ስነ-ጥበበኛታት ትግርኛ ናበይ ይመርሑና'ለዉ፧

  Рет қаралды 212,677

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

4 жыл бұрын

ድኻም ስነ-ጥበብ ሃገርና ካበይ እዩ ዝብገስ፧
ስነ-ጥበበኛታት ሃገርና'ኸ ናበይ ገጾም እዮም ዘጽድፉና ዘለዉ፧
© እዚ ቪድዮ'ዚ ንሓፈሻዊ ስነ-ጥበባዊ ገምጋም ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ኣብዚ ቪድዮ ዝተጠቀምናሉ ሓጸርቲ ቪድዮታት ወግዓዊ ዋንነት ዝተፈላለዩ ስነ-ጥበበኛታትን ትካላትን እዩ።
Interview with Eritrean artist Nehmia Zeray - Part 2 - RBL TV • Interview with Eritrea...
Produced by; Mahder-Production
Subscribe here; / mahderproduction
Facebook; Mahder-production / mahderproduction
Facebook; ዳኒ ወዲ-መምህር profile.php?...

Пікірлер: 1 900
@farklaentertainment4529
@farklaentertainment4529 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ የ ዝድንቐካ ክጽበየካ ግዜ ነዊሕኒ ናዓይ ጥራይ ዲዩ ዋላ ንኹሉ ዩ ትጽቢት ዝነውሖ 👍🏻👍🏻
@user-qs3er8hh8k
@user-qs3er8hh8k 4 жыл бұрын
ክገርመካ ኣነ ድሕህሪ 2010 ዝወጸ ደርፊ ሰሚዐአ ኣይፈልጥን ብጀካ ናይ ኑጉስ ኣባዲ ዞማይ ማለትዩ
@almazmedhanye9481
@almazmedhanye9481 4 жыл бұрын
Good job God please you 👍👍👍
@faniasli3707
@faniasli3707 3 жыл бұрын
ንኹልና ኢዩ ወገነይ
@adyt9488
@adyt9488 4 жыл бұрын
መዘናካ ኢየ ዝከውን ብዕድመ ግን ካባካ ቡዙሕ ተማሂረን ቡዙሕ ይጽበ ኣለኩን ብሃንቀውታ ኢየ ዝጽበየካ በርትዕ ኣጆካ ላይክ 1 ሓንቲ ኮይና ትፍቀድ እንበር ብዘይ ቁጽሪ ምፈነኩልካ እቶም ተድንቁዎ ኣብዚ ውስኩለይ።
@kiflomchanel2962
@kiflomchanel2962 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ፡ እቲ ከሕልፎ ዝደሊ መልእክቲ ብንጹር ዘመሓላልፍ ትኩር ተባዕ ሰብ።
@hagosgerezghier948
@hagosgerezghier948 4 жыл бұрын
ኣቤት ንአሽተይ ወርቂ ቀጽሎ በዚ ኣተሓሳስባኻ ኽንዲ 10 ደረፍቲ ኢለካ ኣለኹ ሶሪ አንድሕሪ ኣዉሒደሉ ላይኽ ጌርኩም መልኡሉ
@selamnaybzih1373
@selamnaybzih1373 4 жыл бұрын
ኢንታይ ኪንዲ 10 ዳኣ ክንዲ ክሎም ኢንበር፡
@wedidemaskahsay9069
@wedidemaskahsay9069 4 жыл бұрын
ካብ ብሱል ጥረ ከም ዝበሃልል ከማኻ ዩ ብዝኮነ ባህልን ሕብረተሰብን ክትዕቅብ ላዕልን ታሕትን ምባልካ ልዑል ምስጋና ይኩንካ ""
@robitete3838
@robitete3838 4 жыл бұрын
*መሐጎሰይ ወዲ መጺኣ👍👍👍ነዚ ወዲ ዘሕቢ👍😘*
@Tomas-ph3vj
@Tomas-ph3vj 4 жыл бұрын
The gunner
@stevenalie3579
@stevenalie3579 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ናትካ ነገር ኩሉ ኢዩ ተሓዋዊሱኒ IQ ናትካ ክግምቶ ኣይከኣልኩን ምስ ነብስካ እንተተላሌና ግን ደስ ምበለኒ ፍቃደና እንተኮንካ ኣብዚ ትሰማምዑ Like!!!
@wedigilay3419
@wedigilay3419 4 жыл бұрын
ዳኒ መጀንበርያ ከይ ኣመስገንኩካ ክሓልፊ ኣይደልን ኢየ፡ ብጠዓሚ ዝድነቅ ስራሕ፡ ንዓና ዳ ሽዱሽተ ዓመት ሙሉእ እዚ ጠፍናቅ ነሽነሽ ስነ-ጥበበኛታት ክከብሩ ኣለዎም እንዳበለ ዋላ ኡይይ እናበለ ዝመጽ ጽቡቅ ስራሕ ኢልና ነፋንዎ እንተ ሎሚ ግን ይምጹ ጥራሕ ኢሞ!
