Teddy Press መንግስቲ ኣብ ግዳም - ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ቤ/ጽ ከፊቱ ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል

  Рет қаралды 5,907

Teddy Press

Teddy Press

11 күн бұрын

ገለ ደለይቲ ፍትሒ ሃገርና፡ "መንግስቲ ኣብ ስደት (ግዳም)" ኣብ ትሕቲ ብዝብል ክንቀሳቐሱ ካብ ዝጅምሩ ዓመታት ቆጺሩ ኣሎ። እዚ ብብዓል ኣቶ ገብረ ኣብ ዋሽንግተን ቤት ጽሕፈት ከፊቱ ይንቀሳቐስ ኣለኹ ዝብል ዘሎ ትካል፡ እንታይ ንጥፈታት እዩ ዘካይድ ዘሎ? ኣብዚ ሕጂ እዋን ኸኣ፡ ልክዕ ከምቶም ውድባት ተበራኺቶም ኣለዉ። ካብቶም ብብዓል ዶር ኣርኣያ ደበሳይን ከምእዉን ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ ዝምራሕ ጉጅለታት፡ ዝፈልዮ ኸ እንታይ እዩ? ንምዃኑ ክንደይ ዝኣኽሉ መንግስታት ድዩም ከድልዩና? ዓለም ኸ ንመኖም እያ ክትቅበል? ዝብሉን ካልእን ዝብሉ ሕቶታት ዝድህስስ መደብ እዩ።

