ደማስ ተቀይሩ:: በዚ ኣጋጣሚ ብጣዓሚ እየ ዘኸብረካ ኩቡር ጂግና ኣቦ 🙏🙏🙏🙏🙏 ካብ ወድኻ ኣማን ( ትሪባ )::
@bashailema9043
@bashailema9043 2 жыл бұрын
ጽቡቕ መሃሪ መደብ ቀጽልዎ:: ንወዲ ሃይለ ክኣ የቐንየልና ንብል።ሕቶ ኣላትኒ:: ኣብ ጊዜ ናጽናት ኤርትራ ኣብ ግንባር ጊንዳዕ ነይሩ እንታይ ከብዝተሰመዖ'ባ ሕተተለይ::
@betizehabeniagube.3997
@betizehabeniagube.3997 2 жыл бұрын
Selam Amlak msakum ykun Tv.sened batgebrwo zelekum bzuh andamesgenku Ndhrit temelise yreyo aleku nzaba mesih Rusom wedi kebabai mendefera Gin krekbo eykealkun Abeyenay kfal ykewin ztekeso wedihayle Nhutey degimka ktmlseley behankewta ytsebe hatati Zemenfes mknyatu bkemey meytu kfelt delie B.G abona tekeste akea natna konka Tv.sened win kab lbi kbret yehabelna.
@risomlegese387
@risomlegese387 2 жыл бұрын
የቀኔልና ወዲ ሃይለ ቁኑዕ ሰብ
@futsumgful
@futsumgful 2 жыл бұрын
👍 proud
@redseapegasus7648
@redseapegasus7648 2 жыл бұрын
ኩቡር ጀነራል ወዲ ሃይለ ፍቓድካ እንተኾይኑ ኩነታት ናይቶም ሓደስቲ ተጋደልቲ ማለት ናይ 90 ኣብ መጥቃዕቲ ደንከል ከመይ ነይሩ የቐንየለይ።
@eliasdebesai8633
@eliasdebesai8633 2 жыл бұрын
Keysemaekuka emo aydkisin endye wala nugho mtsae ysan B/G wedi Hayle ❤❤❤
@mulubrehanhaile4372
@mulubrehanhaile4372 2 жыл бұрын
ራያ /ሙሉእጌታ ገብርሂወት እዩ ብሓደጋ መኪና ክኣ ተሰዊኡ ኣብ2010ከባቢ እዩ።
@mulugetaembaye2151
@mulugetaembaye2151 2 жыл бұрын
Guss what i gave tumbs up enenthough before the interview
@danieldawit8890
@danieldawit8890 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️
@mustofaidris1017
@mustofaidris1017 2 жыл бұрын
ሰላም ብዛዕባ ሕቶታት ዝምልከት እቲ ክትምልሶ ትደልዮ መልሶ እቲ አገዳሲ አይኮነን ትብሎ ግደፎ እንተ እዚ ሓድሽ ወሎዶ ወላ ሓንቲ ብዛዕባ ህግሓኤ እፍልጦ የብሉን እንተ ሓተተ ብቅንዕና ምዃኑ ክም ርዱእ ክውሰድ እላቦ ካብ ዝቀርብ ዘሎ ሕቶታት ተበጊስካ ርድኢት መንእስያት አብ ምምእዛን ክጠቅም ይኽእል ዝብል እምነት አለኒ ስለዚ ዝኾነ ሕቶታት ክሕተት እንተንዕገስ ጽቡቅ ኮይኑ ይስማዓኒ
@michaeltesfu9275
@michaeltesfu9275 2 жыл бұрын
Kibret yihabelna kubur BG k.H.