@user-kp8hf6mi7c
@user-kp8hf6mi7c 4 жыл бұрын
ክክክክክክክ ስሓቕ ሞይተ ነሽነሽ ጠፍናቕ።
@semerezeresenay966
@semerezeresenay966 4 жыл бұрын
ክክክክክክ እውይ ስሓቅ ሞይተይ
@kesetegeresus6837
@kesetegeresus6837 4 жыл бұрын
ፉጹም ዘዕበዶ መንእሰይ ኢየ፡ wedi Gilay moyta shak hji yemxu teray 😂
@freshkorkemeydikanaylbeyme3344
@freshkorkemeydikanaylbeyme3344 3 жыл бұрын
Kkkkkkk
@eritreaadey4672
@eritreaadey4672 4 жыл бұрын
Nay Milen haylu kea amxealna Ab natey hasab zelkumi Like 👈
@amanholland2485
@amanholland2485 4 жыл бұрын
Eritrea adey ንሚልዮን ሃይሉ ደኣ እንታይ ኢሉ ዩ ሞ ከምጸኣ ምክንያቱ ደራፊት ኣይኮነትን እንድሕር ከም ደራፊት ኢልዋ ንሳ እንተ ሰሚዓቶ ከይደቀሰት ክትሓድር ያ ምሓጎስ ቀንጠስ ጠስ ክትብል።
@tobikudu5513
@tobikudu5513 4 жыл бұрын
Bzaeba Milien kzareb zkel eritrea yele , berke kab kab snetbeb eritrea 10 amet halifatom sle zela
@bmenetlovemomona5588
@bmenetlovemomona5588 4 жыл бұрын
@@amanholland2485 kkkkkkkkk
@habtemariamefrem7277
@habtemariamefrem7277 4 жыл бұрын
Kulen denakureyen kab 0 .0 eyen bahlina bo kibretnan yehwatnan abalashinana tekelika tezey koynu kum neger zey bilen ::
@kidanegerezgiher2331
@kidanegerezgiher2331 4 жыл бұрын
ወዲ ኣፈወርቂ ን,ናይ ሎሚ ደረፍቲ ከመይ ትገልጾም ምስ ተሓተተ ዓዉ ኢልካ ዘረባ እኮ ኢልዎም ።
@eseyashayie8020
@eseyashayie8020 4 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ፡ ሓስባትካ ኣገላልጻካ ሒዝካዮ ዘልካ ኩርናዓት ስነጥበብ ሃገርና ከመይ ኣሎን ናበይ ኣንፈት ይከይድ ኣሎን ብጣዕሚ ክድናቅቀካ ይፈቱ ፡እንተኮነ፡ግን፡ብዘይ ጸርፍን ምስትንዓቅን እንተ፡ዝከውን ክደንደይ ጽቡቁ ምኮነ ፡ምስቲ ዘለካ ብቅዓት ኣብ ጥበብ ዘለካ ክብርታትን ፡ኣብቶም ትንቅፎም ዘለካ ሰባት ብክብረት ምዝከውን ።ክትዓቢ ከምትክእል ርግጸኛ የ ።
@elenmehari6825
@elenmehari6825 4 жыл бұрын
ሃቅካ ንስካውን ኑፉአ ምስትብሃልካ ስለዚ ካብ ጸርፊ ምአራም የፍሪ ኣምላክ ምስትብሃል ይሃበና
@elenmehari6825
@elenmehari6825 4 жыл бұрын
ሃቅካ ንስካ አዉን ሰለቲ ሃልዮትከን ጹቡቅ ኣለካ ምጽራፍ ጹብቅ ኣይኮነን ኣይምህርን አዩ ኣምላክ ምስትብሃል ይሃበና
@ghebremichael5965
@ghebremichael5965 4 жыл бұрын
ንስኻ ንናይ ነህምያ ሃበስቀደስ ደርፍታት እንታይ ኢልካ ከምትገልጾ ምፍላጥ ስኢንካ ኣለኻ፡ ኣነ ከኣ ንዓኻ ከመይ ጌረ ሓኒቐ ከም ዝስዕመካ ጠፊኡኒ ኣሎ። እስከ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ኢለካ ኣለኹ። ገለ ቁምነገር ይሰምዕ ኣለኹ ካባኻ እሞ እንተሰሰነ።
@mussietesfatsion3757
@mussietesfatsion3757 3 ай бұрын
ንድሕሪት ይመልሰካ ዳኒ ሓወይ ናይ ቀደም ደርፊ ዘይድገም ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
@zyadamillion2821
@zyadamillion2821 4 жыл бұрын
ማዕረ ክንደይ ደናቁር ሰማዕቲ ምዃና ኣፍሊጥካና። ቀጽሎ ዳኒ ወዲ መምህር
@filimonmhari4563
@filimonmhari4563 4 жыл бұрын
Nay behqi
@internetmoney9003
@internetmoney9003 4 жыл бұрын
@@filimonmhari4563 AGREE WE NEED TO SHARE SHARE THIS TO PROMOTE A LOT
@user-mz3py7hz1p
@user-mz3py7hz1p 3 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክክ
@Moshe911
@Moshe911 4 жыл бұрын
እዚ ሰምዐን ናብ ደርፊ ዝምልሳ ኣይምስልንን ቅጽሎ ዳኒቾ ብራቮ
@samuelyemane3895
@samuelyemane3895 4 жыл бұрын
Haqi eyu zehawey
@user-eq9xz2vn4x
@user-eq9xz2vn4x 4 жыл бұрын
Ezias hakika aleka bro bal abeba haile enka halewalna bhiwet nezi msmian gin yhzneka
@awet2111
@awet2111 4 жыл бұрын
Smart enough ... Perfect flow ብዛዕባ እዚ እናጠፍአ ዝኸይድ ዘሎ ወግዒ ባህልና ከኣ ፍሉይ መደብ ተተቅርብ ደስ ምበለኒ። Hit like those who are interested !!