Пікірлер: 35
@samsonbereket2392
@samsonbereket2392 9 күн бұрын
መንግስቲ ንህዝቢ እዩ ዝውክል። ኣብ ህዝቢ ዘይተሳተፉ መንግስቲ እየ እንተበልካ እንታይ እዩ ትርጉሙ።
@emabianalyst120
@emabianalyst120 9 күн бұрын
This guy is a player.
@alganeshandebrhan4047
@alganeshandebrhan4047 9 күн бұрын
ምሁራት ኣበይ ኣለዉ ክትብል ትጸንሕ ኢሞ ጽንሕ ኢልና ድማ ምሁራት ክንሰርሕ መጽና ኣለና ኣብዝብሉና ድማ መን ኢኩም መን ሓልፍነት ህብኩም ኢልና ከነናኣእሶም ንፍትን ኢሞ ከመይ ገርና ኢና ብሓባር ክንሰርሕ ? ከመይ ይሰርሑ ምጽንዖም ካብቲ ክንገብሮ ዝግባኣና ኣገዳሲ ኢዩ መን ኢኩም ኢንዳበልና ከነርሕቆም ን ከነህድሞምን ምንም ትርጉም የብሉን የሕዋት
@teklekifle2672
@teklekifle2672 9 күн бұрын
You right, agree
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 9 күн бұрын
ቅኑዕ ዘረባ የግዳ ምአሁራት ኣበይ ኣለው ጥራይ ዘይኮና ክንብልዘለና ምሳኣ ምሁራት ኣእምሮ ዘለዎም እያ እታ ቅንዕቲ።ፊደል ዝቆጸረ ናይ ቆልዓ ዝሓስብ ከኣ ኣሎ።
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 7 күн бұрын
@@alganeshandebrhan4047 ክንደይ ግዜ መንግስቲ ቆይሙ ኣብ ደገ ካብ 2005 ሰንዓ ፎረም ኣትሒዝካ
@mulubrhanteklegergis5730
@mulubrhanteklegergis5730 5 күн бұрын
well done just keep updating us . thanks
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 9 күн бұрын
ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሃሱሳት ከም ነፋሒቶ መልክዖም እናቐየሩ ነዚ ተቓዉሞ ከፍርሱ እነሆ 34 ዓመት ደፊኖም።
@zera1464
@zera1464 8 күн бұрын
Who represent you?
@TrhasTesfay-zo9om
@TrhasTesfay-zo9om 8 күн бұрын
ኣቱም ሰባት ንገዛእ ርእሱ ዘክብር እምበር ንህዝቢ ዝሓሊ ክንስእን ኣታ እዞም ኣረገውቲ ክንዋረድ ንዓል ኣቡክ
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 9 күн бұрын
Congratulations to you! Let's hope for the best! Thanks....
@user-rq1zo1uc9l
@user-rq1zo1uc9l 9 күн бұрын
ከይ ተቀደምኩ ክቅድሞም እምበር ቅንዕና ዘለዎ አይመስለንን። ቅንዕና እንተ ዝነብሮ ነቶም ቅድሚ ሕጂ GIE ዝግስግሱ ዝነቦሩ ክሐቁፍ / ዘማየጠን ክኸዎን ምተገቦኦ። ናይ "ተቋወምቲ" ሽግርና አነ.. አነ.. ዝብል ስለ ነቀድም > 30 ዓመት እግሪ ክንተክል ዘይንኽእል ዘለና።
@samsonbereket2392
@samsonbereket2392 9 күн бұрын
ናይ ብሓቂ።
@zera1464
@zera1464 8 күн бұрын
Ata iziom kabey zinexu iyom izimke askut beim meswaeti zikeflu zelowu nihagiz tiray so please let’s forget these kind of people
@user-hx3bc9zk8l
@user-hx3bc9zk8l 5 күн бұрын
I couldn’t believe what is saying
@kliensilva9240
@kliensilva9240 9 күн бұрын
Unanswered questions remain: 1. The question of legitimacy and representation 2. A practical roadmap to taking over power in Eritrea. I hope that the different groups pushing for establishing GIE don't expect that after having get rid of the dictator somebody is going to gladly welcome them with red carpet at Asmara International Airport and usher them to the rightful place at the National Palace.
@user-hx3bc9zk8l
@user-hx3bc9zk8l 5 күн бұрын
Please menghisti Eritrea akalilka aitrhaio
@samsonbereket2392
@samsonbereket2392 9 күн бұрын
ከምዚ ዝህብረና ዘሎ ውድብ ወይ ምንቅስቓስ እዩ ዘለዎም ሽሙ ኽኣ መንግስቲ ኣብ ደገ ይብሃል።
@yonaskidane9267
@yonaskidane9267 6 күн бұрын
Very funky, this guy looks like what hell is like dictatorship
@asmeromeyob2691
@asmeromeyob2691 7 күн бұрын
Good job well done keep it up,proud of you
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 9 күн бұрын
መደናገሪ ምዃኑ ካብቲ body language ክትርዳእ ትኽእል።