@teshememsgane3008
@teshememsgane3008 2 жыл бұрын
100%
@mlikasmilkiaspro944
@mlikasmilkiaspro944 2 жыл бұрын
በለዛ(ብርሀነ ተኣገስ )አዩ ሽሙ ምስ መኮናን ገብራኣብ ድቂ ሀውብታት አዮም
@henokhaile8832
@henokhaile8832 2 жыл бұрын
jegna wel come
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት እንቋዕ ብደሓን መጻኹም። ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ነዚ ማይ ክትሰትዮ ከሎኻስ እቲ ጽምኢ ናይ ሳሕልን ደንከልን ክሳብ ሕጂ ዘይወጸልካ ኢኻ ትመስል Just for fun 🤣🤣🤣🤣👍👍👍👍
@user-qj5rb6sy5e
@user-qj5rb6sy5e 2 жыл бұрын
ኩብር ኣቦና ብሪጋደር ጀነርል ተከስተ ሃይለ ከቢድ መውጋቲ ከምዘለካ ዝፍለት ዩ ንፍሉይ ሓይሊ መርሕካ ደንከል ክትብገስ ምስቲ ሃለክለክን ጽንክርነት ናይቦታን ጉዕዞን ዝበድሃካ ኣጋታሚ ነሩዶ ፡ደንከል ክትብገስ ኮሎካከ ኣካላዊ ብቅዕትካ ሙሉአዶ ነሩ ዋላስ ቃንዛካ ዊሕትካካ ተበጊስካ ፡ጸገማትካ መሪሕነት ናፈለትዎ ናብ ኣዚዩ ጽንኩርን ሃለክለክ ዝቦዝሖ ቦታ ምምዳብካ ግር ስለዝበለኒዩ ተተብርሃልና ወይስ ሙሉአ ብምሉአ ሓዊካካ ፡ዝደከምክምላ ሃገር ንዘላለም ትንብር።
@amantesema9427
@amantesema9427 2 жыл бұрын
Tv sened btaemi tsbuk mehari tarik nab hzbi bmkrabkum nemesgnekum
@user-dr4wh2te7l
@user-dr4wh2te7l 2 жыл бұрын
Jgna B/G Wedi Hayle
@zuzunatey4678
@zuzunatey4678 2 жыл бұрын
Tekle manjus eyu klte ayni megayexi zbl
@hamedmahammedsid4680
@hamedmahammedsid4680 2 жыл бұрын
ኩቡር ብሪጋደር ጀነራል ወዲ ሃይለ. ሕቶ ሓቲተካ ነይረ ካብ ኣርስቲ ወጻኢት ኣይኮነትን. ስለምንታይ ክትምልሳ ዘይደለካ ኣይተረዳኣንን. እታ ሕቶ ክኣ ሸልሸል ዝብሃል ኣብ ግንባር ግንዳዕ መራሒ በጠሎኒ ዝነበረ መን እዩ? ሽሙ ዓብደላ ሳጉኡ ድማ ሸልሸል ዝብሃል ሓወይ ስለ ዝነበረኒ እዩ .ኣብ ግንባር ግንዳዕ ከም ዝነበረ ኣብ ደቀምሓረ ከም ዝተሰወአ እዮ ሓበረታ ዘለኒ ግን ንጽር ሓበረታ ኣይኮነን. መራሒ በጠሎኒ ከምዝነበረ ውን ተነጊሩና.ስለዚ እዚ ሸልሸል መራሒ በጠሎኒ ምሳኩም ዝነበረ ኣብ ግንባር ግንዳዕ ንሱ ዶ ይከውን? ንሱ እንተኮይኑ ከ ቅሩብ ብዛዕብኡ ክትነግረና ትክል ዶ? በጃካ ተገዲስካ መልሰለይ .ወዳሓንካ. ሰሰናዩ ኒሳልሳይ ግዘ እየ ዚሓትት ዘለኩ.