@edenb9403
@edenb9403 4 жыл бұрын
Broo I am amazed by your mindset and your analysing skills. Keep up the good work we love you♥️
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 4 жыл бұрын
ዳኒ ቦይ እንተ ነወሐስ ኣብ ክልተ ሰሙን ቕልቅል በለና ጹቡቕ መደብ
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
ንሀምያ ገርሂ ስለ ዝኮነት ኢያ ኩሉ ደርግሓቶ ኢበር ካብኣ ዝገዱ ብዙሓት ኣልው
@kidaneesak2540
@kidaneesak2540 4 жыл бұрын
ንዕቀት ስለ ዘለዋ እንበር
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
@@kidaneesak2540 ኣይፈልጣን ምባል ይሕሸካ/ኪ መተኣብትና ኢያ ኩሉ ነገራ ወደዎዶ ኢያ
@eri-binit6226
@eri-binit6226 4 жыл бұрын
gal sle zkonet ms thleqla aleki awald zblkun ko baeee dehar kea alewa zeytbli alewu tbli baeee!!
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
@@eri-binit6226 ይክረታ ብካልእ ኣይትረድኣዮ ንኩሉ ስለ ትውክል ኢየ ንወዲ ኣይበልኩ ንጋል
@eri-binit6226
@eri-binit6226 4 жыл бұрын
@@adiamabay6731 Kkkkk adu ktsaweteki ele eye shkorina hafti
@onemsproduction5915
@onemsproduction5915 4 жыл бұрын
ምስ ዝኮነት ጻህያይ እንዳኣረየት ትደርፍ ኣደ ክወዳደራ ኣይክእላን ኢየን ዳኒ ሽኮርርር
@namenteklit258
@namenteklit258 3 жыл бұрын
ክክክክክክ
@negashyosef1790
@negashyosef1790 4 жыл бұрын
ንመጀመርታ ሓቂ ድዛረብ ሰብ ኣጋጢሙኒ እንጀራ እዝጊ ብላዕ
@somayzhageru3262
@somayzhageru3262 4 жыл бұрын
Ata nska belih eke like eske habuley
@henokrobial8618
@henokrobial8618 4 жыл бұрын
Kulu.mablu.beka
@wedisequar8312
@wedisequar8312 4 жыл бұрын
u re the one ,who protects our culture. our identity too. keep it up dani
@user-tl5ed3lc8h
@user-tl5ed3lc8h Ай бұрын
እኔ የኢሮብ ልጅ ነኝ ንሀምያ በጣም ነው ይማደንቅሽ እና እወድሻለሁ ❤❤
@hafsh7045
@hafsh7045 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk ኣታ አዛ ወዲ ከንድይ ተብልሓ ኒ ዳኒ ዘፍቱ ባ ልካ ሃቡነ
@faniasli3707
@faniasli3707 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 4 жыл бұрын
ኣነ ውን ከምዚ ከማካ ተውህቦ ኔሩኒ ግን እዛ ሕፍረት ትብሃል ክሳብ ሎሚ ምብላይ ኣብያትኒ ኣላ።ጽቡቅ ቀጽሎ ኩላትካ ሓደ ኣይትኩን ኢዩ።
@begemdr502
@begemdr502 4 жыл бұрын
ኣጆዃ ተጸሚምካ ጀምራሞ ክነተባብዓካ ኢና ክቡር ሓው!