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j 6 күн бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ማእከል ኣስመራ እናበሉ ባዓል Mr.G ዘርግሖማ ዘለዉ Video ሓቅነታ ክሳብ ክንደይ እዩ? ንምንታይከ ቀቀድሚ ምስ ERi PM ኢንተርቪው ምግባሮም ዘርግሖማ? እታ ዝራኣናያ Video፡ ኣጸቢቅና ነስተውዕለላ ፡ እቶም ሰባት ብቅድሚት ናብታ ማኪና ገጾም ዝጓዓዙ ዘለዉ፡ ዋላ ሓደ ሪኣክሽን ኣየርኣዩን። ስለዚ እቲ ኣርማ ናብ ውሽጢ ገጹ እዩ ተጠቒዑ ። እቶም ቪድዮ ዝወስዱ ዘለው ድማ ኣብታ ማኪና ኮይኖም ኢዮም ዝቀርጽዎ ዘለዉ። Double check is the safest way. Thanks ብምድንጋር ሳዓብቲ ከተብዝሕ ምፍታን ምስ ሻዕብያ ኣኽቲሙ እዩ።
@user-hx3bc9zk8l
@user-hx3bc9zk8l 5 күн бұрын
I don’t why I don’t like him
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 7 күн бұрын
Mr. G is this right time to go for detailed information?
@mihresemere4798
@mihresemere4798 9 күн бұрын
እዚ ኮሜድያን ኢዩ ቴዲ ተጠንቀቅ
@yonasteages2600
@yonasteages2600 7 күн бұрын
So far I like this president and he is from Bilen I am not from bilen . but I like him cos in our current situation there is a lot of people have awraja himam. So that’s interesting it’s no more talk those three awraja now . they giving us headache
@user-tf9iz3cj5s
@user-tf9iz3cj5s 9 күн бұрын
Kabziom isayas yhshena zxegebe tukan,eziom kem abiy endegena demna kmexwuwo eyom
@lulyatesfatsion105
@lulyatesfatsion105 7 күн бұрын
Nay qalsi meala mqyarka tray ekul eyu 👏
@mihresemere4798
@mihresemere4798 9 күн бұрын
ነየናይ ህዝቢ ኣኪቦም ኢዮም መንግስቲ ኣብ ደገ ኣለና ዝብል ዘሎ ሻዕብያ ክሕንኩለና ኩሉ ክፍትን ኢዮ ነጽር ስፋሕ ታዓወት
@user-hx3bc9zk8l
@user-hx3bc9zk8l 5 күн бұрын
This person is a liar
@faet9285
@faet9285 8 күн бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም : ቀጽሉ::ቴድሮስ ሓሳቡ ክውድእ ኣይትገድፎን ዘለኻ::
@user-tf9iz3cj5s
@user-tf9iz3cj5s 9 күн бұрын
Ane ezom jebhan shaebyan zbehalu kabzi polotica tealyom kabti hluf gsrtneom knterf abey abey eyom abelashyom nezi zqxl twldi arediom tezeleyu mhshena ember kabziom bjeka qimn qrhn kale tmrti yelen,kab isayas ayhsshun eyom ezi hadsh twldi ksogom trayu zelewo belaetegnatat
@michaeltekle66
@michaeltekle66 8 күн бұрын
ቴዲ ሕጂውን ትጋገ አለኻ ንሱ ሚስጢር ከዕቅበ እንዳደለየ ኮሎ ንስኻ ግን መዓል መንዮም እንዳበልካ ከተጋጊዮ ትፍትን አለኻ ስራሕካ እንታይ እዩ ጋዜጠኛ ድኻ ዋላስ ዘረባ መቀባበሊ መርገጺኻ አፍልጥ ዓሻ ተመሲልካስ ትራሮም ወድአሎም ኮይኑ ናትካ ነገር
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j 6 күн бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ማእከል ኣስመራ እናበሉ ባዓል Mr.G ዘርግሖማ ዘለዉ Video ሓቅነታ ክሳብ ክንደይ እዩ? ንምንታይከ ቀቀድሚ ምስ ERi PM ኢንተርቪው ምግባሮም ዘርግሖማ? እታ ዝራኣናያ Video፡ ኣጸቢቅና ነስተውዕለላ ፡ እቶም ሰባት ብቅድሚት ናብታ ማኪና ገጾም ዝጓዓዙ ዘለዉ፡ ዋላ ሓደ ሪኣክሽን ኣየርኣዩን። ስለዚ እቲ ኣርማ ናብ ውሽጢ ገጹ እዩ ተጠቒዑ ። እቶም ቪድዮ ዝወስዱ ዘለው ድማ ኣብታ ማኪና ኮይኖም ኢዮም ዝቀርጽዎ ዘለዉ። Double check is the safest way. Thanks ብምድንጋር ሳዓብቲ ከተብዝሕ ምፍታን ምስ ሻዕብያ ኣኽቲሙ እዩ።
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 9 күн бұрын
ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሃሱሳት ከም ነፋሒቶ መልክዖም እናቐየሩ ነዚ ተቓዉሞ ከፍርሱ እነሆ 34 ዓመት ደፊኖም።
Survival skills: A great idea with duct tape #survival #lifehacks #camping
00:27
Incredible magic 🤯✨
00:53
America's Got Talent
Рет қаралды 77 МЛН
Fed Chair Powell Testifies Before House
3:14:06
Bloomberg Television
Рет қаралды 87 М.
Nightly News Full Broadcast - July 15
20:54
NBC News
Рет қаралды 835 М.
Assassination Attempt | News on The 700 Club - July 15, 2024
19:39
Biden gives closely watched speech at NATO summit
15:01