@user-oh5oj4zc8l
@user-oh5oj4zc8l 4 ай бұрын
C/l mulue geta teklesenbet bserawit futuw neru
@user-oh5oj4zc8l
@user-oh5oj4zc8l 4 ай бұрын
C/l mulue geta teklesenbet ab k/t 35 kab zneberu azezti beragid futuw azazi neru gele kab bariyatu abalatu nab tahadso msdad ayfetun eti .Ezi brged meten hayltat bqereba entekoynu mulue malti ab eaten gantatat endazere bqereba amegagbaka moralka xegemka zkatatl .hwusazazi Eyu ab wi a colona etom koblilom tebahilom teasirom zneberu ausurat agatami khalf Ms raywo raya---elom ma chederu shigara b steak gezau.sedidlom etom kemau zbelu.azezti btratka kemau ayshqun hade gze ab.gelaelo.nay.eten seleste beragid tray nerom ausurat nay raya Malet 2y brged gn ayneberen slezi neti serawit kab bmeqxaeti bmela khzo ydeli neru
@tumaygebre9487
@tumaygebre9487 2 жыл бұрын
100 part ketbxh alwa hzbi eritrea 🇪🇷 buzh eu zemhar zelo beflay kulu nay hemamay astwel
@binyamyemane5969
@binyamyemane5969 2 жыл бұрын
ሰላም ወዲ ሃይለ ናይ 42 ፓርቲ ብጣዕሚ ጽቡቅ ተሪኽኻ ቀዳማይ ኢድ ብወዓልቱ ዝትረክ ሓቅነቱ ኣዝዩ ውሑስ ስለዝኮነ የቀንየልና ንብለካ ናይ ኩልና ኤርትራዊያን ብፍላይ ካአ ናይ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነዛ ሃገረ ኤርትራና ክንመልስ ክብረታ ሉእላውነታ ባሕራን መሬታን እሞ ኻአ ናይዘለኣም ካብ ውሉድ ናብ ውሉድ ትሰጋገር ክብርቲ ሃገረ ኤርትራ ብዓወት ዘምጻናያ ኣዝና ንኮርዓሉን ንሕበነሉን ጂግና ወለዶ ኢና ። ኩላ ሓለፍታን ተጋደልታን ከም ማይን ጸባን ኮይና ነቲ ገድሊ ኣብ ፍጹም ዓወት ዘብጸሔት ብጣዕሚ ዘደንቅ ጂግንነት ሓቦነት ትብዓት ዝሰነቀ ክትዛረበሉ እውን ንባዕሉ ዘስደምመካ ጂግንነት ብምኳኑ ክብርን መጎስን ነቶም ገና ብሂወት ዘለውን ከም እውን ዘለኣለም ዝኽሪ ነቶም ዝሓለፉ ። እዚ ሓቂኛ ታሪክ ትስንዶ ዘለኻ ናይ ኩልና ስለዝኮነ ዓቢ ምስጋና ኣለና ። ሓንቲ ግን ሕጂ ከነስተብህለሉ ከለና ካብ ዝለዓለ ክስብ ዝተሓተ ኣባል ህዝባዊ ግንባር ብጣዕሚ ከመይ ጌሩ እዩ ክንድዚ ኣራእስ /ኣታሓሳስባ/ ሰባት ኣብ ሓደ ከተንፍሱ ጌሩ ። እዛ ስደራቤት እኮ ምስ ናይ ባዕላ ውልዳት ትበኣስ ዘይምስምማዕ ባህርያት ትገብርሲ ፡ ናይ ህዝባዊ ግንባር ዝገርም እዩ ብስኒት ብፍቅሪ ብሓልዮት ዝተነደቀ ። ወዲ ሃይለ ኣብቲ ዓቢ ናይ ኩልና ታሪክ ትትርኮ ዘለካ ገለ ገለ ከም ምስ መሳርሕትኻ ዘይምርድዳእ ኣብ ኩሉ ኣሎ ፡. ስለዚ ናብቲ ዓቢ ትትርኮ ዘለካ ከተተኩር በዚ ኣጋጣሚ ይላወበካ ። ኣደን ውላዳን ከማን ከይተባኣ ኣይውዕን እዮም ነንዶ ብዝመሸ መጺኡ ኣብ ሓደ ተጠርኒፉ ክሳብ መስዋእቲ ዝሓትት ብሓንሳብ ክሰርሕ ። ደጊመ ግን ንህዝባዊ ግንባር የደንቆ ።
@kidaneserteyonas1939
@kidaneserteyonas1939 2 жыл бұрын
Wedi Haile, we know that wuchu have positive and Negative sides in his military roles, the positive sides are as u know he is brave well known leader i and popular by his comrades those who and
@kidaneserteyonas1939
@kidaneserteyonas1939 2 жыл бұрын
Under his adminidtration,And his Negative sides were he was Drunker and more cheater with different fighters and finally he he became Hiv cares that shorten his life. May God Rest him in peace.