@fnantsegay4230
@fnantsegay4230 4 жыл бұрын
Ageka hawna aythfer kntababaka ina
@user-ws3cw2wz3b
@user-ws3cw2wz3b 4 жыл бұрын
ዝነቃሕኩ ዩ ዝመስለኒ ኔሩ ግን ወይከ😁 ትምርትኻ ይኽሰተልካ ኢልኩም ጥራይ መርቁኒ ቤላ መምህር ኢየ ረኺበ ዘለኹ። ጽቡቅ ትንታነ ዝሓወይ ከማኻ ይብዝሑልና መጻኢና ንክጽብቅ።
@zebibtesfagaber1583
@zebibtesfagaber1583 4 жыл бұрын
የማነ ባርያ የማነ ባርያ hawey mearey ane keman kemaka xubuq memhr rekibe aleku tmrtna ykdetlna 🥰🤗
@user-ep1ym9wr6c
@user-ep1ym9wr6c 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ኣገላልጻ እዩ ። ናይ ብሓቂ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ እካ ተዛርቢካ so ቀጽለሉ bro
@t.274
@t.274 4 жыл бұрын
Bravo!! ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ክቡር ሓወይ!👍🏻✌🏻
@PhilmonGiggs11
@PhilmonGiggs11 4 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኮይኖም ወትሩ ዘሳቕዩኒ ነገራት ኢኻ ትዛረብ ፡ ቀዲምካኒ እየ ክብለካ ዝኽእል 🤷🏾‍♂️. ጅግና ቀጽሎ 👏🏾👏🏾👏🏾
@hierman3521
@hierman3521 4 жыл бұрын
በሊሕን መስተውዓልን ተስፉ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ
@user-vk8hh4ib4t
@user-vk8hh4ib4t 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሊጽ ስርሓ፡ ኣብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኮርናዕ ኢኻ ኣቕሪብካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩኸይ።
@robeltesfamariam1246
@robeltesfamariam1246 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓዊ ሰላም ኣብ ምሉእ ሂወትካ ይምነ። ቀጺለ ንትንታነኻ ኣይጸላእኩዎን ፡ነግር ግና እቲ ዝርዝራትካ ፡ ክብርታት ደረፍቲ ዝሓለወ ክኸውን ይምሕጸነካ። መኽንያቱ ክትእርም እንተደኮይናካ ብትሕትናን ኣኽብሮትን ክኸውን ከሎ ተመራጺ ኢዩ። ዝንጠላን ምንኣስን ግና ካብ ከሰጉም ጽጉምትኻ ሓሊኹ ኢዩ ዘትርፈካ።
@lidyagebru2860
@lidyagebru2860 4 жыл бұрын
Haki sle zkones meraem ayedlyoen eyu haqi zey fetu telyu kea may giru yewrdoe
@semeremadhanie4521
@semeremadhanie4521 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽብቅ ኣጋላልጻ ለሚ ደረፍቲ ዝባሃሉ ይለውንን ከሞእ ጊርካ ኣባራሮምም ዛዓርከይይይ
@tekahadgu5941
@tekahadgu5941 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ በርትዕ ከኣ ከማኻ ይብዝሑ ኽቡር ሓው።
@samrayeri4213
@samrayeri4213 4 жыл бұрын
ኪኖ ጅግና መግለጺ የብለይን ። ከም ወትሩ keep it up !!
@brahimtikgfj1652
@brahimtikgfj1652 4 жыл бұрын
ዳኒ ዳኒ ብልሕኻ መትሓዚ ተሳኢንዎ በሎም ጨፍጭፎም ንባህልናን ሕብረተሰብናን ዝዘርግ ሕማቅ ትምህርቲ ሒዞም እንዳመጹ ከሕሙሙና ኣይኮኑን ኣጆኻ ዝተሰማካን ዝረየካን እንዳገለጽካ ካብ ምኻድ ኣይትሕመቅ ነቶም ከየስተብሃልና ንሰሞዖምን ንድግኦምን ንኽንፈልጦም ስለ ዝሕግዘና ኣብ ዘይከውን ሞራል ምሃብ ማለት ንነብስኻ ምትዕሽሻው እዩ ,, keep it up dani bro
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 4 жыл бұрын
ብራቮ ቀጽሎ። ተስፋ ካባና ካብዞም መንእሰያት እዩ (20-30) እንተዘይኮይኑ ናይሎሚ ዓበይቲ ጨዉ የብለሙን።
@biedlubigoyta2578
@biedlubigoyta2578 4 жыл бұрын
ጎበዝ ጺቡቅ ሲራሕ ሰሪሕካ ናይ ኩሉ ሊቢ ረኪብካያ ሎሚ ቀጺሎ በርትዕ ሓመድ ጊበሮም ኪመሃሩ
@ruthhabtezghi9542
@ruthhabtezghi9542 4 жыл бұрын
U r so smart... keep up the good work...this will make them work hard and be serious in their work
@shewiteyentertaiment5757
@shewiteyentertaiment5757 4 жыл бұрын
ዋውው ኣገላልጻኻ ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽለሉ ኢየ ክብለካ ዝደሊ ስነ ጥበበኛታት ሃገርና ውን ነዚ ተረዲኦም ኣስተውዒሎም ኣብ ተግባር ከውዕሎ ይላቦ
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 жыл бұрын
ኣታ ዳኒ ንስካስ ፍሉይ ኢካ ዘይተራእየ ኩርናዕ እትርኢ በሊሕ መንእሰይ ኢካ ኣጆካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@user-qc6di1bx3x
@user-qc6di1bx3x 4 жыл бұрын
እዝጊ ኣዛሪቡካ ዳኒ ዓርከይ ፡ ሞያ ተውህቦ ድኣ እምበር ፡ ሞያ ብገንዘብ ክግዛእ ከም ዘይኽእል ጽቡቅ መልእኽቲ ኢኻ የሕሊፍካልና ፡፡
@helenlove6048
@helenlove6048 4 жыл бұрын
Atum sebat bejakum nestewel ezi wedi hadegena seb eyu Eritrea kem hager kthlu zeydeli netom tsfuwat meneseyat tesfa aqurixu Hasab tgray tgrni keselasl zrhx zelo bdhrit xahafti zelewwo bzeyka hmaq goni xbuq kbl zeyteadele nnebsu kem felat zhasba nay atehasasba xegem zelewo seb eyu metaqeeti aynkun nestewel
@helenlove6048
@helenlove6048 4 жыл бұрын
@naznet samuel you are right
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 4 жыл бұрын
@@helenlove6048 men etom xihfom zihbwo
@NaxaBlessed
@NaxaBlessed 2 жыл бұрын
Keep it up,degafitkaye.abaka bruh mexai iye zrie.Tesfa zelewo mensey.egziabhier ybarka,cegiu yebzhalka ❤️🙏.