@yemanegebremedhin1841
@yemanegebremedhin1841 2 жыл бұрын
ኣንበሳ ወዲ ሃይለ
@mulugetaembaye2151
@mulugetaembaye2151 2 жыл бұрын
I wish mesfun hagos come clean to tell us the truth but the truth
@ademabdela5539
@ademabdela5539 2 жыл бұрын
Merhaba kubur abo abshirka
@abdellachelsawi2068
@abdellachelsawi2068 2 жыл бұрын
Selam jernal tekste haile eza zehatka zelku huto 4 gize hatitka zekone melsi ayhabkanin Wedi afa 1987 teswiyu esyas aforki eyu ketliwo yebhal haki deyu asfih abilka melsley
@Eri-blue
@Eri-blue 2 жыл бұрын
1985, one of the killers is coloniel RUESSOM wedi mergano ybahal kabtom ab sembel neferti zekatselu. Wedi afa was a hero. wedi mergano nay sleyan afann alo hji
@betizehabeniagube.3997
@betizehabeniagube.3997 2 жыл бұрын
Selam neakum sened Tv hto hatite neyre gin kmleseley eykealen. Mnalbat zeyfelto kikewin ykeal eu Ms nay menka znebere asur poletika Mesih Rusom Bmtay kemzimete zkone habereta yeblnan Aflto tehaliwo khbreni Bthtna ymhten
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 жыл бұрын
selam kubur Haw Hawti bezaEba teHato zeleKa tezeribulu eyu. ab zHalefe kefal temeliska reyo.
@user-pg1nl1mg4v
@user-pg1nl1mg4v 2 жыл бұрын
Respect ወዲ ሃይለ
@keseteyakob5895
@keseteyakob5895 2 жыл бұрын
Gigna abona niberelna
@michaelmedhaniehabte7968
@michaelmedhaniehabte7968 2 жыл бұрын
ክቡር ሐውና ብርጌደር /ጀ ተኸስተ ሃይለ ክብረት ይሃብኻ ስነ ፍልጠታዊ ለባም አታራርኻ ታርክ ውዕሎ ጀጋኑ ብጾትኻ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ቀሪብና ኢያ ውዕለት ስውአትና ነበርቲ ተጋደልትናን ህዝቢ ኤርትራ ንበርልና።
@robelmehretab9442
@robelmehretab9442 2 жыл бұрын
God bless you hero ...lion
@tesfa7382
@tesfa7382 2 жыл бұрын
Nabka Ktwe Kefyuwo miskinay Bota Aymerexkumn
@joehatu7130
@joehatu7130 2 жыл бұрын
🌹🌹🌹Wedi haile Jegna🌹🌹🌹
@eritreakoekoe1887
@eritreakoekoe1887 2 жыл бұрын
Kubur Haw TEGADALAY B/G wedi Haile, BaAl WUCHU meste edna setyu( ab ageba meste kseti dengu u y atu ,meste set u azizu)zet Halafnetwi sirah enda serHu, hiwet TEGADELTI ab Hadega ( direct and indirect). Entay fuluy kElet sle zelewo shelel tbahilu, walas eti ganin Adi halo ab u kof abilwo?