@soliyefkrzna3637
@soliyefkrzna3637 Жыл бұрын
ብሓቂ ወዲ መምህር ጅግና ኢኻ🔥
@kunijikunini5797
@kunijikunini5797 4 жыл бұрын
I cant imagine how much effort u must 've put in preparing this detailed,enriching and eye opening analysis.Hope u continue doing such videos.I really hope u wont lose track and get distracted.I cant stress that enough
@amanselomona2273
@amanselomona2273 2 жыл бұрын
4Yyy,
@lillaycaptain3323
@lillaycaptain3323 4 жыл бұрын
ንኺድ ጥራይ ወዲ መምህር ! ብፍላጥን ዘይፍላጥን ንሕብረተሰቦም ዝብድሉ ዘለዉ ስነ ጥበባውያን ኢና ዝብሉ ሸጥ ሸጥ ኣብለሎም ኢኻ።ብሰንኮም ምስ ናይ ሕጂ ደርፍታት ዝተባእሰ Like # ረጊጹ ይሕለፍ፡፡
@crownstore4897
@crownstore4897 3 жыл бұрын
Wow! your really good. I am glad your teaching to deep to our people.All the best.
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 4 жыл бұрын
በሊሕ መንእሰይ ጽቡቅ መደብ ቀጹሎ ኣብ ጎንካ ኣሎ ኩሉ ህዝቢ። ዝባን እዝኒ በለለልና ። ክብርት ያሃብካ ሃየ ኩሉና ንታባባዓዮ።
@bereketmehari9071
@bereketmehari9071 4 жыл бұрын
ኣፍሊጦ ሰባት ንምዕባይ እትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ ልዑል እዩ። ቀጽሎ ዝሓወይ።
@bsrathabtemariam719
@bsrathabtemariam719 4 жыл бұрын
bereket mehari
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 жыл бұрын
መጸ ሕጂ ከኣ ጽረጎም ተኽላይ 😂😂🤣
@yonatangebremichael3396
@yonatangebremichael3396 4 жыл бұрын
ነቃፊ ዩቲዩብ ናሆም ፊያካ ኢየ 😂😂😂😂
@habenmhretab5811
@habenmhretab5811 4 жыл бұрын
ኔውበሎም ተኽላይ እምበር ክክክክክ
@LOVE-yw3tv
@LOVE-yw3tv 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣😂☺️😂🤣😂
@Fache.
@Fache. 4 жыл бұрын
Batanom teklay enber he is smart
@weldayoubuya903
@weldayoubuya903 4 жыл бұрын
ክክክክክ ንየው በሎም ተክላይ ክክክክክክ ሞይተ ብስሓቅ
@musiekibrom2055
@musiekibrom2055 4 жыл бұрын
Preach May man PREACH I always argue with my friends about this point Thanks for Explaining. Keep up
@smonmehari9667
@smonmehari9667 4 жыл бұрын
መሕጎስ ወዲ ብጣዕሚ ንፍዕ ኣምላክ ይሓግዝካ ዳኒ
@samialtekle6120
@samialtekle6120 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣግላልጻ ጠቃሚ ሕብረተሰብን ሰነ ጥበበኛታትን ከይኮነ ኣይተርፍን እዩ። ቀጽሎ ንፉዕ
@muuzmulue7703
@muuzmulue7703 4 жыл бұрын
መሐጎሰይ ኣቅሲንካኒ ሎሚ፡ ብፍላይ ብዛዕባ እዘን እንታይ መልአኽቲ የሕልፋ ዘይፈልጣ ጥራይ ነብሰን ጢልጥል እንዳበላ ዝመጻና ዘለዋ ዝሃብካዮ ንቅፌታ።
@issackteweldebrhan7544
@issackteweldebrhan7544 4 жыл бұрын
እዚ ወዲ ፍሉይ IQ እዩ ዘለዎ ኖርማል ሰብ ኣይኮነን!ዕድመን ጢዕናን የሃብካ ፈጣሪ!
@blackstar7660
@blackstar7660 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ሓወይ ናተይ ዝነቕፎም ስለ ዝሳኣኑ እዮም።
@jhonfors6472
@jhonfors6472 4 жыл бұрын
መጺካለይ ዶ መጺካለይ ዶ ክጽበየካ ኣታ ንስካስ ፉሉይ ኢካ ከማካስ ኣብዚ ግዜ እዚ ይርከብ ኣበቲ ኮይኑ በቲ ኣነ ብካ ተጸሊለ ኢየ 1 video ናትካ ብውሑድ 3-4 ግዜ ኢየ ዝሰምዕ Thanks ናይ ሎሚ ብሉጽ ትምህርቲ ኢዩ ነሩ ኣጆካ ንስካ ካኣ ከይተክፋና ሰናይ ቅንያት **************በይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
@teklefutsum242
@teklefutsum242 4 жыл бұрын
ፍቅሪ ኢዩ መንገደይ kakakakaka
@loveeri2311
@loveeri2311 4 жыл бұрын
Mexhafti gda zeytenbb kab nay mwrad nseb des eiluka 3.4 gzie tseme asha
@solomontesfay3615
@solomontesfay3615 4 жыл бұрын
nay bhaki xbuki alka brbo
@djagelpazar8052
@djagelpazar8052 4 жыл бұрын
i don't know where are you,and I don't know what is your profession bro.but I really wants to appreciate you for the topics you pick and criticising them professionally.keep going bro tell your people the truth, and at the same time remind to those who seems they know everything while they know nothing. thank u!!!!!!!!!!
@satrebsahil5090
@satrebsahil5090 4 жыл бұрын
ተባረኽ ጥዕና ይሃብካ ለባም ኢኻ እሞ ግርም ጌርካ ኣምእዝኖም ዳኒ።
@eritrean3975
@eritrean3975 4 жыл бұрын
Nay Lebey gelitskayo. Keep up the good work. Just found u and subscribed
@desalekahsay7504
@desalekahsay7504 3 жыл бұрын
ኣነ ክስሕቕ ጥራይ እየ ድደሊ እንተ ንስኻ ሞ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ኩሉ ነብስኻ ነብሪ ኢለካ ኣለኹ
@er2531
@er2531 4 жыл бұрын
*ብራቦ እንታይ ኢለ እሞ ሪኢቶ ክጽሕፍ ኩሉ ገሊጽካዮ ኣደ ወሊዳ ትምከን ወላዲትካ ብኣካ ትተሓጎስ ነዚ ህዝቢ ንምንቃሕ ዓቢ ተራ ኣለካ እሞ በርትዕ ወዲ መምሂርኖ ነብሲ*
@abelkiflai6567
@abelkiflai6567 4 жыл бұрын
ከይ ተረዳኣካ ኢኮ ጺሒፍካ ክክክ
@yohannakidane9127
@yohannakidane9127 4 жыл бұрын
Leke wdi memhr koynu eyu btami nkuh
@henrytedros9933
@henrytedros9933 4 жыл бұрын
Wawa I love bro keep helping all of us 😍😍😍😍. Thanks bro
@nugusehagose251
@nugusehagose251 4 жыл бұрын
ዳኒኤል ናይ ብሓቂ መስተውዓሊ ተባዕ መንእሰይ ኤርትራዊ ከማካ ኣይራኩን እዚ ትገብሮ ዘልካ ብጣዕሚ ኣገዳሰን ንቅሓት መንእሰያት ዘበርኸን እዩ
@filmon4597
@filmon4597 4 жыл бұрын
“Keep going” Bravo 👏🏻
@aloniabo7466
@aloniabo7466 4 жыл бұрын
አንቃዕ መጸ መጸ (ኣጽረዮም መጸ )። 10000000000000 Like
@HabeHabe-wm9dy
@HabeHabe-wm9dy 2 ай бұрын
Naybhkiii Abe whshteyyy zehasbooo hasabttt aka teglxooo zelkaaa thank you bro
@zarahiwet1
@zarahiwet1 4 жыл бұрын
ብሉጽ ኤርትራዊ፡ ስለ ሕብረተሰብ ምግዳስካ ብጣዕሚ ልቦናኻ እግዚኣብሄር የስፍሕ ፡
@solomonberhane7568
@solomonberhane7568 4 жыл бұрын
That's why i like old songs. Keep it up bruh 🤛🏾
@majormajor782
@majormajor782 4 жыл бұрын
ሰኣን ከምዚ ጌይሩ ዓገብ ዝብል ሰብ ስነ-ጥበብ ሃገርና ኣባላሾሞ ሕጂ ተስፋ ይገብር መስመሩ ክሕዝ። ኣጆኻ ብቀጻሊ ተዓጻጺፍካ ምጻና።
@mosesthomas8697
@mosesthomas8697 4 жыл бұрын
You are the rising star brother. Thank you for your contribution.
@huruyberhane3622
@huruyberhane3622 4 жыл бұрын
I like your analysis about art.really I appreciate you, just go ahead !
@user-di3up1cg3j
@user-di3up1cg3j 4 жыл бұрын
ኣንታ ጅግና ኣጆካ ቀጽሎ ብራቦ
@MM-yi4dg
@MM-yi4dg 4 жыл бұрын
ዝሰምዕ እዝኒ ድኣ የብሎምን እምበር በሎም ቀጥቅጦም ! በዞም ናይ ሎሚ ደርፍቲ እኮ እዝንና ጸሚምና 🙉
@abanobkb1238
@abanobkb1238 4 жыл бұрын
xubuk gelixkayo gin nkulom nay lomi derefti elka aytdemdm whudat kem beal wedi tkabo ke
@laineberhane1349
@laineberhane1349 4 жыл бұрын
Who do you to blame for?