@teshememsgane3008
@teshememsgane3008 2 жыл бұрын
ኢዚይ አብ ስእሊ ንሪኦ ዘለና ርእሱ ብርሕ ዝበለ ተጋዳላይ መን ኢዩ ንጎሩና ምስ ናይ ይቅረቱኡ
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 28 күн бұрын
ሙልጌታ ገብረህይወት (ራያ)
@zekariassahle5979
@zekariassahle5979 2 жыл бұрын
Selam B/G Tekeste Adaylo kab tio nmrab zey konet nab debub eya trkeb kal btami xbuk tarik
@mulugetaembaye2151
@mulugetaembaye2151 2 жыл бұрын
What a memory አዋይ ናይ መዘኻር ተመከሮ
@tekluberhane1517
@tekluberhane1517 2 жыл бұрын
Zeleni akbrot luul koynu bzeaba BEREKET (fenji) gele belena nmzkkarye
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 2 жыл бұрын
እንቃዕ ሰላም መጻኻ ኣያና ብ/ጀነራል ወዲ ሃይለ መመላእታ ኣላትኒ ነቶም ምኽትላት ሓለፍቲ ግን ኣብቲ ምጥቃስ ኣስማቶም ይጥቀሱ የለውን ኣብዝቅጽል ኣሽማቶም ክጥቀሱ ንደሊ ኣለና
@tesfittekle7535
@tesfittekle7535 2 жыл бұрын
ሰላም አምላኽ ምሳኹም ይኹን ። ራያ ምሉእ ጎይታ እዪ ዝባሃል አብ 2000 ዓ/ም ምስ ምቋም ክ/ስ 35 መራሒ 2 ይቲ ብርጌድ ዝነበረ ።አብ ገልዓሎን ከባቢኡን ንሱ እንተ ኾይኑ ካብ የማነይቲ ኢዱ እታ አመልካቲቶ አጻብዕቱ ቆራጽ።
@adhanomdebas5512
@adhanomdebas5512 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽብቕ መደብ ጥዖ መኣስ ኢያ ናጻ ወጽኣ ሃወይ 27/3/1991 ተሰዊኡ ምስዚ ትብሎ ዘለካ ሓደ ዶ ይከውን
@eyobsolomon8115
@eyobsolomon8115 2 жыл бұрын
Nay raya mulu shamu conerel mulugeta gebrehiwet yabehal
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 2 жыл бұрын
ኩቡር ታጋዳልይ ወዲ ሃይለ ስላምምም
@deretalbo9681
@deretalbo9681 2 жыл бұрын
Enqae bdehan metsaekum kuburat !!
@danielmehari235
@danielmehari235 2 жыл бұрын
Kubur B/G T/H 1/42 bxmona tekatatile aziy des zbl agalalxa kemeti zbelkayo tarik 2 gexa alewo ati xubuq nsabo ati hmak kea nemharelu. Admen teana yehabka fetari
@user-jo8km1kv5r
@user-jo8km1kv5r 2 жыл бұрын
ይዝከረኒ መልእክቲ ወዲ ኤፍሬም " ጽባሕ ሰዓት 6 ወፍሪ ምብራቅ ናትናን ወፍሪ ተድሮስ ኢህወደግን ክጅምር ስለ ዝኮነ ናይ ቅድሚት ስለያታት የሕሊፍኩም ሕደሩ "ትብል
@grmeso6369
@grmeso6369 2 жыл бұрын
Kixef nay Birgeder General ezi zemxio document nay bihaki jigna
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview   Part 43   December 24 - 2021
1:23:00
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 48 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview  11 March 2022    Part 48
1:15:44
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 30 М.
1❤️
00:17
Nonomen ノノメン
Рет қаралды 13 МЛН
DO YOU HAVE FRIENDS LIKE THIS?
00:17
dednahype
Рет қаралды 81 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 28 МЛН
Tv Sened  BG Tekeste haile Interview   5 March 2022    Part 47
1:24:00
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 41 М.
1❤️
00:17
Nonomen ノノメン
Рет қаралды 13 МЛН