@MM-yi4dg
@MM-yi4dg 4 жыл бұрын
Kbreab Habtu Wedi Tikabo nay heji zeykone, ezi KZfaq zebhal kab zejmer ayneyti derfi ala wedi tikabo zeserha.... ember komes hakeka
@meronmarro5217
@meronmarro5217 4 жыл бұрын
@@abanobkb1238 haaaaa ata kbretey wedi tkabo nay lomi d u dhri 2009 zmoxu eyom eko kulom bakotat
@zakitewelde6851
@zakitewelde6851 4 жыл бұрын
ክድነቕ ዝግብኦ ሰብ ናይ ብሃኪ ንፉዕ ሰብ፡ kepp going brother GBU.
@anbeswedi1360
@anbeswedi1360 4 жыл бұрын
Go ahead bro i can't wait to hear your next video
@yasminlove5351
@yasminlove5351 4 жыл бұрын
ናይ ለሚ ሰነ-ጥበኛታት ኣይኮኑን ስነ-ቅንጥብጣብ እዮም። ዳኒ ግን መግለጺ ሲኢነልካ
@marytesfay7361
@marytesfay7361 4 жыл бұрын
Kkkkkk Ney behikey
@tesfaeusnqey1615
@tesfaeusnqey1615 4 жыл бұрын
Tbelo enjera aleka bro nay lbey zrzr abelkayo nska wn netom smeitna kngelx zeykalna smeitna sle zgeletskayo thanks kgermekum lomi zdref wela eye kdegmo zeykel
@azerezghi482
@azerezghi482 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ዳኒ ሓውና ከምዚ ከማኻ ይብዛሓዮም ብምስትውዓልን ብሚዛነን ንስነጥበብ ዝትንቱኑ ዝነቅፉን ተስፋ ይገበር አቶም ስነጥበበኛታት ከም ጹብይቕ ሬዮም ክምዕብሉ ከረሙን ቐጽሎ
@GhostGeneralOfTheNorth
@GhostGeneralOfTheNorth 4 жыл бұрын
Proud of you again, keep it up!!!
@pawlo7733
@pawlo7733 4 жыл бұрын
Waww thank you wedi memhir gin aytitfiana titefiana aleka
@eastafro4023
@eastafro4023 4 жыл бұрын
U got them an absolutely spot on bro specially the last bit ppl listen musics for videos not bcz u like the music
@michealyemane2994
@michealyemane2994 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቃ ግዜ ወሲዲካ ከምዚ ምድለውካ ንፋዕ ኢካ ምባል ይውሕደካ.....keep it up. 100.%. I support you.
@behonest7199
@behonest7199 4 жыл бұрын
Ab wishtey zrbsheni znebere hasab eba xeregkayo, bravo!!👍♥️ proud of you bro👍👍👍
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 4 жыл бұрын
ክክክክክ 10:00 ካብደን ከከንዲ ዕትሮ ኣደይ ይመስል ክትረግም ግን በጃካ ፀራርገልና ንኩሎም ። ሼር ንበሎ ይኣክ ተተምሃራ ።
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 4 жыл бұрын
*ኣብ ልዕሊኣ እንታይ ክብለካ ይደሊ ነዞም ናቶም ቻነል ከፊቶም ዝኸውንን ዜይከውንን ክምህሩ ዝውዕሉ ሸጥ ሸጥ ከተብለለይ ተስፋ ይገብር ነዞም ኣብ ሂወቶም ምሉእ ኩዕሶ ተንኪፎም ዘይፈልጡ ብዛዕባ ኩዕሶ ዓንገረር ክብሉ ዝውዕሉን ኣብ ስነጥበብ ዋላሓንቲ ኣፍልጦ ዜይብሎም ግን ደፊኦም ክኣትዉ ዝፍትኑን ብፍላይ ብፍላይ እእእም ተረዲኡኳ ክኸውን ተስፋ ይገብር ብሩኽ ለይቲ bro*
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 4 жыл бұрын
@@Sam_uel28 *ኣይሓመቕካን√*
@gidegoitom6225
@gidegoitom6225 4 жыл бұрын
Haqi zereba ab lbey zneberet hasab
@okbuhaile5290
@okbuhaile5290 4 жыл бұрын
Ilike it
@fshkta3687
@fshkta3687 4 жыл бұрын
ዶርግሓዮ እንዶ እእም ዝብሃል የለን ንመን ኢካ ክትፈርሆ
@merhawinegasi9227
@merhawinegasi9227 4 жыл бұрын
Kkkkkkk hehimamka yu
@ksanetkeshigrmay4966
@ksanetkeshigrmay4966 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መልእክቲ ዩ ኣጆካ
@eseyasokbazgi5182
@eseyasokbazgi5182 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሓወይ ናተይ ኣድኒቀካ ንስካ ዉን ክንገልጾ ዝጽግመና ኢካ ገሊጽካዮ ቀጺሎ
@berie6325
@berie6325 4 жыл бұрын
#Smart ኢኻ'ታ ንስኻ ቡኡነት። ነዚ ሰሚዖም እዞም #Artist ኢና ባሃልቲ ወዶም Gualom ከዘይ ተማሂሮሙሉ ብሓጀር ርእሶም ምድፋኖም ኢዩ። #ኣእዛና ብጨርባሕባሕ ኣጽሚሞሙና ኣለው ያ'ኸ፡,......
@user-cs3rf2qn5p
@user-cs3rf2qn5p 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ እንዲካ ንዓይ ግን ሓንቲ ሓሳብ ኣላትኒ ንሳ ከኣ ዝኮነ ስራህ ተሰሪሑ ምስ ተወድአ ሳንሱር ትገብር ማሕበር እንተትክፈት ። thanks keep going bro
@teamehaile7097
@teamehaile7097 3 жыл бұрын
ናይሓቂ ጽቡቅ ጊሊጽካዮ ካብቶም ዝዘሉ ዘሊሎም ኢሎም ዝዘሉ ይበዝሑ ኣለዉ ከምዚ ዝበልካዮ ድማ ትግርኛ ዝዛረቡ እበር ትግርኛ ዝክእሉ ክሳብ ሕጂ ኣይረ ኣይረኣንና ኣለና እቶም ኪኢላታት ሰነ ጥበበኛታታ ከማን ገሪምዎም ስቅ ኢሎም ይዕዘቡ ኣለዉ ዓገብ ብዘይ ምባሎም ድማ ቁሩብ ይሰመዓካ እታይ ይግብሩ ከምዘልዉ ናበይ የምርሑ ከምዘልዉ ብግልጺ ክገልጽሎም ይግባእ so እዚ ኣምጽካዮ ዘልካ ድማ ብጣዕሚ ግላጺ ሓሳባት ኢዩ ብሓቂ ትሓፍር ኢካ ሓንቲ ሰንተንስ ክገልጹ ዘይክእሉ ድረፍቲ ኢና ክብሉካ ዝገርማ ኢዩ ከምዚ ዝበልካዮ ኣብ ቅድሚ ሰብ ክትቀርብ ዑሙቅ ዝበለ ኣፍልጦ ክህልወካ ይግባእ ካብ ተቀላጢካ መምህር ናይ ምኻን ድልየትካ ተማሃራይ ኮይንካ ብግቡእ ፈልጥካ መምህር ምኻን ይብለጽ ክብሎም ይደሊ ብሓቂ ሳንሱር ይድልዮም ኣሎ እሞ ዓገብ ሰባት ንክፍልጥኩም ኢልኩም ዘይከውን ኣይትስርሑ ክብሎም ይፈቱ ይቀንየልና እዚ ሓወይ ናይብሓቂ ኩሉ ገሊጽካዮ ኢካ Thenks
@asmieghirmay5212
@asmieghirmay5212 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣድኒቐካ bro we need people like u
@solomieabraha3297
@solomieabraha3297 3 жыл бұрын
I am proud of you? Keep it up!:)
@user-oy4ed2wz2u
@user-oy4ed2wz2u 4 жыл бұрын
you have high undergo express about tigrinay so verey Good.
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ዕድመ ይሃብካ ብከምዚ ተዘይተናቃቀፍና ዕቃበ ባህሊ ቃንቃ እምነት ታሪክ የለን ደቂ ዓደይ ምዓረይ።
@gebraiendrias7267
@gebraiendrias7267 2 жыл бұрын
Thank you, Daniel, for reminding us of our people's art using music and expiations and refreshing our knowledge of the valuable values of our people many have forgotten. Its educational value is great, and I have learned a lot from it and shared it with many with the intention they will share it too.
@user-xz4cb7rv9k
@user-xz4cb7rv9k 4 жыл бұрын
መን ከማኻ ወዲ ዓበይቲ!!ኣድናቒኻ እየ፡፡
@samighs8536
@samighs8536 4 жыл бұрын
Nmejemerya smart young boy Eritrawi ria ❤🇪🇷
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 3 жыл бұрын
ስነ ጥበብ እንተ ተላዒሉ ልዕሊ ማንም ዘይርሳዖ ሰብ ንስኻ ኢኻ I Love you daniteyyyy 💕💕💕💕💕💕
@shewitshewita7131
@shewitshewita7131 4 жыл бұрын
Daney shikor meglexi sieinelka even ane nay kedem enber nay lomi search geyre ayfeltn ab lbey zneber hasab gelitskaley tnx ketslo😍😍😍😍
ስነ-ጥበብ ኤርትራ ናበይ የምርሕ ኣሎ፧
23:33
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 275 М.
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 101 МЛН
Who has won ?? 😀 #shortvideo #lizzyisaeva
00:24
Lizzy Isaeva
Рет қаралды 63 МЛН
路飞被小孩吓到了#海贼王#路飞
00:41
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 72 МЛН
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 51 МЛН
ዕላማን ሕድርን ሰማእታት!
15:40
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 112 М.
ባህሊ ትግርኛ እንታይ እዩ፧
18:41
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 131 М.
ህየሳ ደርፊ 'ነዓ ተመለስ'/ 'Nea temeles' song review
22:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 141 М.
ተወሳኺ ሞያ ዘለዎም ስነ ጥበበኛታት
18:24
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 101 МЛН